Fana: At a Speed of Life!

ምርኢት ስእሊን መድረኽ ዘተን “ብዛዕባ ኢትዮጵያ” ኣብ ሃዋሳ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምርኢት ስእሊን መድረኽ ዘተን "ብዛዕባ ኢትዮጵያ" ኣብ ሃዋሳ ተኸፊቱ። እቲ መድረኽ ትካል ፕረስ ኢትዮጵያ ዘዳለዎ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዝምን ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞን ዋና ኣፈፃሚ…

ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ ምስ ኣምባሳደር ቲቦር ናዥ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ዶክተር ስለሺ በቀለ ምስ ነበር ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጉዳያት ኣሜሪካ ኣብ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ቲቦር ናዥ ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ 15 ተምሃሮ ዩንቨርስቲ ቴክኖሎጂን ኣንግሎ ስቴትን እውን ተረኺቦም። እቲ ዘተ…

ናፃ ቀጣና ንግዲ ኣብ ዝተተለመሉ እዋን ዕላዊ ንክኸውን ዘኽእል ምቹው መሰረተ ልምዓት ከምዘለዉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናፃ ቀጣና ንግዲ ኣብ ዝተተለመሉ እዋን ዕላዊ ንክኸውን ዘኽእል ምቹው መሰረተ ልምዓት ከምዘለዉ ተገሊፁ። ፓርክ ኢንዱስትሪ ድሬዳዋን ደረቕ ወደብ ድሬዳዋን ብምውዳድ ዝጣየሽ ናፃ ቀጣና ንግዲ ጠሚቱ ኣብ ክሊ ማዕቐፋት ሕጊን መሰረተ ልምዓትን ዘተ ተኻይዱ።…

ሓዱሽ ወግዒ “ካብ መንጎ ፅንፈኛ ወርቃዊ ማእኸላይ ምንዳይ” ብዝብል ርእሲ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤት ፅሕፈት ፕሬስሴክሬታሪያት ቀዳማይ ሚኒስቴር ዝዳሎ ሓዱሽ ወግዒ “ካብ መንጎ ፅንፈኛ ወርቃዊ ማእኸላይ ምንዳይ” ብዝብል ርእሲ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ ፍታሕን ዓውዲን ፅንፈኝነት ዘድሃበ ቀዳማይ ክፍለ ጊዘ ፕሮፌሰር ሃብታሙ ወንድሙ ብዘቕርብዎን…

96 ኪሎግራም ዝምዘን ንግዚኡ እንታይነቱ ዘይተፈለጠ ናውቲን ሓደገኛ መዐወኒ እፅን ብመዕርፎ ነፍረቲ ቦሌ ኣቢሉ ናብ ወፃኢ ንክወፅእ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)96 ኪሎግራም ዝምዘን ንግዚኡ እንታይነቱ ዘይተፈለጠ ናውቲን ሓደገኛ መዐወኒ እፅን ብመዕርፎ ነፍረቲ ቦሌ ኣቢሉ ናብ ወፃኢ ንክወፅእ ተታሒዙ። ናብ ደቡብ ኣፍሪካ ጁሃንስበርግ  ኣብ ዝበርር ኣውሮፕላን 44 ኪሎ ግራም ዝምዘን  ኖራ ዝመስል 39 ለማፅ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ሃፍቲታት ሃገር ብኮንትሮባንድ ንግዲ ዶብ ተሳጊሮም ከይወፅኡ ምክልኻል ክዝግባእ ኣገንዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ሃፍቲታት ሃገር ብኮንትሮባንድ ንግዲ ዶብ ተሳጊሮም ከይወፅኡ ምክልኻል ክዝግባእ ኣገንዚቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላፉዎ መልእኽቲ፥ ድንበር ተሻጋሪ ንግዲ ኮንትሮባንድ…

ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘሳለጦ ቀዳማይ ዓመት 10ይ ስሩዕ ኣኼባ ብዝተፈላለዩ ጉዳያት ተዛቲዩ ውሳነ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘሳለጦ ቀዳማይ ዓመት 10ይ ስሩዕ ኣኼባ ብዝተፈላለዩ ጉዳያት ተዛቲዩ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ምምሕዳር ከተማ መሬት ፍትሓዊ ብዝኾነ ኣግባብ ንልምዓት ንምውዓል 89 ዝኾኑ ቦታታት ንመንበሪ፣ ንንግዲን ንሕውስዋስ…

ሃምዛ ኣብዲ ባሬ ቀዳማይ ሚኒስትር ሶማሊያ ኮይኖም ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃምዛ ኣብዲ ባሬ ቀዳማይ ሚኒስትር ሶማሊያ ኮይኖም ከምዝተሸሙ ተገሊፁ። ፕሬዚዳንት ሃሰን ሼህ ማህሙድ የሶማሊያ÷ ንሃምዛ ኣብዲ ባሬን ቀዳማይ ሚኒስትር ሶማሊያ ገይሮም ከምዝሾሙዎም ሲ ጂቲ ኤን ፀብፂቡ፡፡ ሃምዛ ኣብዲ ባሬ፥ ካብ ግዝኣት ጁባላንድ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ማእኸል ምገባ ንምጥያሽ ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ደቂ ኣንስትዮ፣ ህፃናትን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣዲስ ኣበባን ኢንቨስትመንት ግሩፕ ሚድሮክን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሻውዓይ ማእኸል ምገባ ንምጥያሽ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። ሓላፊት ቢሮ ደቂ ኣንስትዮ፣ ህፃናትን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣዲስ ኣበባ ዶክተር ሃና…

1 ሺሕን 17 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 17 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት ሰለስተ ህፃናትን እንትኾኑ፥ 1 ሺሕን 14 ደቂ ተብዕትዮ…