Fana: At a Speed of Life!

መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ህንፀት ሓበራዊ ያታ ብትኹረት ንኽሰርሑ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ከይዲ ህንፀት ሃገር መራኸብቲ ሓፋሽ ንምጥንኻርን ሓበራዊ ያታ ንምህናፅን ብትኹረት ንኽሰርሑ ፃውዒት ኣቕሪቡ። እቲ በዓል መዚ ካብ ትካላት ሚዲያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ተወከልቲ "መራኸብቲ ሓፋሽ ንህንፀት ሃገርን…

ብዙሓት ዓወታት ዘመዝገበ ኢኒሼቲቭ ዲጂታል ኢትዮጵያ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢኒሼቲቭ ዲጂታል ኢትዮጵያ ብዙሓት ዓወታት ተመዝጊቦም ኢለን ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍጹም ኣሰፋ (ዶ/ር)። እተን ሚኒስትር ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ደምጋም 100 መዓልቲታትን ኣፈፃፅማ ሸራሕ ትሽዓተ ኣዋርሕ…

ኢትዮጵያን ባንግላዲሽን ምትሕብባር ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ባንግላዲሽ ካሊሉር ራህማን (ዶ/ር) ተዛትዮም። እቶም ሚኒስትራት ኣብ ዘትኦም ኣብ ክልተኣውን ብዙሕነታውን ዝምድናታት ምትሕብባር ዘለዎም መዳያት ዘትዮም።…

ፕሬዚዳንት ታዬ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ባንግላዲሽ ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ባንግላዲሽ ካሊሉር ራህማን (ዶ/ር) ተዛትዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ባንግላዲሽን ዘሎ ታሪኻዊ ርክብ…

ብምክብባርን ሓበራዊ ተረባሕነትን ዝተመስረተ ዝምድናታት ዘላቒ ምሕዝነት የጠናኽር – ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብምክብባርን ሓበራዊ ተረባሕነትን ዝተመስረተ ዝምድናታት ዘላቒ ምሕዝነት የጠናኽር እዩ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብቲ አዋን ኣፍሪካ ብምትሕብባር ሓበራዊ ረብሓ ዝተመስረተ ርክብ ክጣየሽን ብዘይምቁራፅ…

ሕብረት ኣውሮፓ ዘተኣማምን መሓዛ ኢትዮጵያ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ሕብረት ኣውሮፓ ዘተኣማምን መሓዛ ኢትዮጵያ ኢዩ ኢሎም። ፕሬዚዳንት ታዬ ምስ ኮሚሽነር ዓለም ለኸ ምትሕብባር ሕብረት ኣውሮፓ ጆሴፍ ሲከላ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ሕብረት ኣውሮፓን ዘሎ ዘበናት ዝተሳገረ ዲፕሎማሲያዊ…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሰለስተ ረቀቕቲ ደንቢታት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ 5ይ ዓመት 10ይ ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ሰለስተ ረቀቕቲ ደንቢታት ብምዝታይ ተፈፀምቲ ንኽኾኑ ኣፅዲቑ። ኣብቲ ኣኼባ ዝቐረቡ ኣጀንዳታት ምስተዛተየ ሰለስተ ረቀቕቲ ደንቢታት ተፈፀምቲ ንኽኾኑ…

ኲናት ማእከላይ ምብራቕ ኣብ ዘመናዊ ድኹዒ ህንዲ ዘሕደሮ ፅዕንቶ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ብምኽንያት ኲናት ኣብ ኣፍራይነት ዘመናዊ ድኹዒ ህንዲ 24 ነጥቢ 6 ሚኢታዊ ምንካዩ ተሓቢሩ፡፡ ኢራን ወሽመጥ ሆርሙዝ ምዕፃዋ ስዒቡ ህንዲ ዘመናዊ ድኹዒ ንምፍራይ እትጥቀመሉ ተፈጥሮኣዊ ጋዝ…

ናይ ኩለን ባንኪታት ዓማዊል ክሰብ 6 ግንቦት ቁፅሪ ሒሳብ ባንኮም ምስ ፋይዳ ንኸተኣሳስሩ መተሓሳሰቢ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ናይ ኩለን ብንኪታት ዓማዊል ክሳብ 6 ግንቦት 2018 ዓ.ም ቁፅሪ ሒሳብ ባንኮም ምስ ፋይዳ ንኸተኣሳስሩ መተሓሳሰቢ ተዋሂቡ። ብሄራዊ ባንኪ ንፋና ዲጂታል ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፤ ኣብ ትካላት ፋይናንስ ዝረአ ክፍተት መረጋገፂ…

ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ሃገር ክወፅኡን ክኣትውን ዝተትሓዙ ልዕሊ 10 ሽሕ ሰባት ሕጋዊ ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ሃገር ክወፅኡን ክኣትዉን ዝተታሕዙ ልዕሊ 10 ሽሕ ሰባት ሕጋዊ ስጉምቲ ተወሲዱ ኢሉ ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ፓስፖርት፣ ቪዛ፣ ብሄራዊ መንነት ኢትዮጵያ፣…