Fana: At a Speed of Life!

“መደመር” ፋሕፋሕ ዝበለ ጉልበት ናብ ፅኑዕ ሓይሊ ዝቕየር ኢዩ – ፕሮፌሰር ኣለማየሁ ገብረማርያም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) መበል ሓምሻይ መዓልቲ ዘቑፀረ  "ቃል ፤ተግባር፤ ትውልድ" ብዝብል ርእሲ ብቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር ዝተሰናደአ ኤግዚብሽን ሎሚ እወን ኣብ በቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ኣብ መፅሓፍ ምድማር ጠመተ በምግባር ቀፂሉ ውዒሉ። ኣብቲ ኣውደ ርእይ፥…

ፖሊሲታት ዲጂታል ኢትዮጵያ ደቂ ኣኒስቲዮ ዘካተተ ኮይኑ ከምዝተዳለወ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ሕብረት ቴሌኮም ቢሮ ልምዓት ቴሌኮሙኒኬሽን ኢትዮጵያ ብዓውዲ ኢንፎርሜሽን ኮሙኒኬሽን ቴክኖሎጂ ዘለውዋ ደንቢታትን ፖሊሲታትን ደቂ ኣኒስቲዮ ብምክታት ዘፅንዖ ዳህሳሳዊ መፅናዕቲ ዕላዊ ኮይኑ። ብመሰረት እቲ መፅናዕቲ ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ…

ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣባላት ስሩዕን ኣድማ ብተናን ፖሊስ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28  ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ መበል 27 ዙር ኣባላት ስሩዕን ኣድማ ብተናን ፖሊስ ኣመሪቑ። ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ፥ ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ፣ ምክትል ኮሚሽነር ጄኔራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል መላኩ ፋንታን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…

ኢትዮጵያ ፈላመይቲ በዓል ዋና ግዙፍ ኢኮኖሚ ምግባር ንኽእል ኢና- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ፈላመይቲ በዓል ዋና ግዙፍ ኢኮኖሚ ምግባር ንኽእል ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ገሊፆም። ኢትዮጵያ ዝማዕበለትን ንኹሉ እትጥዕምን ሃገር ንምግባር ኢንዱስትሪታት ብምዕባይ፣ ዓቕምታ ብምህናፅ ኢሉውን ምህዞ ማእኸል ብምግባር…

ሰብ ሃፍቲ ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ክገብሩ ኣብ ዝኽእሉሎም ጉዳያት ዝጠመተ ልዝበ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ጀርመን ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ብምእታው ከፍስሱ ኣብ ዝኽእሉሎም ጉዳያት ዝጠመተ ልዝበ ተገይሩ። ብምክትል ሚኒስትር ኢኮኖሚን ሓለዋ ንብረት ኣየርን ጀርመን  ዩዶ ፊሊፕ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ምንቅስቓስ ስራሕ ፓርክ ኢንዱስትሪ…

ኣብ ዝሓፉ 9 ኣዋርሕ ልዕሊ 1 ሺሕ ሓደሽቲ ፕሮጀክታት መስኖ ተዛዚሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ 1 ሺሕን 80 ሓደሽቲ ፕሮጀክታት መስኖ ህንፀቶም ከምዝተዛዘመ ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣፍሊጡ። መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ ትሽዓተ ኣዋርሕ እቲ ዓውዲ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይሳለጥ ኣሎ። ሚኒስትር መስኖን ቆላማ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ካልኣይ ምዕራፍ ሆቴል ስካይ ላይት መሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ካልኣይ ምዕራፍ ሆቴል ስካይ ላይት መሪቖም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ÷ “ካልኣይ ምዕራፍ ሆቴል ስካይ ላይት ምኽፋቱ ኣዲስ ኣበባ ዓለም ለኸ ተጓዓዝቲ እኹል ኣገልግሎት ክትህብ ትኽእል ወሳኒት ኣህጉራዊ መናሃርያ ጉዕዞ…

መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 9 ኣዋርሕ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 9 ኣዋርሕ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ገምጋም ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ በቲ ምምሕዳር ከተማ ዝተሰርሑ ቀንዲ ቀንዲ ተግባራት ኣብ ኣፈፃፅመኦም ምኽክር…

ሃገር ኣብ ውሽጢ ፈተናታት ኮይና ዘሳለጠቶም ሮጀክታት ብግቡእ ተሰኒዶም ንዝቕፅሉ ፕሮጀክታት መምሀርቲ ክኾኑ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)''ካብ መጋቢት ክሳብ መጋቢት'' ኣብ ዝተብሃሉ ካብ 2010-2013 ዝተሰርሑ ሃገራዊ ከይዲታት ኣብ ዝድህስሱ ሰለስተ ተኸታተልቲ መፃሕፍቲ ዝጠመተ ልዝብ ተኻይዱ። ራብዓይ መዓልቲ ኣብ ዝሓዘ ኣብ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት “ቃል፤ ተግባር፤ ወለዶ”…

ከንቲባ ኣዳነች መበል 82 መዓልቲ ዝኽሪ ዓወት ሓርበኛታት ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ መበል 82 መዓልቲ ዝኽሪ ዓወት ሓርበኛታት ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን። እተን ከንቲባ ኣብ መልእኽተን÷ ናይ ሕዚ ወለዶ ወናኒ ናፅነታ ዝተኸበረ ሉኣላዊት ኢትዮጵያ…