ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምውፋር ስራሕ ዜጋታት ወፃኢ ሃገር ድሕንነቱ ዝተሓለወ ንምግባር… Gebremariam Weldegerima Apr 24, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምውፋር ስራሕ ዜጋታት ወፃኢ ሃገር ድሕንነቱ ዝተሓለወን ዘተኣማምንን ክኸውን ንምግባር ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ይስርሑ ኣለዉ ኢሉ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ሓዱሽ ኣዋጅ ምውፋር ስራሕ ወፃኢ ሃገር ጠሚቱ ምስ ዝምልከቶም ኣካላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ንኽኸውን ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Apr 24, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ንኽኸውን ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ እተን ከንቲባ “ብሳይንስን ፈጠራን ዝደንፈዐ ትውልዲ ንተምሳሌታዊ ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝካየድ መበል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብፅሒት ትራንስፖርት ባቡር ናብ 17 ሚኢታዊ ክብ ከብል ክኢሉ – ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Apr 24, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ትራንስፖርት ባቡር ንምስፋሕ ብዝተገበረ ፃዕሪ ኣብቲ ዓውዲ ዘለዎ ብፅሒት 17 ሚኢታዊ ክብ ምባል ተኻኢሉ ኢሎም። እቶም ሚኒስትር ገምጋም ኣፈፃፅማ ሳልሳይ 100 መዓልቲታትን ትሽዓተ ኣዋርሕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ስዊድን መዘንኦም ዘትዮም mizan mekonen Apr 24, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዊድን ማሪያ ማልመር ስቴነጋርጋርድ ተዛትዮም። እቶም ሚኒስትራት ኣብ ስዊድን ስቶኮልም ዘካየድዎ ዘተ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካን ዓለም ለኸ ጉዳያትን ዘተኮረ እዩ…
ስፓርት ላሚን ያማል ካብ ውድድር እዚ ዓመት ወፃኢ ኮይኑ mizan mekonen Apr 23, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ስፔናዊ ኣጥቃዓይ ባርሴሎና ላሚን ያማል ካብ ውድድር እዚ ዓመት ወፃኢ ኮይኑ፡፡ ትማሊ ምሸት ባርሴሎና ሴልታ ቪጎ ኣብ ዝሰዓረትሉ ግጥም ላሚን ያማል ብዘጋጠሞ መጉዳእቲ ተቐይሩ ምውፅኡ ይፍለጥ። በዙይ እውን እቲ ተፃዋታይ ቀፃሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 24 ውድድር ሚስ ወርልድ ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ mizan mekonen Apr 23, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 24 ውድድር ብሚስ ወርልድ ኢትዮጵያ ኣሰናዳኢነት ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ፡፡ ሚኒስትር ዲኤታ ባህልን ስፖርትን ነብዩ ባዬ ኣብቲ እዋን ከምዝበልዎ፡-ፅባቐን ቁንጅናን ብሰብኣዊ ይኹን ብመልክኣ ምድራዊ መልክዕ ኢትዮጵያ ዝገልፅ ሃፍቲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቤት ምኽሪ ብሪታንያ ሓድሽ ወለዶ ካብ ትምባኾ ዝዕቕብ ሕጊ ኣፅዲቑ mizan mekonen Apr 23, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ብሪታንያ ሓድሽ ወለዶ ሽጋራ ምግዛእ ዝኽልክል ካብ ትንባኾ ነፃ ወለዶ ሕጊ ደንቢ ኣፅዲቑ፡፡ እቲ ቤት ምኽሪ ብባይቶ እታ ሃገር ዝፀደቐ ሕጊ ድሕሪ 2008 ዓ.ም.ፈ ዝተወልዱ ብሪታንያውያን ሽጋራን ካልእ ፍርያት ትምባኾን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መረፃ ንምጥንኻር ህንፀት ሃገረ መንግስቲ ወሳኒ እዩ – ምሁራት mizan mekonen Apr 23, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ሚያዝያ 15፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መረፃ ንጠንካራ ፖለቲካዊ ስርዓትን ህንፀት ሃገረ መንግስቲ ወሳኒ እዩ ኢሎም ምሁራት። መምህር ዩኒቨርስቲ ጅማ ፍቃዱ ቶሎሳ (ዶ/ር) ምስ ፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝገበርዎ ፃንሒት ከምዝበልዎ፤ መሰል ምምራፅ ብግቡእ ምጥቃም ተኣማንነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ዘጋጥሙ ተለዋዋጢ ብድሆታት ንምፍታሕ ሰብ ሰራሕ ብልሒ ወሳኒ እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) mizan mekonen Apr 23, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ )ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዓውዲ ጥዕና ዘጋጥሙ ተለዋዋጢ ብድሆታት ንምፍታሕ ንምውፃእን ስርዓተ ጥዕና ንምጥንኻርን ወሳኒ እዩ ኢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤…
ቴክኖሎጂ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ሰብ ስራሕ ብልሒን መራሒ ዲጂታል ጥዕናን ኮይኖም ተሸይሞም mizan mekonen Apr 23, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ሰብ ስራሕ ብልሒን መራሒ ዲጂታል ዓውዲ ጥዕናን ኮይኖም ተሸይሞም። እቲ ሹመት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብቲ ዓውዲ ንዘለዎ ኣመራርሓን ኢትዮጵያ ኣብታ ኣህጉርን…