Fana: At a Speed of Life!

ፓርቲ ብልፅግና ፈተናታት ናብ ዓወት ብምቕያር ኢትዮጵያ ናብ ዝሓሸ ምዕራፍ ንምስግጋር ዝጀመሮም ስራሕቲ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ፈተናታት ናብ ዓወት ብምቕያር ኢትዮጵያ ናብ ዝሓሸ ምዕራፍ ንምስግጋር ዝጀመሮም ስራሕቲ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲን ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቲ ፓርቲ ፈላማይ ህፁፅ ሓፈሻዊ ጉባኤ…

ለሊሴ ነሜ ኣብ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ምክትል ዳይሬክተር ምብራቕ ኣፍሪካ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ለሊሴ ነሜ ኣብ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ምክትል ዳይሬክተር ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብዱል ካማራ ተዛቲየን። ኣብ ዘተአን ድማ ኣብ ሞንጎ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ዘሎ ርክብ ምጥንኻር ኣብ…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከቡ ዲፕሎማት ሃገራት ኣውሮፓ ብዛዕባ እቲ ስምምዕነት ሰላም መብርሂ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከቡ ዲፕሎማት ኣባላት ሃገራት ኣውሮፓ ኣብ ኣተገባብራ እቲ ስምምዕነት ሰላም መብርሂ ሂቦም። ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዝነበረ ኲናት ብሰለማዊ መገዲ ንምፍታሕ ኣብ…

ቻይናን ስዑድ ዓረብን ኣብ ዘፈር ምክልኻል ዘለወን ርክብ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይናን ስዑድ ዓረብን ኣብ ዘፈር ምክልኻልን ኢነርጂን ዘለወን ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን። ኣብ ስዑድ ዓረብ ዑደት ስራሕ እናገበሩ ዝርከቡ ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ÷ ምስ ንጉስ እታ ሃገር ሰልማን ቢን ኣብዱል ኣዚዝ ኣል ስዑድ ኣብ…

ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያን ፖሊስ ሶማሊያን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ከቲሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያን ፖሊስ ሶማሊያን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ከቲሞም። እቲ ስምምዕነት ዶብ ዘለል ኣብ ዝኾኑ ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ። ብፍላይ ግብረ ራዕዲነትን ዘይሕጋዊ ዝውውር ኲናትን ሰብን…

መልቀቒ ፈተና መምዘኒ ብቕዓት ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ሰነ ኣብ ተመሳሳሊ እዋን ክወሃብ ኢዩ – ሚኒስቴር ትምህርቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መልቀቒ ፈተና መምዘኒ ብቕዓት ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ሰነ ኣብ ተመሳሳሊ እዋን ከምዝወሃብ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ 200 ሺሕ ተምሃሮ ፈተና ከምዝወስዱ እቲ ሚኒስቴር ገሊፁ፡፡ ኣብቲ ሚኒስቴር ፈፃሚ ስራሕ ኣማኻሪ ጉዳያት ኣካዳሚ…

ኣብ ስምምዕነት ሰላም ዘተኮረ ኣብ ኢንስቲትዩት ሃድሰን ንዝምልከቶም ኣካላት መብርሂ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስምምዕነት ሰላምን ዳግመ ህንፀትን ትኹረት ብምግባር ኣብ ኢንስቲትዩት ሃድሰን ንዝምልከቶም ኣካላት መብርሂ ከምዝተውሃበ ኣማኻሪ ብሄራዊ ድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ገሊፆም። ኣምባሳደር ሬድዋን ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር…

ፓርቲ ብልፅግና ህፁፅ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ህፁፅ ጉባኤኡ ኣብ ሃዋሳ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናዊ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነታት ከሕልፍ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። እቲ ፓርቲ ብብርኪ ማእከላይ ኮሚቴ ኣብ ዝሓለፉ መዓልታት ኣኼብኡ ከካይድ ፀኒሑ ኢዩ።…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝኾነ ይኹን ብሽም ቀዋሚ ንብረት ዝግበር ዝውውር ንግዚኡ ኣገልግሎት ተኣጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝኾነ ይኹን ብሽም ቀዋሚ ንብረት ዝግበር ዝውውር ንግዚኡ ኣገልግሎት ከምዝተኣገደ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ዘፈር ጉዳያት ካቢኔ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ኣይተ ቢኒያም ምክሩ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ÷ ኣብ…

ኣብ ፀወታ ርብዒ ፍፃመ ፅዋዕ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ክልተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፀወታ ርብዒ ፍፃመ ፅዋዕ ዓለም ኳታር ሎሚ መዓልቲ ክልተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። ብመሰረት እዚ ምሸት ሰዓት 12 ብራዚል ምስ ክሮሺያ ናብ ፍርቂ ፍፃመ ንምሕላፍ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን፡፡ እቲ መርሃ ግብሪ ቀፂሉ ምሸት ሰዓት 4 ኣርጀንቲና…