ዓለም ለኻዊ ዜናታት እኽሊ ዩክሬን ዝፀዓነት ፈላመይቲ መርከብ ካብ ወደብ ኦዴሳ ተበገሳ Desta Aug 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ሩሲያ ብመሰረት ዝተገበረ ስምምዕነት እኽሊዩክሬን ዝፀዓነት ፈላመይቲ መርከብ ካብ ወደብ ኦዴሳ ተበገሳ። ሰብ መዚ ቱርኪን ዩክሬንን ከምዝበልዎ፥ እታ መርከብ ካብ ደቤባዊ ወደብ ኦዴሳ ተበጊሳ ምንቅስቓስ ጀሚራ ኣላ። እታ መርከብ 26 ሺሕ ቶን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ጥዕናን ተፀዋዕቲ ትካላትን ክረምታዊ ኣገልግሎት ወለንታ ኣጀሚሮም Gebremariam Weldegerima Aug 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕናን ተፀዋዕቲ ትካላትን ክረምታዊ ኣገልግሎት ወለንታ ገዛውቲ ዓቕመ ደካማታት ናይ ምሕዳስ ስራሕቲ ኣጀሚሮም። እቲ ሕድሰሳት ገዛውቲ ዘጀመራ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ እንትኾና፥ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ዲኤታታትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ሕርሻ ኢትዮጵያ ካብ ወፃኢ ዝዓደጎም 12 ነጥቢ 8 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ናብ ቀደብ ጅቡቲ ኣጓዓዒዙ ከምዝዛዘመ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ሕርሻ ኢትዮጵያ ንዘበነ ምህርቲ 2014/15 ዓ.ም ካብ ወፃኢ ዝዓደጎ ልዕሊ 12 ነጥቢ 8 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ናብ ቀደብ ጅቡቲ ኣጓዓዒዙ ከምዝዛዘመ ኣፍሊጡ። ናይ መወዳእታ 10ይ ዙር 500 ሺሕ ኩንታል ዩሪያ ዘበናዊ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሓይሊ ባሕሪ ሩሲያ ኣብ ቀረባ እዋን ሓደሽቲ ሃይፐርሶኒክ ሚሳኤላት ከምዝዕጠቕ ፕሬዚዳንት ፑቲን ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Jul 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ባሕሪ ሩሲያ ኣብ ቀረባ እዋን ሓደሽቲ ሃይፐርሶኒክ ሚሳኤላት ከምዝዕጠቕ ፕሬዚዳንት ፑቲን ኣፍሊጦም። ከም ቅዱስ ፒተርስበርግን ክሮንሽታትን ዝበላ ዓበይቲ ናይ ወደብ ከተማታት ሩሲያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ በዓል ሓይሊ ኣየር ተረኺቦም መደረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብያተ ምኽሪ ዝተፈላለያ ዞባታት ክልል ደቡብ ምስ ጎረባብቲ ህዝብታት ኮብምዃን ብክልል ንምውዳብ ዘኽእል ውሳነ ኣሕሊፎም Gebremariam Weldegerima Jul 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብያተ ምኽሪ ዝተፈላለያ ዞባታት ክልል ደቡብ ምስ ጎረባብቲ ህዝብታት ኮብምዃን ብክልል ንምውዳብ ዘኽእል ውሳነ ኣሕሊፎም። ቤት ምኽሪ ዞባ ህዝቢ ጎፋ 4ይ ዙር 9ይ ዓመት ዘመን ስራሕ 5ይ ስሩዕ ጉባኤኡ እናካየደ ይርከብ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣወዳድባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቴሌቭዥን ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ፈተነ ፈነወ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jul 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቴሌቭዥን ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ሎሚ ብዕሊ ተመሪቑ ፈተነ ፈነወኡ ጀሚሩ፡፡ ነቲ ጣብያ ፈተነ ፈነወ መሪቖም ዘኽፈቱ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣይተ ኣሻድሊ ሃሰን፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፣ ሚኒስትር ዲኤታ…
Uncategorized ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ምስግና ኣብ ወንጌላዊት ቤተክርስቲያን መካነኢየሱስ ኣምስት ኪሎ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jul 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገርና ብእትሓልፈሉ ላዕልን ታሕትን ዘለዎ ኩነታት ኣብ ዝመልአን ኣብ ዝጎደለን ምምስጋን ይግባእ ክብሉ ምእመናን ወንጌላዊት ቤተክርስቲያን መካነኢየሱስ ገሊፆም። እቶም ምእመናን እዚ ዝበሉ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ምስግና ኢዩ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ደብረ ታቦር ብልዕሊ 131 ሚሊየን ብር ዝተሃነፁ 40 ፕሮጀክትታት ተመሪቖም Gebremariam Weldegerima Jul 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ደብረ ታቦር ብልዕሊ 131 ሚሊየን ብር ዝተሃነፁ 40 ፕሮጀክትታት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ኣብ ዝተረኽቡሉ ተመሪቖም። እቶም ፕሮጀክትታት ብተሳትፎ ህዝቢ ተሃኒፆም ንግልጋሎት ዝወዓሉ ምዃኖም ካብ ቤት ፅሕፈት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓምለዋይ ኣሰር ብለውጢ ከባቢ ኣየር ዘይምብርከኽ ኢኮኖሚ ንምህናፅ መፍትሒ ኢዩ – ኣይተ ኡሞድ ኡጁሉ Gebremariam Weldegerima Jul 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ኣብ 4ይ ዙር ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 1 ሚሊየን 700 ሽሕ ፈልስታት ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ርእሰ ምምሕዳር ኣይተ ኡሞድ ኡጁሉ ኣብ ዝተረኸቡሉ ተጀሚሩ። “ኣሰርና ንወለዶና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተጀመረ መርሃ ግብሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዝተገበረልና ኩሉ ንፈጣሪ ብምምስጋን ምፍልላይን ፅልኢን ተኣልዩ ሰላምን ሓድነትን ንክሰፍን ንክስራሕ ቤተክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ፀዊዓ Gebremariam Weldegerima Jul 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዝተገበረልና ኩሉ ንፈጣሪ ብምምስጋን ምፍልላይን ፅልኢን ተኣልዩ ሰላምን ሓድነትን ንክሰፍን ንክስራሕ ቤተክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ፀዊዓ። ቤተክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ መርሃ ግብሪ “ኢትዮጵያ ተመስግን” ኣብ ቤተ ክርስቲያን…