ቢዝነስ ባንኪ ኣዋሽ ብዲጂታል ስርዓተ ክፍሊት 1 ትሪሊየን ብር ክፍሊት ተሳሊጡ mizan mekonen Feb 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ብዲጂታል ስርዓተ ክፍሊት ባንኪ ኣዋሽ ዝተገበረ መጠን ክፍሊት ሓደ ትሪሊን ብር በፂሑ። እቲ ባንኪ ካብ ሎሚ ጀሚሩ “ንዝለዓለ ዕግበት ዓማዊል ንፅዕር” ብዝብል ቴማ ንሓደ ሰሙን ዝፀንሐ ሰሙን ዓማዊል ከካይድ እዩ።…
ስፓርት ፋሲል ከነማ መራሒ ሊግ ንምዃን ዝገብሮ ዘሎ ውድድር mizan mekonen Feb 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መርሃ ግብሪ 16 ሰሙን ናይ ሲቢኢ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ፋሲል ከነማ ምስ ሃድያ ሆሳእና ክትጋጠም እያ። ፋሲል ከነማ ናይ ሎሚ ፀወታ እንተድኣ ተዓዊታ ነጥባ ናብ 36 ብምዕባይ ነቲ ሊግ ክመርሕ ክጅምር ኢያ። ኣብ ዝሓለፉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብባህሊ ስራሕ 24 ሰዓታት ለምዓት ኮሪደር ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Desta Feb 8, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብባህሊ ስራሕ 24 ሰዓታት ለምዓት ኮሪደር ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ከምዝገለፅኡ፥ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ሙሉእ ሰሙን ን24 ሰዓታት ፃዕሪ ዝገብሩ ዘለዉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ – ኣተሓሳስባ ፓን ኣፍሪካኒዝም ብተግባር ዘርኣየት ፈላመይቲ ሃገር… Desta Feb 8, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ - ኣተሓሳስባ ፓን ኣፍሪካኒዝም ብተግባር ዘርኣየት ፈላመይቲ ሃገር ኢያ ኢለን ጎስጓሲት ፓን ኣፍሪካኒዝም ህይወት አዳነ። ኢትዮጵያውያን ዝነበርሉ ብራኸ ልዑል ኢዩ ብምባል፥ ኢትዮጵያ ቅድሚ ዓወት ዓድዋ ጀሚራ ንፓን ኣፍሪካኒዝም ኣተሓሳስባ…
ቢዝነስ ልዕሊ 27 ሺሕ ፈተነታት መጥቃዕቲ ሳይበር… Desta Feb 8, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ካብ ዝተፈተኑ ልዕሊ 27 ሺሕን 773 ፈተነታት መጥቃዕቲ ሳይበር እቶም 99 ሚኢታዊት ዝኾኑ ፈሺሎም ኢሉ ምምሕዳር ኢንፎርሜሽንን መረብ ድሕንነትን(ኢመደኣ) ። እቲ ትካል ገምጋም ኣፈፃፅማ 6 ኣዋርሕ 2018 ዓ.ም ኣካይዱ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ስትራቴጂ ትረስት ፈንድ ትምህርቲ ዕላዊ ኮይኑ Desta Feb 8, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ብሄራዊ ስትራቴጂ ትረስት ፈንድ ትምህርቲ ዕላዊ ገይሩ። እቲ ሚኒስቴር ካብ ቢሮ ትምህርቲ ክልላት ምስ ዝተውፃእፅኡ መዳርግቲ ኣካላት ኣፈፃፅማ መደባት 6 ኣዋርሕ ገምጊሙ። ኣብቲ መድረኽ ብሄራዊ ስትራቴጂ ትረስት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቴክኖሎጂ ዝመርሖ ስርዓተ ትምህርቲ ንምጉልባት … Desta Feb 8, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 የካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቴክኖሎጂ ዝመርሖ ስርዓተ ትምህርቲ ንምጉልባት ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ሚኒስቴር ትምህርቲ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ካብ ቢሮ ትምህርቲ ክልላት ምስ ዝተውፃእፅኡ መዳርግቲ ኣካላት ኣፈፃፅማ መደባት 6 ኣዋርሕ ገምጊሙ። ሚኒስትር ዴኤታ አየለች እሸቴ÷…
ስፓርት ኣርሰናል ንሰንደርላንድ ብምስዓር መሪሕነታ ኣጠናኺራ Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 25 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናልን ቼልሲን ንተጋጠምተን ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊበን። ኣብ ስታዲየም ኤምሬትስ ንሰንደርላንድ ዘተኣናገደት ኣርሰናለ 3 ን 0 ብምስዓር መሪሕነታ ናብ 9 ክብ ኣቢላ። ኣርሰናል ዝተዓወተትለን…
ቢዝነስ ሃፍቲ ኢትዮጵያ ንምፍላጥ ልዑል ግደ ዝፃወት ዓለም ለኸ ምርኢት ንግዲ Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 15 ዓለም ለኸ ምርኢት ንግዲ ኢትዮ-ቻምበር ሃፍቲ ኢትዮጵያ ንምፍላጥ ልዑል ግደ ዝፃወት ኢዩ ኢሎም ዋና ፀሓፊ ቤት ምኽሪ ንግዲን ዘፈር ንግዲን ማሕበራትን ኢትዮጵያ ቀነኒሳ ኣለሜ (ዶ/ር)። መርሃ ግብሪ መዛዘሚ ዘተ ቢዝነስ ማዕረ ንማዕረ፣…
ስፓርት ማንቼስተር ዩናይትድ ራብዓይ ተኸታታሊ ዓወት ኣመዝጊባ Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 25 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ንቶትንሃም ሆትስፐርስ 2 ን 0 ስዒራ፡፡ ማንቼስተር ዩናይትድ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ብሪያን ሙቤሞን ብሩኖ ፈርናንዴሽን ኣመዝጊቦምወንአሳርፈዋል። ኣብቲ ፀወታ ቅድሚ ዕረፍቲ…