Fana: At a Speed of Life!

ምስ ጅብሰም ተፃዒኑ ናብ ኬንያ ክሳገር ዝነበረ 6 ሺሕን 150 ኪ.ግ መዕወኒ ሓሽሽ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ዞባ ኦሞ ምስ ጅብሰም ተፃዒኑ ናብ ኬንያ ክሳገር ዝነበረ 6 ሺሕን 150 ኪ.ግ ካናቢስ ዝተብሃለ መዕወኒ ሓሽሽ ምሓዙ ፖሊስ እታ ዞባ ኣፍሊጡ። እቲ መዕወኒ ሓሽሽ ዝፀዓነት ተሽከርካሪት ኣብ ጉዕዞ መስመር ኤርቦሬ እናሃለወት ወረዳ…

ኣብ ፅዋዕ ዓለም ሞሮኮን ፈረንሳይን ሎሚ ምሸት ኣብ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ክራኸባ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፅዋዕ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ምሸት ኣብ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ሓደ ፀወታ ክግበር ኢዩ። ኣፍሪካዊት ሃገራዊት ጋንታ ሞሮኮ ምሸት ሰዓት ኣርባዕተ ምስ ፈረንሳይ ናብ ፍፃመ ፀወታ ንምሕላፍ ክፃወታ ኢየን፡፡ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ተዛቲዮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ኣፍሪካ-ኣሜሪካ ንምስታፍ ዋሽንግተን ዲ ሲ ይርከቡ። ጎድና ጎድኒ እቲ ጉባኤ ምስ ሚኒስትር…

ከተማታት ኣላማጣን ኮረምን ኣገልግሎት ባንኪ ብህፁፅ ንክጅመረለን ሓቲተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳራት ከተማታት ኣላማጣን ኮረምን ኣገልግሎት ባንኪ ብህፁፅ ንክጅመረሎም ሓቲቶም። ከንቲባ ከተማ ኣላማጣ ሃይሉ ኣበራን ምክትል ከንቲባን ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ገበርናን ከተማ ኮረም ሰላም ደበሳይ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ ብዘይካ…

ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ንልዕሊ 24 ሺሕ ዜጋታት ተረባሕቲ ዝገብር ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ንልዕሊ 24 ሺሕ ዜጋታት ተረባሕቲ ዝገብር ደገፍ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። እቲ ደገፍ ዝተፈላለዩ ናውቲታት ገዛ ዘካተተ እንትኸውን፥ ኣብ ራያ ቆቦም ኣላማጣን ተመዛቢሎም ንዝነበሩ ዜጋታት ዝውዕል ከምዝኾነ ገሊፁ። እቲ…

ንፕሮጀክት ልምዓት ሓይሊ ሃፋ ቱሉ ሞዬ ዝኸውን ደገፍ 10 ሚሊየን ዶላር ተፈቒዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝካየድ ፕሮጀክት ልምዓት ሓይሊ ሃፋ ቱሉ ሞዬ ዝኸውን ደገፍ 10 ሚሊየን ዶላር ተፈቒዱ። እቲ ፕሮጀክት እንትዛዘም 150 ሜጋ ዋት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከፈልፍል ኢዩ ተባሂሉ። ኢትዮጵያ እቲ ደገፍ ገንዘብ ጉጅለ…

ንዕዉትነት ሃገራዊ መድረኽ ዘተ ኣመራርሓ ብልፅግና ሓላፍነቱ ብኣግባቡ ክዋፃእ ይግባእ-ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዕዉትነት ሃገራዊ መድረኽ ዘተ ኣመራርሓ ብልፅግና ሓላፍነቱ ብኣግባቡ ክዋፃእ ይግባእ ክብሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። “ዓቕሚ ብውፅኢት ፈተና ብዕውትነት” በዝብል መሪሕ ቃል ንላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና…

ቱርኪ 12 ቢሊየን ዶላር ዘውፅእ ሓዱሽ ክዙን ነዳዲ ረኺበ ኢላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቱርኪ 12 ቢሊየን ዶላር ዘውፅእ ሓዱሽ ክዙን ነዳዲ ከምዝረኸበት ኣፍሊጣ። ቱርኪ ኣብ ደቡብ ምብራቕ ክፋል እታ ሃገር ኣብ ትርከብ ግዝኣት ሲርናክ እምባ ጋባር ዝረኸበቶ ክዙን ነዳዲ ምስተፃረየ 150 ሚሊየን በርሚል ከምዝኸውን ተሓቢሩ። ፕሬዚዳንት…

ከተማታት እንዳባጉናን ሰለኽላኻን ዳግም ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ረኺበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ንነዊሕ እዋን ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ተቛሪፁወን ዝፀንሓ ከተማታት እንዳባጉናን ሰለኽላኻን ዳግም ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ረኺበን፡፡ እተን ከተማታት ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ክረኽባ ዝኸኣላ÷ ፅገና ጣቢያ መከፋፈሊ ሓይሊ ሽረ ከምኡ እውን…

ባንኪ ኢንተርናሽናል ኣንበሳ ኣብ ትግራይ ዳግም ኣገልግሎት ንመሃብ ምድላዉ ከምዝዛዘመ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ኢንተርናሽናል ኣንበሳ ኣብ ትግራይ ዳግም ኣገልግሎት ንመሃብ ምድላዉ ከምዝዛዘመ ኣፍሊጡ ። ተቛሪፁ ዝነበረ ኣገልግሎት ባንኪ ንኽጅመር ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ብመሰረት ዝሃቦ መተሓሳሰቢ÷ ባንኪ ኢንተርናሽናል ኣንበሳ ኣብ ትግራይ ኣገልግሎት ባንኪ…