ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ ደገፍ 405 ሚሊየን ዶላር ገይሩ Desta Jun 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ ደገፍ 405 ሚሊየን ዶላር ገይሩ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒሰተር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ዳይሬክተር ግሩብ ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ኦስማን ዲዮን ክታሞም ኣምቢረሙሉ። ካብቲ ድምር ደገስ እቲ 195 ሚሊየን ለበዳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ከይዲ ህንፀት መዕርፎ ነፈርቲ ወላይታ ሶዶ ዑደት ገይሮም Desta Jun 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ክልል ደቡብ ወላይታ ሶዶ ኣምሪሖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብቲ ከባቢ እንትበፅሑ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ እርስቱ ይርዳውን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ኣቀባብላ ገይረሙሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር…
ቢዝነስ ወ/ሮ ሙፈሪሃት ምስ ልኡኻት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ተዛቲየን Desta Jun 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወ/ሮ ሙፈሪሃት ምስ ልኡኻት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ተዛቲየን። እቲ ዘተ ምስቲ ባንኪ ምስ ዝስርሑ ተግባራትን ተመሳሰልቲ ዛዕባታተን ደገፍ ፋይናነስ ኣብ ዝግበረሉ ኩነታት ጠሚቱ ኢዩ ተኻይዱ። ወ/ሮ ሙፈሪሃት ኣብ ማሕበራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ኢንዱስትሪ ፊልሚ ብምስፋሕ ዝያዳ ናይ ስራሕ ዕድልን ናይ እቶት ዕድላትን ምፍጣር የድሊ – ዶ/ር ሙላቱ ተሾመ Desta Jun 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣10 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ኢንዱስትሪ ፊልም ምስፋሕን ኣብቲ ክልል ዝያዳ ዕድል ስራሕን እቶትን ምፍጣር ከምዘድሊ ነበር ፕሬዚዳንት ፌደራል ዴሞክራሲያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ ዶክተር ሙላቱ ተሾመ ገሊፆም። ዶክተር ሙላቱ ነዚ ዝገለፁ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓቕሚ ኣመራርሓ ትካላት ፈትሒን ሕጊን ንምጉልባት ዝዓለመ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ Desta Jun 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲቲዩት ሕጊን ፍትሒን ፌዴራል ዓቕሚ ኣመራርሓ ትካላት ፈትሒን ሕጊን ንምጉልባት ዝዓለመ መድረኽ ዘተ የካይድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ፥ ላዕለዎት ኣመራርሓ ላዕዋይ ቤት ፍርዲ፣ ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን፣ ዓቀብቲ ሕጊን ካልኦት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ህዝባዊ ሰራዊት ዝምረሐሉ ሓዱሽ ደንቢን ረቂቕ መምርሒን ከምዝተሰናድአ ተገሊፁ Desta Jun 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ህዝባዊ ሰራዊት ዝምረሐሉ ሓዱሽ ደንቢን ረቂቕ መምርሒን ከምዝተሰናድአ ቢሮ ሰላምን ፀፅታን እታ ከተማ ገሊፁ። ምክትል ሓላፊት እቲ ቢሮ ወ/ሮ ሊዲያ ግርማ፥ ኣብ 11 ክፍለ ከተማታት ዝርከቡ ልዕሊ 246 ሺሕ ኣባላት ሀዝባዊ ሰራዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽነራት ሃገራዊ ዘተ ምስ ርእሰ ምምሕዳርን ኣባላት ካቢኔን ከልል ሲዳማ ይዛተዩ ኣለዉ Desta Jun 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነራት ሃገራዊ ዘተ ምስ ርእሰ ምምሕዳርን ኣባላት ካቢኔን ከልል ሲዳማ ይዛተዩ ኣለዉ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኣካቢ እቲ ኮሚሽን ፕሮፌሰር መስፍን አርአያ ሓዊሱ ካልኦት ኣባላት ኮሚሽን ተረኺቦም። ፕሮፌሰር መስፍን ኣርአያ÷ እቲ ኮሚሽን ድሕሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ምስ ቱርክ ዘለዋ ርክብ ብዝበለፀ ኣጠናኪራ ክትቅፅል ኢያ-ኣምባሳደር ተስፋዬ ይልማ Desta Jun 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ቱርክ ዘለዋ ርክብ ብዝበለፀ ኣጠናኪራ ክትቅፅል ኢያ ክብሉ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ተስፋዬ ይልማ ገሊፆም። ኣምባሳደር ተስፋዬ ምስ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪ ዳይሬክቶሬት ጀኔራል ምብራቕን ደቡብን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ጀርመን ንኢትዮጵያ ልዕሊ 500 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኣይ ሲ ቲ ሓገዝ ገይሩ Desta Jun 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ጀርመን ንሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ዝኸውን ልዕሊ 500 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኣይ ሲ ቲ ሓገዝ ገይሩ። እቲ ደገፍ ካብ ባንኪ ልምዓት ኢኮኖሚም ትሕብብርን መንግስቲ ጀርመን ዝተረኸበ ኢዩ። ኣብ ኢትዮጵያ ንዘለዉ 20…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣትሌት ዳዊት ስዩም ኣብ ውድድር ዳይመንድ ሊግ 5 ሺሕ ሜትሮ ቀዳመይቲ ብምዃን ውድድራ ዛዚማ Desta Jun 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኦስሎ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ዳይመንድ ሊግ ክልቲኡ ፆታ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብዓብላላይነት ውድድሮም ዛዚሞም። ብደቂ ኣኒስቲዮ ምድብ ኣብ ዝተኸየደ ውድድር ዳይመንድ ሊግ 5 ሺሕ ሜትሮ ኣትሌት ዳዊት ስዩም ቀዳመይቲ ብምዃን ውድድራ ዛዚማ።…