Fana: At a Speed of Life!

ሰሜን ኮርያ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ ን4ይ ግዜ ባሊስቲክ ሚሳይል ኣወንጪፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሰሜን ኮርያ ሎሚ መዓልቲ ሓያሎ ናይ ሓፂር ርሕቀት ባሊስቲክ ሚሳይላት ናብ ምስራቕ ባሕሪ ኣወንጪፋ። ሎሚ ፕዮንግያንግ ዘካየደቶ ናይ ሚሳኤል ፈተነ ድሕሪ 2026 ንሻብዓይ ግዜ እንትኾን፤ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ ድማ ንራብዓይ ግዜ እዩ። ኣብታ…

ማንቼስተር ሲቲ ምስ ኣርሰናል -ኣብዚ ሰሙን ትፅቢት ዝግበር ግጥም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መበል 33 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ሲቲ ንመሪሕ ሊግ ኣርሰናል ኣብ ስታድዩም ኢትሃድ ምሸት ሰዓት 12፡30 ክተተአንግድ እያ። ኣብቲ ደረጃ ሊግ 1ይን 2ይን ደረጃ ዝተቐመጣ ጋንታታት ዝካየድ ፀወታ ናይዚ ሰሙን…

ኢትዮጵያ ኣብ ኣትሌቲክስ ዓለም ደረጃ ወርቂ ዝወሃቦ ዓለም ለኸ ውድድር ንኽተሰናድእ ተሓሪያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣትሌቲክስ ዓለም ደረጃ ወርቂ ዝወሃቦ ዓለም ለኸ ውድድር ንኽተሰናድእ ተሓሪያ። ኢትዮጵያ ኣብ 2027 ዝካየድ ደረጃ ወርቂ ዘለዎ ዓለም ለኸ ውድድር ንኽተሰናድእ ኢያ ተመሪፃ ዘላ። ኣትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያ ነቲ ውድድር…

ውድድር ጉያ ሓደ መዓልቲ አሰትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ኣትሌቲክስ ዘለዋ ሽም ደጊሙ ዘረጋገፀ ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ውድድር ጉያ ሓደ መዓልቲ አሰትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ኣትሌቲክስ ዘለዋ ሽም ደጊሙ ዘረጋገፀ ኢዩ ኢለን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ÷ ሎሚ…

መቐለ 70 እንደርታ ንፋሲል ከነማ ብምስዓር ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 28 ሰሙን ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቐለ 70 እንደርታ ንፋሲል ከነማ 3 ን 0 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ቀትሪ ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፤ መቐለ 70 እንደርታን ዝተዓወተትለን ሸቶታት ቦና ኣሊ…

ብሬንትፎርድን ፉልሃምን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 33 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ብሬንትፎርድን ፉልሃምን ማዕረ ተፈላሊየን። ቀትሪ ሰዓት 8፡30 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ክልቲአን ጋንታትት ብዘይ ሸቶ 0 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ኢየን ተፈላሊየን። ፀወታታት እቲ ሊግ ቀፂሎም…

ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣምባሳደር ቆንጂት ስነጊዮርጊስ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣምባሳደር ቆንጂት ስነጊዮርጊስ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቤተክርስቲያን ኪዳነ ምህረት እንጦጦ ተፈፂሙ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ቀብሪ፤ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ፣ ነበር ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ሓዊሱ ኣምባሳደራትን ላዕለዎት ሓለፍቲ…

መራኸብቲ ሓፋሽ ትካላት ሃይማኖት ዝተጣየሻሉ ሕጊ ኢትዮጵያ ናይ ምኽባር ግቡእ ኣለወን – ሙኣዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መራኸብቲ ሓፋሽ ትካላት ሃይማኖት ዝተጣየሻሉ ሕጊ ኢትዮጵያ ናይ ምኽባር ግቡእ ኣለወን ኢሎም ሚኒስትር ኣማኻሪ ማሕበራዊ ጉዳያት ቀዳማይ ሚኒስትር ሙኣዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት፡፡ በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ…

ኢራን ንወሽመጥ ሆርሙዝ ዳግም ዓፂያቶ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢራን ንወሽመጥ ሆርሙዝ ዳግም ከምዝዓፀወቶ ኣፍሊጣ።   ትማሊ ኣብ ሞንጎ ሊባኖስን እስራኤልን ዝተገበረ ስምምዕነት ስዒቡ፤ ኢራን ንወሽመጥ ሆርሙዝ ንናይ ንግዲ መራኽብ ሙሉእ ብሙሉእ ክፍቲ ክኸውን ወሲና ዝነበረት ትኹን እምበር ሎሚ…

ልዕሊ 46 ሚሊየን ዜጋታት ንመረፃ ተመዝጊቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ን7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ልዕሊ 46 ሚሊየን ዜጋታት ተመዝጊቦም ኢሉ። ካብ 28 ለካቲት ጀሚሩ ምዝገባ መረፅቲ ብኣማራፂታት ዲጅታልን ማኑዋልን እናተወገነ ይርከብ። ከይዲ ምዝገባ መረፅቲ ኣመልኪቶም እቲ ቦርድ ኣብ…