Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብ ምቁፅፃር መድሓኒት ትካል ጥዕና ዓለም 3ይ ብርኪ መረጋገፂ ብቕዓት ምርካባ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ምቁፅፃር መድሓኒት ትካል ጥዕና ዓለም 3ይ ብርኪ መረጋገፂ (ማቹሪቲ ሌቭል ስሪ) ምዕዋታ ዘርፈ ብዙሕ ረብሓታት ኣለዎ፡፡ ሚኒስቴር ጥዕናን በዓል መዚ ምግብን መድሓኒትን ኢትዮጵያን ብብርኪ ዓለም ተቆፃፀርቲ መድሓኒት ሃገራት ምደባ…

ኢትዮጵያ ንሰብኣዊ ልምዓት ዝሃበቶ ትኹረት ኩለመዳያዊ ብልፅግና መሰረት ትገብር ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ንሰብኣዊ ልምዓት ዝሃበቶ ትኹረት ኩለመዳያዊ ብልፅግና መሰረት ትገብር ኣላ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ፡፡ መንግስቲ ኢትዮጵያን ብባንኪ ዓለምን ብሓባር ዘዳለዎ ሰብ ሃፍቲ ልምዓት ፎረም ኢትዮጵያ 2025…

ኣብ ዓመት 111 ሚሊየን ሊትሮ ምፍራይ ዝኽእል ቀዳማይ ዙር ምርቓት ፕሮጀክት ተፈጥሮ ጋዝ ሓምለዋይ ፈሳሲ ኣካይድና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ካሉብ ኣብ ዓመት 111 ሚሊየን ሊትሮ ምፍራይ ዝኽእል ቀዳማይ ዙር ምርቓት ፕሮጀክት ተፈጥሮ ጋዝ ሓምለዋይ ፈሳሲ ኣካይድና ኣለና ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ…

ምልክት ሰላምን ዕርቀ ሰነያን ሲንቄ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንኣደታት ኦሮሞ ብቑመተን ልክዕ ብዝተሰናደአትን ቀጥ ካብ ዝበለ ምሩፅ ዘንጊ ሃሮሬሳ እትዳሎን በትሪ ሲንቄ፥ ዝተመርዐወት ጓል ተንስተይቲ እትሕዞ መፍለይአን ኢዩ። በትሪ ሲንቄ ብቐሊሉ ዘይስበር፣ ጓል ኣብ መዓልቲ መርዓ ብኣዲኣ ንመርዓት ዝወሃብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምቕማጥ እምነ ኩርናዕ ፋብሪካ ዘበናዊ ዱኽዒ ዩሪያን ፋብሪካ መፃረዪ ነዳዲ ጎዴን ስዒቡ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፦

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምቕማጥ እምነ ኩርናዕ ፋብሪካ ዘበናዊ ዱኽዒ ዩሪያን ፋብሪካ መፃረዪ ነዳዲ ጎዴን ስዒቡ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፦ ፋብሪካ ዘበናዊ ዱኽዒ ዩሪያ ሆልዲንግ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ምስ ዳንጎቴ ግሩፕ ብምትሕብባር ዝህነፅ ኢዩ ፋብሪካ መፃረዪ ነዳዲ ጎዴ…

ብመንግስቲ ፓኪስታን ምስናጋና ዝቐረበሎም ኣምባሳደር ጀማል በከር (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፓኪስታን ጀማል በከር (ዶ/ር) ርክብ ፓኪስታንን ኢትዮጵያን ንምጥንኻር ብዝገበርዎ ኣበርክቶ ብመንግስቲ ፓኪስታን ምስጋና ቀሪቡሎም። ኣምባሳደር ጀማል በከር (ዶ/ር) ምስ ሓጋዚ ፕሬዚዳንት…

ልምዓት ኮሪደር ሜላ ኣነባብራ ኣብ ምምሕያሽ ዘሎዎ ግደ ልዑል ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ልምዓት ኮሪደር ንዜጋታት ዕድል ስራሕ ኣብ ምፍጣር፣ ቱሪዝም ኣብ ምንቕቃሕን ሜላ ኣነባብራ ነበርቲ ኣብ ምምሕያሽ ዘረጋግፆ ዘሎ ግደ ልዑል ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ስራሕቲ ልምዓት ከተማ ጅግጅጋ…

ባንኪ ዓለም ብዓውዲ ሎጂስቲክስ ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ደገፍ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ዓለም ብዓውዲ ሎጂስቲክስ ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ደገፍ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ኢሎም ምክትል ፕሬዚዳንት ቀጣና ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ ባንኪ ዓለም ንዲያሜ ዲዮፕ፡፡ ካብ ባንኪ ዓለም ብዝተረኸበ ደገፍ 240 ሚሊየን ዶላር ዝካየድ ዘሎ ህንፀት…

ብሪፎርም ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ዝተመዝገቡ ውፅኢታት ዝነኣዱ ኢዮም – ባንኪ ዓለም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ እናተግበረቶ ትርከብ ሪፎርም ኢኮኖሚ ዝተመዝገቡ ውፅኢታት ዝድነቑ ኢም ኢሎም ኣብ ባንኪ ዓለም ዓለም ምክትል ፕሬዚዳንት ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ ንዲያሜ ዲዮፕ፡፡ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴን ዋና ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ እዮብ ተካልኝ…

ነበር ሓላዊ ልዳት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ሳዳት ጀማል ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ነበር ሓላዊ ልዳት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ሳዳት ጀማል ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ፡፡ ሳዳት ጀማል ኣብ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያን ኣብ ዝተፈላለያ ጋንታታትን ሓላዊ ልዳት ኮይኑ ብምፅዋት ዝሓለፈ እንትኸውን፥ ኣሰልጣኒ ሓለውቲ ልዳት ሃገራዊት…