Fana: At a Speed of Life!

ኣኼባ ሓበራዊ ኮሚቴ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮ-ኬኒያ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ናይሮቢ ኬኒያ ኣብ ዝሓለፉ ከልተ መዓልታት ክሳለጥ ዝፀንሐ ኣኼባ ሓበራዊ ኮሚቴ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮ-ኬኒያ ተዛዚሙ። እቲ ኣኼባ ሰነድ ስምምዕነት ሰራዊት ምክልኻል ክልቲአን ሃገራት ድሕሪ ምኽታሙ ንፈለማ እዋን ዝተሳለጠ ስሩዕ ኣኼባ ከምዝኾነ…

ወንጌል ኣመንቲ ንሃገራዊ ሰላምን ዕብየት ክተሓባበሩ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ካውንስል ወንጌል ኣመንቲ ኣብያተ ክርስቲያናት ኢትዮጵያ ወንጌል ኣመንቲ ንሃገራዊ ሰላምን ዕብየት ክተሓባበሩ ይግባእ ኢሉ፡፡ ካውንስል ወንጌል ኣመንቲ ኣብያተ ክርስቲያናት ኢትዮጵያ ሓፈሻዊ 5ይ ስሩዕ ጉባኤ ይካየድ ኣሎ።…

ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣብ ፍርቂ በጀት ዓመት 52 ነጥቢ 26 ቢሊየን ብር ኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣብ ቀዳሞት ሽዱሽተ ኣዋርሕ በጀት ዓመት ካብ መሸጣ ኢነርጂንን ዝተፈላለዩ እቶትን 52 ነጥቢ 26 ቢሊየን ብር ኣኪበ ኢሉ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ግልጋሎት ጌቱ ገረመው (ኢ/ር) ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፤ ኣብ…

ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ምስ ኣመራርሓን ኣባላትን ኣፋሕድ ይትቲ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ኣምሓራ ተዓጢቆም ዝንቀሳቀሱ ዝነበሩ መገዲ ሰላም መሪፆም ዝተመልሱ ኣመራርሓን ኣባላትን ትካል ህዝባዊ ኣምሓራ ፋኖ (አፋሕድ) ይዛተ ኣሎ፡፡ ዋና ኮሚሽን ኮሚሽነር መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር) ኣብቲ…

ህንፀት መዕርፎ ነፈርቲ ሻኪሶ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ጉጂ ዘሎ ህንፀት መዕርፎ ነፈርቲ ሻኪሶ ብዕሊ ሎሚ ተጀሚሩ። ነቲ ህንፀት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሞያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ምጅማሮም ኣብ ቢሮ ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ፥ ዋና…

ከይዲ ፍርያት መዓድን ሓለዋ ከባቢ ብዘኽብር ኣገባብ ክኻየድ ይስራሕ ኣሎ – ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ከይዲ ፍርያት መዓድን ሓለዋ ከባቢን ተረባሕነት ነበርቲን ብዘኽብር ኣገባብ ክኻየድ ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ ኢሎም ሚኒስትር መዓድን ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር)፡፡ ካብ 12 ሃገራት ተወከልቲ ዓውዲ መዓድንን ተዋሳእቲ ዓውዲ መዓድን ኢትዮጵያ…

ንጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ኣድላዪ ምድላው ተገይሩ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ንመበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኣድላዪ ምድላው ዛዚማ ኢሉ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ። ኣቐባሊ ቃል እቲ  ሚኒስቴር ኣምባሳደር ነቢያት ጌቻቸው ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እቲ ጉባኤ ነምትእንጋድ ኣድላዪ ምድላው ትሕዝቶን ሎጂስቲክስን…

ዕድመ ቁፅሪ ዝገበሮ ኮኾብ ሮናልዶ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) 5 ግዜ ተዓዋቲ ባሎንዶር ዝኾነ ኮኾብ ክርስትያኖ ሮናልዶ ክብረ ወሰን እናወሰደ ሕዚውን ፀወታኡ ይቕፅል ኣሎ። ብዙሕ ውልቃዊ ዓወታት እንተሃለዎ ንናይ ገዛእ ርእሱ ዓወት ፈፂሙ ዘይርሳዕ ኩሉ ግዜ ንኻልእ ዓወት ዝፅዕርን…

ኢትዮ ቴሌኮም ምስ ኩባኒያታት ቴሌኮም ጅቡቲን ሱዳንን ባሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም፣ ቴሌኮም ጅቡቲን ግሩፕ ሆራይዘን ሱዳቴልን ዶብ ተሳገርቲ ዝርገሐ መስመር ፋይበር ጋህዲ ንምግባር ዘኽእል ሰለስተኣዊ ስምምዕነት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ጅቡቲ ተፈራሪሞም። ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ ኣብቲ እዋን…

መመሓየሺ ኢኮኖሚ ምቹው ከባቢ ንግዲ ንኽፍጠር ኣኽኢሉ ኢዩ – ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መመሓየሺ ኢኮኖሚ ንማሕበረሰብ ንግዲ ውሽጢ ዓዲ ይኹን ወፃኢ ምቹው ናይ ንግዲ ከባቢ ንኽፍጠር ኣኽኢሉ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)። መበል 15 ዓለም ለኸ ምርኢት ንግዲ ኢትዮ-ቻምበር "ናይ ኢትዮጵያ ይዓድጉ፤…