Fana: At a Speed of Life!

ካብ ጣቢያ መከፋፈሊ ኤሌክትሪክ ሑመራ ዝርከብ ማእኸላይን ታሕተዋይን ፅገና መስመር ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ጣቢያ መከፋፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ሑመራ ዝረኽባ ከተማታት ሑመራ፣ ዳንሻ፣ ባዕኸር፣ ማይካድራ፣ ዓብደርራፊዕ፣ ኣብርሃጅራ፣ ሶሮቓ፣ ዓዲጎሹ፣ ዓዲረመፅ ማእኸላይን ታሕተዋይን ፅገና መስመር ከምዝተዛዘመ ተገሊፁ። ስራሕቲ ፅገነና ማእኸላይን ትሑትን…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ፕሬዚዳንት ትካል ልምዓት ቀዳማዊ እመቤታት ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ትካል ልምዓት ቀዳማዊ እመቤታት ኣፍሪካ ቀዳማዊት እመቤት ናሚቢያ ሞኒካ ጊንጎስ ኣብ ቤት ፅሕፈተን ተቐቢለን ተዛቲየን። ኣብ ዘተአን ድማ ኣብ ኣፍሪካ ግደ ደቂ ኣንስትዮ ኣመራርሓ ምድንፋዕን መራሕቲ ኣብ…

ኣብ ኣኽራሪነትን ግብረ ራዕዲን ኣብ ክንዲ በይናዊ፤ ሓራዊ ስጉምቲ ምውሳድ ይግባእ – ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ኣፍሪካ ኣብ ኣኽራሪነትን ግብረ ራዕዲን ትገብሮ ምክልኻል ኣብ ክንዲ በይናዊ ሓራዊ ስጉምቲ ክትወስድ ከምዝግባእ ገሊፀን። ታሽዓይ ላዕለዋይ ጉባኤ ሰላምን ፀፅታን ኣፍሪካ ኣብ ኣልጄሪያ…

ዶ/ር ኣብርሃም በላይ ምስ ሚኒስትር ምክልኻል ሶማሊያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ምክልኻል ፌዲሪኢ ኣብርሃም ዶ/ር ኣብርሃም በላይ ብሚኒስትር ምክልኻል ሶማሊያ ኣብዱልከድር መሓመድ ኑር ምስ ዝረመርሐ ልኡኽ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ሰላምን ድሕንነትን ከምኡ እውን ዞባዊ ኩነታት ፀፅታ ትኹረት…

ኢትዮጵያን ሩሲያን ክልተኣዊ ርክበን ብዝበለፀ ንምድንፋዕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ኢትዮጵያን ሩሲያን ክልተኣዊ ርክበን ብዝበለፀ ንምድንፋዕ ተስማዕሚዐን። ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ዝፀንሐ ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስትራት ክልቲአን ሃገራት ተዛዚሙ። ኣብ መዕፀዊ እቲ ኣኼባ ዝተረኸቡ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር በለጠ…

ስነ-ስርዓት ቀብሪ 5ይ ፓትርያርክ ኤርትራ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ቀብሪ ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ ቄርሎስ ቀዳማዊ፤ 5ይ ፓትርያርክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ-ክርስትያን ኤርትራ ሎሚ መዓልቲ ተፈፂሙ። ስነ-ስርዓት ምፍናውን ፍትሓትን እቶም ፓትሪያርክ÷ ፕረዝዳንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፍወርቂን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ሓበራዊ ጉዳያት ልምዓትን ብልፅግናን እንግሊዝ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ፣ ሓበራዊ ጉዳያት ልምዓትን ብልፅግናን እንግሊዝ ጀምስ ክሌቨርሊን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሃዋሳ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ካብ እዋናዊ ጉዳያት ብተወሳኺ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ክልተኣዊ ርክብ…

ኣብ ፕሪሚየርሊግ ዝውውር ተፃወትቲ ዝካየደሉ መዓልቲ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝውውር ተፃወትቲ ደቂ ተባዕትዮ ፕሪሚየር ሊግ 2015 ዓ.ም ኢትዮጵያ ዝካየደሉ መዓልቲ ዕላዊ ኮይኑ። ብመሰረት እዚ ዝውውር መንፈቕ ዓመት እቲ ውድድር ካብ 18 ታሕሳስ ክሳብ 18 ጥሪ 2015 ዓ.ም ከምዝካየድ ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ…

ኣምባሳደር ሌንጮ ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዑድ ዓረብ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ስዑድ ዓረብ ሌንጮ ባቲ ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ወሊድ ብን ኣብድልከሪም ኣልኽሬይጂ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ክልተኣዊ ርክብ ከምዝገምገሙ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ…

ሉዊስ ኤነሪኬ ካብ ሃገራዊት ጋንታ ስፔን ኣሰልጣንነቶም ተሰናቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሉዊስ ኤነሪኬ ካብ ሃገራዊት ጋንታ ስፔን ኣሰልጣንነቶም ከምዝተሰናበቱ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ስፔን ኣፍሊጡ። ስፔን ኣብ ፅዋዕ ዓለም ኳር ብሞሮኮ ብፍፁም ቅላዕ ምስዓራ ስዒቡ÷ እቲ ፌዴሬሽን ንኤንሪኬ ካብ ኣሰልጣኒነቶም ኣሰናቢቱዎም ኣሎ። ፌዴሬሽን…