Fana: At a Speed of Life!

ዋና ቤት ዕዮ ማእኸል ልምዓት ምትሕብባር መንግስታዊን ዘይመንግስታዊት ትካላት ፓን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክኸፍት ኢዩ ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ቤት ዕዮ ማእኸል ልምዓት ምትሕብባር መንግስታዊን ዘይመንግስታዊት ትካላት ፓን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክኸፍት ኢዩ ክብላ…

ኮሚሽን ጉምሩኽ ምስ ምምሕዳር ጉምሩኽ ሩሲያ ጉምሩክ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉምሩኽ ስርዓት ቅብብል ዋጋ ንምስላጥ ዘኽእል ምስ ምምሕዳር ጉምሩኽ ሩሲያ ጉምሩክ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ጉምሩኽ ደበሌ ቃበታ ከምዝገለፁዎ÷ እቲ ኮሚሽን ጎድና ጎድኒ ጉባኤ መራሕቲ ሩሲያ ኣፍሪካ፤ ስርዓት ቅብብል ዋጋ…

ዜጋታት ንባዕልቶም ካብ መበገሲታት ተቓላዕነት ሕማም ጉበት ክከላኸሉ ይግባእ-ዶ/ር ደረጄ ዱጉማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዜጋታት ንባዕልቶም ካብ መበገሲታት ተቓላዕነት ሕማም ጉበት ክከላኸሉ ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ዶ/ር ደረጄ ዱጉማ ገሊፆም። ብብርኪ ዓለም ንመበል 13 ግዘ ኣብ ኢትዮጵያ ድማ ንመበል ታሽዓይ ግዘ “ጥዕና ጉበት ንጥዑይ ህይወት”…

ቢሮ ግልጋሎት ፕሮጀክታት ውሕመ ንክልል ትግራይ 9 ሺሕን 500 ኩንታል ሓገዝ ዘበናዊ ዱኽዒ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ግልጋሎት ፕሮጀክታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከባ ዝተፈላለያ ወረዳታት 9 ሺሕን 500 ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበርያ) ሓዊሱ ከካልኦት ሓገዛት ገይሩ። እቲ ቢሮ ካብ መዳበርያ ብተወሳኺ 3 ሺሕ ኩንታል ጣፍ፣ 1 ሺሕ 585…

ሕውየትን ዳግመ ህንፀትን ትግራይ ብዝተተለመን ዝተወደበን ኣገባብ ምስራሕ መማረፂ ዘይብሉ ዕማም እዩ-ሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት መሪሕነት ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ፣ ሙሁራን፣ ተወከልቲ ተነሓናሕቲ ውድባትን ካልኦት ዓቕምታት ትግራይን ዝተሳተፍሉ እግሪ ምትካልን ዳግመ ህንፀት ትግራይን ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተዳለወ መድረኽ ዘተ ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ…

ዶናልድ ትራምፕ ተወሳኺ ክሲ ገበን ቀሪቦምዎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ተወሳኺ ክሲ ገበን ቀሪቦምዎም። ትራምፕ ኣብ ፍሎሪዳ መንበሪ ገዝኦም ኣብ ዝርከብ ናይ ድሕንነት ካሜራ ዝተቐረፀ ተንቀሳቓሲ ምስሊ ኣብቲ ገዛ ዝርከብ በዓል ሞያ ፅገና ንኸጥፈኦ ኣገዲዶም ብዝብል ተወሳኺ ክሲ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ውፅኢት ፈተና ሻምናይ ክፍሊ 2015 ዓ.ም ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በአዲስ አበባ የ2015 ዓ.ም የ8ኛ ክፍል ፈተና ውጤት ይፋ ሆነ። ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ እቲ ምምሕዳር ዘላለም ሙላቱ (ዶ/ር)፥ ሎሚ ዘበን ብሓፈሻ 73 ሺሕን 385 ተምሃሮ ከምዝተፈተኑ ተዛሪቦም። ካብ መንጎ እቶም ዝተፈተኑ 70 ነጥቢ 6…

ኣብ ከይዲ ምትእኽኻብ ዛዕባታት ተሳተፍቲ ዝኾኑ መዳርግቲ ኣካላት ተፈሊዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽና ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ኣብ ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ንዘካይዶ ዛዕባታት ናይ ምትእኽኻብ ስራሕቲ ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላት ፈልዩ። እቶም መዳርግቲ ኣካላት በቲ ኮሚሽን ብመሰረት ዝቐርበሎም ፃውዒት ዛዕባ ናይ ምትእኽኻብ ስራሕ ንቑሓት…

ኮሚሽነር ለሊሴ ነሜ (ኢ/ር) ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ኩባንያ ቮልስዋገን  ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ለሊሴ ነሜ (ኢ/ር)ን ምክትል ኮሚሽነር ዳንኤል ተሬሳን  ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ኩባንያ ቮልስዋገን ጀርመን ዘቲዮም። ብተወሳኺ ምስ ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ስቴፈን ኣውር ኣብ ክሊ ኣውቶሞቲቭ…

ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ መበል ካልኣይ ዘበን ስራሕ ራብዓይ ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ኣብ ዝህልዎ ናይ ክልተ መዓልታት ፃንሒት ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ በጀት ዓመት 2015 ኣብያታ ዕዮ፣ ኦዲት፣ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲን እቲ ቤት ምኽሪን…