ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሃገር ናይ ምፍራስ ሽርሑ ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ተኸታታሊ ፈተነ እናገበረ ምፅንሑ መንግስቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሃገር ናይ ምፍራስ ሽርሑ ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ተኸታታሊ ፈተነ እናገበረ ምፅንሑ መንግስቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ።
ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን ከምዘርገለፁዎ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዕጡቓት ብምውፋርን ካብ…