መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ን100 ህፃናት ሕሙማት ልቢ መጎዓዚያ ዝኸውን ወፃኢ ንምሽፋን ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ ብምኻድ ክሕከሙ ንዝግበኦም 100 ህፃናት ሕሙማት ልቢ ምስ ስድራኦም ንመጎዓዚያ ዝኸውን ወፃኢ ንምሽፋን ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ።
እቲ ስምምዕነት ምስ ሚኒስቴር ጥዕና፣ ማሕበር ምሕጋዝ ሕሙማት ልቢ ኢትዮጵያን ሮተሪ…