ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ባሌ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ መኪና ሀይወት 15 መምህራን ሓሊፉ Desta May 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ባሌ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ መኪና ሀይወት 15 መምህራን ዩንቨርስቲ መደ ወላቡ ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። እቲ ሓደጋ ናብ መምህራንዩኒቨርሲቲ መደ ወላቡ ካምፓስ ሻሸመኔ ዘሳፈረት ተሽከርካሪት ብምግልባጣ ዘጋጠመ ከምዝኾነ ከንቲባ ከተማ ሮቤ ኣይተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ደቡብ ደገፍ ምሩፅ ዘርእን እታዎታትን ሕርሻን ንትግራይ ሂቡ Desta May 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲን ህዝብን ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ክልል ደቡብ ደገፍ 1 ሺሕን 500 ኩንታል ምሩፅ ዘርእን 3 ሺሕን 600 ዝተፈላለዩ እታዎታትን ሕርሻን ንትግራይ ሂቡ። እቲ ደገፍ ልዕሊ 18 ሚሊየን ብር ዝግመት ከምዝኾነ ተገሊፁ። ጉጅለ ልኡኽ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውዕል ሰላም ፕሪቶርያ ዝኸፈተልና ዕድል ብምጥቃም ህዝቢና ክንክሕስ ይግባእ-ኣይተ ጌታቸው ረዳ Desta May 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ወከልቲ ማሕበረሰብ ንግድን ሰብ ሃፍትን ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ሆቴል ፕላኔት ሎሚ መዓልቲ ተዛቲዮም። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ሓዊሱ ኣባላት ካቢኔ ግዝያዊ…
ቢዝነስ ኩለ መዳይ ተረባሕነት ዜጋታት ኣብ ምርግጋፅ ግደ ባንኪ ዓለም ልዑል ከምዝኾነ ተገሊፁ Desta May 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩለ መዳይ ተረባሕነት ዜጋታት ኣብ ምርግጋፅ ግደ ባንኪ ዓለም ልዑል ከምዝኾነ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ገሊፁ። መዕፀዊ መርሃ ገብሪ ብድጋፍ ባንኪ ዓለም ኣብ ዝሓለፉ 8 ዓማውቲ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ “ቦሌ ለሚ ሁለት” ን ቂሊንጦን…
ስፓርት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ናብ ፕሪሚየር ሊግ ምምላሱ ኣረጋጊፁ Desta May 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ደሕቲ 6 ዓመት ናብ ፕሪሚየር ሊግ ምምላሱ ኣረጋጊፁ። ቤንች ማጂ ቡና ብኣዲስ ከተማ ክፍለ ከተማ 2 ን 1 ምስዓሩ ስዒቡ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ናብ ፕሪሚየር ሊግ ምምላሱ ከምዘረጋገፀ ተሓቢሩ። ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ጉባኤ ሊግ ዓረብ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ይሳለጥ ኣሎ Desta May 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 32 ጉባኤ ሊግ ዓረብ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ይሳለጥ ኣሎ። ብኲናት ሕድ ሕድ እትሕመስ ሩሲያ ድሕሪ 12 ዓመት ንፈለማ እዋን ኣብቲ ጉባኤ ትሳተፍ ኣላ። ነታ ሃገር ብምውካል ፕሬዚዳንት በሽር ኣል ኣሳድ ኣብቲ ጉባኤ ንምስታፍ ናብ ጅዳ ከምዘቕንዑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ኮሎምቢያ ብምዃን ኣብ ብሄራዊ ሙዚየምን ዑደት ኣካይደን Desta May 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴን ምክትል ፕሬዚዳንት ኮሎምቢያ ፍራንሲያ ማርኩዌዝን ኣብ ብሄራዊ ሙዚየምን ዑደት ኣካይደን። ብምክትል ፕሬዚዳንት ኮሎምቢያ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራል ዘተ ዝገበረ እንትኸውን፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕበረ ኢኮኖሚያዊ ፀገማት ብቕልጠፍ ንምፍታሕ ብውሁድ ሓድነት ክንረባረብ ይግባእ-ኣይተ ጌታቸው ረዳ Desta May 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ዝመርሕዎ ካብ ኩለን ወረዳታት ትግራይ ዝተወከሉ ተሳተፍቲ ዝተረኸብሉ ህዝባዊ ዋዕላ ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ኣብ ሆቴል ፕላኔት ዝሳለጥ ዘሎ መድረኽ ዘተ፥ ኣይተ ጌታቸው…
ቢዝነስ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ደገፍ ኣምቡላንስን ተሽከርከርቲን ረኺቡ Desta May 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ኣገልግሎቱ ንምስፋሕ ዝሕግዝ ደገፍ 14 ኣምቡላንስን 9 ተሽከርከርቲን ካብ ዓለም ለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ረኺቡ። እተን ኣምቡላንሳት ብ28 ሚሊየን ብር ዝተዓደጋ እንትኾና እተን ንሰርቪስ ዘገልግላ ድማ ብ18…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ዓለም ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ሽርክና ኣጠናኺሩ ከምዘቐፅል ኣፍሊጡ Desta May 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ኩለ መዳይ ሽርክናን ምትሕብባርን ኣጠናኺሩ ከምዘቐፅል ኣፍሊጡ። እቲ ባንኪ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ እዋናዊ ኩነታት ዝጠመተ መግለፂ ሂቡ። ኣብ ኢትዮጵያ ብሰንኪ ዘጋጠመ ጎንፂን ድርቅን ብሚሊየን ዝቑፀሩ ዜጋታት…