Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ትራምፕ ምስ ሩሲያው መዘነኦም ንምዝታይ ናብ ኣላስካ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ገዳይ ኵናት ሩሲያን ዩክሬን ምስ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ንምዝታይ ናብ ግዝኣት ኣላስካ ኣምሪሖም፡፡ ክልቲኦም መራሕቲ ሎሚ ምሸት ፊት ንፊት ብምርኻብ ከምዝዝትዩ ትፅቢት ይግበር፡፡ ቅድሚ እቲ ዘተ…

ኣብ ኣፍሪካ ጉባኤ ፖርቲታት ፖለቲካ ንተረባሕነት ዜጋታት ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ምርድዳእ ተበፂሑ – ቢቂላ ሁሪሶ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መበል 12 ጉባኤ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣፍሪካ ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ምርድዳእ ተበፂሑ ኢሎም ሓላፊ ርክብ ህዝቢን ዓለም ለኸን ውድብ ብልፅግና ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)። "ካብ ፖለቲካ ካሳብ ብልፅግና" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ ኣክራ ጋና…

መናእሰይ መፃኢ ዕድል ሃገሮም ኣብ ምስማርር ከይዲ ክሳተፉ ይግባእ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ መናእሰይ ሀገር ዝሓለፈቶ መገዲ ምስትኽኻል ጥራሕ ዘይኮነስ መፃኢ ዕድላ ኣብ ምሕንፃፅ ከይዲ እውን ንቑሕ ተሳተፍቲ ክኾኑ ይግባእ ኢሉ፡፡ እቲ ኮሚሽን ‘ግደ መናእሰይ ንዕዉት ሃገራዊ ዘተ’ ብዝብል ርእሲ ምስ መናእሰይ…

ሉሲን ሰላምን ኣብ ሙዚየም ፕራግ ቼክ ሪፐብሊክ ንምርኢት ክቐርባ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መርኣያ ምድረ ቀደምት ኢትዮጵያ ዝኾና ሉሲን ሰላምን ኣብ ሙዚየም ፕራግ ቼክ ሪፐብሊክ ንምርኢት ክቐርባ ኢየን። ምድረ ቀደምት ኢትዮጵያ ዘፋልጥ ዓለም ለኸ ኤግዚብሽን  25 ነሓሰ 2025 ዓ.ም.ፈ ኣብ ማእኸላይ ኣውሮፓ ክካየድ ኢዩ። ብመሰረት እዚ…

ሃገር ለኸ መረፃ መጅሊስ ፅባሕ ክጅምር እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሃገር ለኸ መረፃ መጅሊስ 2017 ዓ.ም ፅባሕ ክጅምር እዩ ኢሉ ፈፃሚ ቦርድ መረፃ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ፡፡ ፈፃሚ ቦርድ መረፃ ኣካቢ ዓብዱልዓዚዝ ኢብራሂም (ዶ/ር) ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፤ ሃገር ለኸ መረፃ መጅሊስ ምዝገባ…

ሪያል ማድሪድ ንፍራንኮ ማስታንቱኖ ብዕሊ ኣፈሪማቶ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሪያል ማድሪድ ንኣርጀንቲናዊ ተፃዋቲ ፍራንኮ ማስታንቱኖ ካብ ሪቨር ፕሌት ከምዘፈረመቶ ዕላዊ ገይራ፡፡ እታ ክለብ ነዚ ኣርጀንቲናዊ ተፃዋታይ ንዝውውር 45 ሚሊየን ዩሮ ወፃኢ ገይራ፡፡ እዚ ወዲ 18 ዓመት ተፃዋታይ ኣብ ዕለት ልደቱ ንሽዱሽተ…

ኣብ ሰሜን ኣሜሪካን ካናዳን ዝነብሩ ኣባላት ዳያስፖራ ኣብ ሃገራዊ ዘተ ብንቕሓት ንክሳተፉ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ሰሜን ኣሜሪካን ካናዳን ዝነብሩ ኣባላት ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ኣብ ሃገራዊ ዘተ ብንቕሓት ንክሳተፉ ፃውዒት ኣቕሪቡ። እቶም ኣባላት ዳያስፖራ ኣካል ከይዲ ዘተ ንምግባር ኩሎም ኢትዮጵያዊያንን ትውልደ ኢትዮጵያዊያንን ኣብ…

ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ንውልቀ ኢንቨስትመንት ዘለዎ ግደ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ መስከረም እተመርቖ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ንውልቀ ኢንቨስትመንት ዓንዲ ሑቐ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢታፋ(ዶ/ር)። እቶም ሚኒስትር ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኬፕ ታውን ይካየድ ኣብ ዘሎ ጉባኤ ኢንቨስትመንት ማይ…

ኣብ እዋን ክራማት 50 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ፍሪያት ናብ ግዚያዊ መኽዘን ክኣቲ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ እዋን ክራማት 2017/18 ዓ.ም 50 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ፍሪያት ናብ ግዚያዊ መኽዘን ንምእታው ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ሓደጋን ድልውነትን ኢትዮጵያ። ልኡላውነት ምግቢ ንምርግጋፅ ካብ መንጎ ዝተቐመጡ ሸቶታት ዓቕሚ ምዕባይ ግዚያዊ…

ስርዓት ዲጂታል ፋይናንስ ንምጥንኻር ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ስርዓት ዲጂታል ፋይናንስ ንኹሉ ዜጋ ተበፃሒ ንምግባር ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ ኢሎም ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ማሞ ምሕረቱ። 3ይ ጉባኤ ፍልጠት “ፈጠራ ሰብ ስራሕ ብልሒ ብምጥቃም ኣብ ዓውዲ ፋይናንስ ሓዱሽ ዕዳጋን መርኣያታትን ምክፋት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…