ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ቶኪዮ – ናራታ ቀጥታዊ በረራ ክጅምር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Feb 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ቶኪዮ - ናራታ ቀጥታዊ በረራ ክጅምር ኢዩ። እቲ መገዲ ኣየር ባህጊ ዓማዊሉ መሰረት ብምግባር እቲ በረራ ከምዝጅምሮ ኢዩ ገሊፁ። ቶክዮ ሓዊሱ ኣብ ኤሲያ 18 መብፅሒ በረራታት ከምዘለውዎ ይፍለጥ። ንኢትዮጵያ፦…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድሕንነት ሃገር ንምሕላው ዘኽእል ዘበናዊ ሓይሊ ባህሪ ምህናፅ የድሊ – ኮሞዶር ዋላፃ ዋቻ Gebremariam Weldegerima Feb 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሕንነት ሃገር ንምሕላው ዘኽእልን ካብ ውሽጢን ወፃኢን ዝመፅኡ ፀገማት ዝምክት ዘበናዊ ሓይሊ ባህሪ ምህናፅ፣ ምውዳብን ምስልጣንን ከምዘድሊ ተወካሊ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ኮሞዶር ዋላፃ ዋቻ ገሊፆም። እቶም ኮሞዶር ኣብ ባህርዳር ተረኺቦም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ቀዋሚ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኢትዮጵያ ተዛቲዩ Gebremariam Weldegerima Feb 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ቀዋሚ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኢትዮጵያ ተዛቲዩ። ኣብቲ እዋን ዘተ ድማ ኣብ ኣደባባይ መስቀልን ባህረ ጥምቀት ጃንሜዳን ዝቐረቡ ሕቶታት ሓበራዊ ምይይጥ ከምዝተገበረ ተሓቢሩ። እቲ ዘተ ብፍፁም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝነበረ ልዕሊ 18 ሺሕ ጥይትን ሽጉጥን ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima Feb 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝነበረን ካብ ሳንጃ ናብ ጎንደር ክኣቱ ዝነበረን ልዕሊ 18 ሺሕ ጥይትን ሽጉጥን ከምዝሓዘ መምርሒ ፖሊስ ዞባ ማእኸል ጎንደር ኣፍሊጡ። ሓላፊ ሚዲያን ኮሙዩኒኬሽንን እቲ መምርሒ ኮማንደር ውብነህ አስናቀ ንፋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ወፃኢ ዝኣትዉ ፍርያታት ብፍርያት ውሽጢ ዓዲ ንምትካእ እናተሰርሐ ዝርከብ ስራሕ ውፅኢታዊ ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ወፃኢ ዝኣትዉ ፍርያታት ብፍርያት ውሽጢ ዓዲ ንምትካእ እናተሰርሐ ዝርከብ ስራሕ ውፅኢታዊ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ገሊፁ። “ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን ክዳንን ጫማን ምቕራብ ብምኽኣልና ኩረዓት ይስመዐና” ክብሉ እውን ሚኒስትር ኢቲ ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንሰላም ዝዘርገሐቶ ኢድ ኣብ ግንዛበ ዘየእተወ ናይ ኣሜሪካ ውሳነ ሓሳብ ኤች ኣር 6600 ተቐባልነት የብሉን – ኣባላት ዳያስፖራ Gebremariam Weldegerima Feb 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ንሰላም ዝዘርገሐቶ ኢድ ኣብ ግንዛበ ዘየእተወ ናይ ኣሜሪካ ውሳነ ሓሳብ ኤች ኣር 6600 ተቐባልነት የብሉን ክብሉ ኣብ ኣሜሪካ ዝነብሩ ትውልደ ኢትዮጵያውያን ኣባላት ዳያስፖራ ገሊፆም። ኣብ ዋሸንግተን ዲሲ ዝነብሩ ኣይተ ካሌብ ኣማረ ንፋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ ህፁፅ ኣኼባ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣልዒሉ Gebremariam Weldegerima Feb 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ ህፁፅ ኣኼባ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣልዒሉ። እቲ ባይቶ እኹል ዘተ ድሕሪ ምክያድ ነቲ ኣዋጅ፥ ብ63 ተቓውሞ 21 ድምፀ ተኣቅቦ ብኣብዝሓ ድምፂ ከምዘልዓሎ ተገሊፁ። ብሃይለየሱስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንክራማት ዝኸውን እታዎት ካብ ሕጋዊ ኣሰራርሓ ወፃእ ዝሸይጥ ኣካል ስጉምቲ ክውሰድ ኢዩ-ሚኒስቴር ግብርና Gebremariam Weldegerima Feb 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዘበነ ምህርቲ 2014/15 ዝኸውን እታዎት ካብ ሕጋዊ ኣሰራርሓ ወፃእ ኣብ ልዕሊ ዝሸይጥ ኣካል ስጉምቲ ክውሰድ ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ግብርና ኣፍሊጡ። ክሳብ ሐዚ ልዕሊ 60 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ ናብ ኢትዮጵያ ከምዝኣተዉን ተወሳኺ ዘበናዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ህፁፅ ኣኼባ ከካይድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Feb 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካይዶ ህፁፅ ኣኼባ ኣብ ጉዳይ ምልዓል ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ክዝቲ ኢዩ። ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣማኻሪ ጉዳያት ቤት ምኽሪ፥ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ሓዊሱ፣ ኣብ ውሳነ ሓሳብ ረቂቕ ኣዋጅ ትራንስፖርት መገዲ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰላም ንምህዋኽ ዝንቀሳቐሱ ሓይሊታት ከምዘይዕገስ ክልል ሶማሌ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Feb 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብቲ ክልል ሰላም ንምህዋኽ ዝንቀሳቐሱ ሓይሊታት ሕጋዊ ስጉምቲ ከምዝወስድ ክልል ሶማሌ ኣፍሊጡ። መንግስቲ ክልል ሶማሌ ምስ ደላዪ ሰላም ህዝቢ ብምዃን ሰላም እቲ ክልል ንምህዋኽ ዝንቀሳቐሱ ሓይሊታት ከምዘይዕገስን ኣድላዪ ሕጋዊ ስጉምቲ ከምዝወስድ…