Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብልዕሊ 2 ቢሊየን ብር ዝተሃነፁ ፕሮጀክትታት ይምረቑ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ክፍለ ከተማታት ኣዲስ ኣበባ ብልዕሊ 2 ቢሊየን ብር ዝተሃነፁ 100 ፕሮጀክትታት ይምረቑ ኣለዉ። እቶም ፕሮጀክትታት ብምምራቕ ንኣገልግሎት ክፍቲ ዝገብራ ዘለዋ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፥ እቶም ፕሮጀክትታት ሕቶታት…

ኣብ መንጎ ኣፍሪካን ሩሲያን ዘሎ ኩለ መዳይ  ምትሕብባር ንምጥንኻር ተስማዕሚዕና- ፕሬዚዳንት ፑቲን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ኣፍሪካን ሩሲያን ዘሎ ኩለ መዳይ  ምትሕብባር ንምጥንኻር ተስማዕሚዕና ክብሉ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት፥ ሩስያን ኣፍሪካን ዘለወን ምትሕብባር ኣብ ኢኮኖሚ፣ ንግዲ፣ ቴክኖሎጂ፣ ህንፀት መሰረተ ልምዓት፣…

ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ከካይዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሓምለ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣጃይ ባንጋ ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ከካይዱ ኢዮም። እቶም ሓዱሽ ፕሬዚዳንት ካብ 31 ሓምለ 2023 ዓ.ም.ፈ ጀሚሮም ንክልተ መዓልታት ዝፀንሕ ዑደት ከምዝገብሩ እቲ ባንኪ ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝህልዎም…

ኣብ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 8 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 8 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ከተማ ጊምቢ እትጓዓዝ ዝነበረት ኣብቶብስ ብሰንኪ ናህሪ ካብ መገዳ ኣግሊሳ ብምግልባጣ ኢዩ እቲ ሓደጋ ኣጋጢሙ። ብመሰረት እዚ በቲ…

ኢትዮጵያ ቴክኖሎጂ ኒውክሌር ኣብ ዓውዲታት ጥዕና፣ ሕርሻን ቀረብ ሓይሊን ክትጥቀመ ትደሊ – በለጠ ሞላ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ቴክኖሎጂ ኒውክሌር ኣብ ዓውዲታት ጥዕና፣ ሕርሻን ቀረብ ሓይሊን ክትጥቀም ከምትደሊ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን  በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ እቶም ሚኒስትር ምስ ዋና ሓላፊ ኤጀንሲ ኣቶሚክ ኤነርጂ ኣሌክሴይ ሌካቼቭ ኣብ ኢትዮጵያ…

ብሄራዊ ፈተና ማሕበራዊ ሳይንስ 12 ክፍሊ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዝሓለፉ ሰለስተ መዓልቲታት እነተውሃበ ዝነበረ ብሄራዊ ፈተና ማሕበራዊ ሳይንስ 12 ክፍሊ ብሰላምን ብዕዉት ኩነታት ከምዝተዛዘመ ግልጋሎት ምዘናን ፈተናታትን ትምህርቲ ኣፍሊጡ፡፡ ግልጋሎት ምዘናን ፈተናታትን ትምህርቲ÷ ኣብቲ ከይዲ ንዝተሳተፉ ኩሎም…

ምትሕብባር ኢትዮጵያን ሩሲያን ዘጠናኽሩ ስምምዓት ተፈሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ሩሲያን ዘሎ ምትሕብባር ሓሬታ፣ ቢዝነስን መሰረተ ልምዓትን ዘጠናኽሩ ስምምዓት ተፈሪሞም። እቶም ስምምዓት ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሩሲያ ኣፍሪካ እናተሳተፈ ብዝርከብ ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ዝተፈረሙ ኢዮም። ኣብ ሞንጎ…

ኣብ ክልል ትግራይ ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ) እናቐረበ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ) ብፅቡቕ ኩነታት እናቐረበ ከምዝርከብ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብ ቀፃሊ እውን ክቐርብ ዘለዎ መዳበሪያ ኣብ ቀረባ እዋን ካብ ጅቡቲ ናብቲ ክልል ከምዝበፅሕ እቶም ሚኒስትር…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ፅባሕ ናብ ኣሜሪካ ክተምርሕ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምሕዝነታዊ ፀወታ ንምግባር ፅባሕ ናብ ኣሜሪካ ክተምርሕ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዋና ፀሓፊ እቲ ፌዴሬሽን ኣይተ ባህሩ ጥላሁንን ኣሰልጣኒ እታ ሃገራዊት ጋንታ ኢንስትራክተር ዳንኤል ገብረ ማሪያምን÷ ክልተ…

መበል 1 ሺሕን 445 በዓል ዓሹራ ኣብ መስጊድ ኣልነጃሺተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣቆፃፅራ ሄጅራ መበል 1 ሺሕን 445 በዓል ዓሹራ ካብ ሃይማኖታዊ ክብሪታቱ ብዝሕሉ መንገዲ ኣብ ጥቓ መስጊድ ኣልነጃሺ ተኸቢሩ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ኣከባብራ÷ ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታ ዝመፅኡ ተኸተልቲ ሃይማኖት እስልምናን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…