መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብኣንበብቲ ተጓዓዝቲ ዝበለፀ መንገዲ ኣየርነት ኣፍሪካ 2022 ብምዃን ተዓዊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብኣንበብቲ ተጓዓዝቲ ዝበለፀ መንገዲ ኣየርነት ኣፍሪካ 2022 ብምዃን ተዓዊቱ።
እቲ ሽልማት ኣፍልጦ “ግሎባል ትራቭለርስ” ዝተብሃለ መፅሄት ኣሜሪካ ካብ ተጓዓዝቲ ብመሰረት ዘተኣኻኸቦ ድምፂ ዘበርከቶ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።…