ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለምለኸ መዳርግቲ ትካላት ኣብ ኢትዮጵያ ዝገብረኦ ሓገዝ ንክውስኽ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Dec 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣተሓባባሪ ሰብኣዊ ረድኤት ምብራቕ ኣፍሪቃ ዳኒኤል እንድሪስ ዓለም ለኸ መዳርግቲ ትካላት ኣብ ኢትዮጵያ ዝገብርኦ ደገፍ ንክውስኽ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ቀዋሚ ልኡኽ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ታየ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስት ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲን ፅንፈኛታት ሓይሊታት ዝጀመሮ ስጉምቲ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ Desta Dec 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታህሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስት ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ፣ ፅንፈኛታት፣ ብስርቂን ብረብሓ ዝተኣሳሰሩን ሓይሊታት ዝጀመሮ ወፍሪን ስጉምቲን ሕብረተሰብ ብዘሳተፈ መገዲ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኤርትራን ኬንያን ክልተኣዊ ሰነድ ስምምዕ ከቲመን Desta Dec 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታህሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤርትራን ኬንያን ክልተኣዊ ሰነድ ስምምዕ ከቲመን። ፕሬዚደንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብመሰረት ዝገበርሎም እንግዶት ኣብ ኤርትራ ናይ ክልተ መዓልታት ዕላዊ ዑደት ስራሕ ዝገብሩ ዘለዉ ፕሬዚደንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ ከልቲኣዊ ዘተ ከምዝገበሩ ተገሊፁ።…
ስፓርት ብሕታዊት ተወካሊት ኣፍሪካ ዝኾነት ሞሮኮ ምስ ፖርቹጋል ፀወታኣ ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 12 ክተካይድ ኢያ Desta Dec 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታህሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓዕቲ ናብ ፍርቂ ፍፃመ ዋንጫ ዓለም ክልተ ፀወታታት ክካየድ ኢዩ። ብመሰረት እዚ ሞሮኮ ምስ ፖርቹጋል ፀወታአን ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 12 ከካይዳ ኢየን። እንግሊዝ ምስ ፈረንሳይ ድማ ሰዓት 4 ምሸት ፀወተአን ከምዘካይዳ ዝወፅአ መርሃ ግብሪ…
ቢዝነስ ልዕሊ 103 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Desta Dec 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታህሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጎምሩክ ካብ 23 ክሳብ 29 ሕዳር 2015 ዓ.ም ልዕሊ 103 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከመዝተትሓዙ ገሊፁ። እቶም ናውቲታት ኣብ ዝተፈላለዩ ቅርንጫፍ ኣብያተ ዕይኡ ከምዝተትሓዚ ኢዩ ገሊፁ። ኣልባሳት፣ ነዳዲ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 400 ጀነሬተራት ማይ ንክልል ደቡብ ደገፍ ተገይሩ Desta Dec 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታህሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መስኖን ልምዓት ከባቢ ቆላን ንኣገለግሎት መስኖ ሓጋይ ዝውዕላ 400 ጀነሬተራት ማይ ንክልል ደቡብ ደገፍ ገይሩ። እተን ፓንፕታት መስሓቢ ማይ ዝተረከቡ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳው፥ ኣብቲ ክልል 200 ሺሕ ሄክታር መሬት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት መበል ራብዓይ ጉባኤ ቢዝነስ ጀርመን ኣፍሪካ ኣብ ጁሃንስበርግ ይሳለጥ ኣሎ Desta Dec 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታህሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ራብዓይ ጉባኤ ቢዝነስ 2022 ጀርመን ኣፍሪካ ኣብ ጁሃንስበርግ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ መደረ ዘስምዑ ምክትል ቻንስለርን ሚኒስትር ጉዳያት ኢኮኖሚን ጀርመን ሮበርት ሃቤክ፥ መንግሰቲ ጀርመን ንምንቅስቓስ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኣፍሪካ ደገፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ፀፅታ ብዝተዋደደ መገዲ ልዕልነት ሕጊ ንምኽባር ጠመተ ይሰርሕ ከምዘሎ ተገሊፁ Desta Dec 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታህሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ፀፅታ ብዝተዋደደ መገዲ ልዕልነት ሕጊ ንምኽባር ጠመተ ይሰርሕ ከምዘሎ ተገሊፁ። ህፁፅ ኣኼባ ኮሚሽነራት ፖሊስ ፌዴራልን ክልልትን ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ፖሊስ ፌዴራል ተሳሊጡ። ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ብገብረ ራዕዲታት፣ ፅንፈኛታትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ንኣባልነት ማእከላይ ኮሚቴ ዝቐረቡ 10 ኣባላት ተቐቢሉ ኣፅዲቑ Desta Dec 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ንኣባልነት ማእከላይ ኮሚቴ ዝቐረቡ 10 ኣባላት ተቐቢሉ ኣፅዲቑ ብመሰረት እዚ እቶም ኣባላት፥ ጁል ናንጋል ካብ ጋምቤላ፣ ቀበሌ መንገሻ ካብ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ፣ መስከረም ደበበ ካብ ኦሮሚያ፣ ታደሰ ገብረ ፃዲቅ፣ ኣብርሃም…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ኬኒያ ዊልያም ሩቶ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣስመራ ኣምሪሖም Desta Dec 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኬኒያ ዊልያም ሩቶ ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብመሰረት ዝገበርሎም እንግዶት ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣስመራ ኣምሪሖም። ፕሬዚዳንት ዊልያም ሩቶን ኣባላት ጉጅለ ልኡኾምን ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣስመራ እንትበፅሑ…