Fana: At a Speed of Life!

የአፍሪካ ህብረት የመሪዎች ጉባዔ ተሳታፊዎችን ለማስተናገድ ዝግጅት ተደርጓል – የውጭ ጉዳይ ሚኒስቴር

ተሳተፍቲ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምትእንጋድ ምድላዋት ተገይሩ - ሚኒስትሪ ጉዳያት ወፃኢ ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካን ቤት ምኽሪ ፈፀምቲ ስራሕ ስሩዕ ኣኼባ ከምኡ እውን ኣብ ጉባኤ ጣልያን ኣፍሪካን…

ብሓዱሽ መልክዕ ኣጋይሻ ትቕበል ዘላ ኣዲስ ኣበባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ማእኸል ዲፕሎማሲ ዝኾነት ኣዲስ ኣበባ ብመርሃ ግብሪ ገበታ ንሸገር ኣብ ዝተሃነፁ ዓበይቲ ፕሮጀክትታትን ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ሓዱሽ መልክዕ ተኸዲና፡፡ ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሓሳብ ተግባራዊ ዝኾነ ߵገበታ ለሸገርߴ…

ባህላዊ ስርዓት ዳይነት ዓፋር “ማድዓ” ኣብ ዩኔስኮ ንምምዝጋብ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)“ማድዓ” ማሕበረሰብ ዓፋር ንኹ ዝሓቁፍ መተሓዳደሪ ማዕቐፍ እንትኸውን ኣብ ውሽጢ ምንቅስቓስ እቲ ማሕበረሰብ ዓሚቕ ቦታ ዝወሃቦ ዝተፃለአ ዘተዓርቕ ክብሪ ሓድነት ዝኾነ ባህላዊ ስርዓት ዳይነት ኢዩ። ባህላዊ ክብሪ ዓፋር ዝኾነ “ማድዓ” ብዘበናዊ…

ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኮትዲቯር ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኸ ምትሕብባርን ኮትዲቯር ካባ ኒያሌ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ሚኒስትራት ኣብ ዘተኦም ኣብ ኢትዮጵያን ኮትዲቯርን ክልተኣዊ ከምኡ እውን ናይ ሓባር ኣህጉራዊ ጉዳያት…

ኣፍሪካ ፀገማት ኢኮኖሚ ንምፍታሕ ኣህጉራዊ ትካል ፋይናንስ የድልያ – ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሃገራት ኣፍሪካ ዝካፍልኦ ፀገማት ኢኮኖሚን ፋይናንስን ንምፍታሕ ኣህጉራዊ ትካል ፋይናንስ ምጥያሽ የድሊ ኢሎም ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)፡፡ ብምትሕብባር ስዑዲ ዓረብን ዓለምለኸ ትካል ገንዘብን (አይኤምኤፍ)…

መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 4 ነጥቢ 4 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ፈላማይ ሽዱሽተ ኣዋርሕ በጀት ዓመት 4 ነጥቢ 4 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ረኺበ ኢሉ፡፡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ መስፍን ጣሰው ኣፈፃፅማ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፤…

ስኒ ኣውፂኡ ዝተወልደ ህፃን …

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ምምሕዳር ብሄረሰብ ኣዊ ዞባ ዳንግላ ዝርከብ ቀዳማይ ብርኪ ሆስፒታል ሓደ ስኒ ዘውፅአ ህፃን ምውላዱ ተገሊፁ፡፡ መሕረሲ ነርስ ኣብቲ ሆስፒታል ዝኾኑ መንግስቱ ኤባ ኣብ ቀዳማይ ብርኪ ሆስፒታል ሓደ ስኒ ዘውፅአ ህፃን ከምዝተወለደ ንፋና…

ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኣትው ኣለው

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሪካ ኣብ መበል 48 ፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካን መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሃገራትን ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ እናኣተው ይርከቡ፡፡ ሎሚ ናብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ሞንጎ ዝኣተዉ ሚኒስትራት ውሽጢ ሚኒስትር…

ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብቲ ሊግ ን5ይ ተኸታታሊ ዓወት ንምዕዋት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መርሃ ግብሪ 26 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ 4 ፀወታታት ከካየድ እዩ። ዌስትሃም ዩናይትድ ኣብ ሜድኣ ምሸት ሰዓት 5፡15 ንማንቼስተር ዩናይትድ ከተአንግድ እያ። ኣብቲ ሊግ ኣብ ዝሓለፈ 4 ተኸታታሊ ፀወታታት ዓወት…

ኣብ ጀርመን ዝደመቐ ፈረንሳዊ ኮኸብ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ጀርመናዊት ሓያል ጋንታ ባየርን ሙኒክ እገናገበረቶ ኣብ ትርከብ ዕዉት ጉዕዞ ፈረንሳዊ ኮኸብ ማይክል ኦሊሴ ልዑል ግደ እናበርከተ ይርከብ፡፡ ሙኒክ ኣብ ቡንደስሊጋን ሻምፒየንስ ሊግን ጥራሕ ዘመዝገበቶም ሸቶታት ካብ 100 ዝሓለፉ እንትኾኑ፥ በዚ ድማ…