Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ታሪኽ ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን ካብ ንግዲ ወፃኢ 8 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ተረኺቡ – ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 2017 ኢትዮጵያ ኣብ ታሪኻ ንፈለማ እዋን 8 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ካብ ንግዲ ወፃኢ ረኺባ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ፡፡ መበል 6ይ መኽፈቲ ስነ ሰርዓት 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ቀዳማይ…

ጉዳይ በሪ ባሕሪ ድሕሪ 30 ዓመታት ዓለም ለኻዊ መዘራረቢ ዛዕባ ምግባር ተኻኢሉ-ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ ኣባይን ቀይሕ ባሕሪን እትርከብ ሃገር ኢያ፤ መፃኢ ዕድላ እውን ምስ ክልቲኦም ማያት ኣዝዩ ዝተዛመደ ኢዩ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ። እቶም ፕሬዚዳንት ነዚ ዝበሉ መኽፈቲ ስነ ሰርዓት መበል ሻድሻይ ዘበን ስራሕ  ሓምሻይ…

7ይ ሃገራዊ መረፃ ዴሞክራሲያዊን ተኣማኒን ንኽኸውን ብሓላፍነት ክስራሕ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተትሓዘ ዓመት ዝካየድ 7ይ ሃገራዊ መረፃ ፍትሓዊ፣ ሰላማዊ፣ ዴሞክራሲያዊን ተኣማኒን ንኽኸውን መንግስቲ ብሓላፍነት ክሰርሕ ኢዩ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ፡፡ መበል 6ይ መኽፈቲ ስነ ሰርዓት 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ባይቶ ወከልቲ…

 ዘላቕነት ዘለዎ በሪ ባሕሪ ናይ ምርካብ ፍትሓዊ ሕቶ ብማሕበረሰብ ዓለም ዘለዎ ቅቡልነት ይዛይድ ኣሎ-ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ እተቕርቦ ዘላ ዘተኣማምንን ዘላቕነት ዘለዎን በሪ ባሕሪ ናይ ምርካብ ፍትሓዊ ሕቶ ብማሕበረሰብ ዓለም ዘለዎ ቅቡልነት ይዛይድ ኣሎ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ። እቶም ፕሬዚዳንት፥ ኢትዮጵያ ብሃፍቲታት ዶብ ተሳጋሪ ፍትሓዊ ተረባሕነት…

ኣንፈታት ልምዓት ካብ ውሱን ዘፈር ናብ በዓል ብዙሕ ዓውዲ ተቐይሩ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣንፈታት ልምዓት ካብ ውሱን ዘፈር ናብ በዓል ብዙሕ ዓውዲ ተቐይሩ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ፡፡ መበል 6ይ መኽፈቲ ስነ ሰርዓት 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)…

ርክብ ወፃኢ ማእኸልን መሰረታዊ ስሕበትን ብሄራዊ ረብሓን ክብሪን ዜጋታት ኢዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ርክብ ወፃኢ ማእኸልን መሰረታዊ ስሕበትን ብሄራዊ ረብሓን ክብሪን ዜጋታት ኢዩ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ። መበል ሻድሻይ መኽፈቲ ስነ ሰርዓት ሓምሻይ ዓመት ዘበን ስራሕ ባይቶ ወከልቲ ህዝብን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ውድድራት ጎደና ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ መወዳእታ እዚ ኣብ ዝተኻየዱ ውድድራት ጎደና ተዓዊቶም፡፡ ኣብ ሮማንያ ዝተኻየደዳድድር 10 ኪሎ ሜትሮብክልቲኡ ፆታ ኢትዮጵያውያን ክዕወቱ ዝኸኣሉ እንትኾኑ፥ ብደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት ከበሪ ቤጂጋ ከምኡ እውንብደቂ…

ስነ ስርዓት መኽፈቲ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ኣቢያተ ምኽሪ ባይቶ ወከልቲ ሀዝቢን ፌዴሬሽንን ሎሚ መዓል ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)6ይ ስነ ስርዓት መኽፈቲ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ባይቶ ወከልቲ ሀዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ፌዴሪኢ ሎሚ መዓል ክካየድ ኢዩ፡፡ ናይ ሓደ ዓመት ዘበን ስራሕ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዲሪኢ ካብ መወዳእታ ሰሙን ሰኑይ ወርሒ መስከረም ክሳብ 30 ሰነ…

በዓል ኢሬቻ ባህላዊ ክብሩ ብዝሓለወ መገዲ ብድምቀት ብምኽባር ተዛዚሙ – ኣባገዳ ጎበና ሆላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ኢሬቻ 2018 ዓ.ም ባህላዊ ክብሩ ብዝሓለወ መገዲ ብድምቀት ብምኽባር ተዛዚሙ ኢሎም ኣባገዳ ቱለማ ጎበና ሆላ።   ኣባ ገዳ ጎበና ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔን ሃርሰዴን 2018 ዓ.ም ባህላዊ ክብሩ…

ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ በዓል ኢሬቻ ሃርሰዴ ብድምቀት ንክኽበር ኣስተዋፅኦ ንዝነበነሮም ኩሎም አመስጊኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ በዓል ኢሬቻ ሃርሰዴ ብድምቀት ንክኽበር ኣስተዋፅኦ ንዝነበነሮም ኩሎም አመስጊኖም። እቲ በዓክ ኣብ ከተማ ቢሸፍቱ ቀላይ ሃርሰዴ፥ “ኢሬቻ ንብራኸ ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብድምቀት ተኸቢሩ።…