መንግስቲ ጃፓን ንዕቤት ቁጠባዊ ሃፍቲ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ኣምባሳደር ኢቶ ታካኮ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ጃፓን ንዕቤት ቁጠባዊ ሃፍቲ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢቶ ታካኮ ገሊፀን።
መንገስቲ ጃፓን ንመስፋሕፍሒ ህንፀት ማእኸል መሰልጠኒ ዓለባ ሰላም ህፃናት ዝውዕል 49 ሺሕ ዶላር ሓገዝ ገይሩ።…