ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሓደ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲ ናይ ምትካል ወፍሪ ኣብ መላእ ሃገር ይሳለጥ ኣሎ Desta Jul 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ብብርኪ ሃገር ኣብ ሓደ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲ ናይ ምትካል ወፍሪ ሎሚ መዓልቲ ንጎሆ ሰዓት 12 ተጀሚሩ። ፈልሲ ምትካል ብንጉህኡ ጀሚርናዮ ኣለና ክሳብ ምሸት ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ጋምቤላ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ናይ ምንባር መርሃ ግብሪ ይካየድ ኣሎ Desta Jul 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ናይ ምንባር መርሃ ግብሪ ይካየድ ኣሎ። ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እቲ ክልል ይሳለጥ ኣብ ዘሎ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር፥ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ይሳተፉ ከምዘለዉ ካብ ኮሚኒኬሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈልሲ ምትካል ብንጉህኡ ጀሚርናዮ ኣለና ክሳብ ምሸት ክቕፅል ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) Desta Jul 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈልሲ ምትካል ብንጉህኡ ጀሚርናዮ ኣለና ክሳብ ምሸት ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ንጎሆ ፈልሲ ብምትካል ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም። ብንጉህኡ ብዝናብ ወፂእኹም ሓምለዋይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ሃረር ኣብ ሓደ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲ ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ተጀሚሩ Desta Jul 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረር ኣብ ሓደ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲ ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ተጀሚሩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ረእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኦርዲን በድሪ፣ ሚኒስትራት፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልልን ከምኡ እውን ነበርቲ እቲ ከባቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሞያ ኣብ መከታተሊ ክፍሊ ኩነት ብምዃን መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣብ ሓደ ፀሓይ ይከታተሉ ኣለዉ Desta Jul 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሓምለ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሞያ ኣብ መከታተሊ ክፍሊ ኩነት ብምዃን መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣብ ሓደ ፀሓይ ይከታተሉ ኣለዉ። እቶም ሰብ ሞያ በቢእዋኑ ዘሎ ቁፅራዊ ምዕባለ እናተኸታተሉ ንመራኸብቲ ሓፋሽ ሓበሬታ ክምግቡ ኢዮም። ሎሚ ኣብ ዝሳለጥ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሓምለዋይ ኣሰር ንትውልዲ ዝመሓላለፍ ቁም ነገር ንስራሕ-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ Desta Jul 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ብብርኪ ሃገር ኣብ ሓደ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲ ናይ ምትካል ወፍሪ ሎሚ መዓልቲ ንጎሆ ሰዓት 12 ከምዝተጀመረ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ፥ ብሓምለዋይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሓደ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲ ናይ ምትካል ወፍሪ ተጀሚሩ Desta Jul 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ብብርኪ ሃገር ኣብ ሓደ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲ ናይ ምትካል ወፍሪ ሎሚ መዓልቲ ንጎሆ ሰዓት 12 ተጀሚሩ። ሰዓት 12 ንጎሆ ዝጀመረ እቲ መርሃ ግብሪ ክሳብ ሰዓት 12 ናይ ምሸት ከምዝቕፅል ተሓቢሩ። ነቶም ፈልስታት ንምትካል ዘኽእል 9 ሺሕን…
ስፓርት ሉሲታ ንቻድ መዘነኦም ኣብ መልሲ ፀወታ ስዒረን Gebremariam Weldegerima Jul 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ንቻድ መዘነኣ ብመልሲ ፀወታ 4 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ፡፡ ኣብ ቀዳማይ መፃረዪ ፀወታ ኦሎምፒክ 2024 ደቂ ኣንስትዮ ኩዕሾ እግሪ÷ ሃገራዊት ጋንታ ደቂኣንስትዮ ኢትዮጵያ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ቻድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ፅባሕ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 3 ሚሊየን ፈልሲ ንምትካል ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ፅባሕ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 3 ሚሊየን ፈልሲ ንምትካል ምድላው ከምዝተገበረ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ልምዓት ደኒ፣ ሓለዋን ኣጠቓቕማን እቲ ቢሮ ኣይተ ተስፋይ ተኽለሃይማኖት÷ ኣብ ሓንቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ዝምራሕ ልኡኽ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲታት ንምትካል ኣብ ዝተትሓዘ ትልሚ ንምስታፍ ናብ ድሬዳዋ ኣትዩ Gebremariam Weldegerima Jul 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ዝምራሕ ልኡኽ ሓለፍቲ ስራሕን ሰራሕተኛታትን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲታት ንምትካል ኣብ ዝተትሓዘ ትልሚ ንምስታፍ ናብ ድሬዳዋ…