ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ቬንዙዌላ ብሰንኪ ምንቅጥቃጥ መሬት ዝሞቱ ሰባት ልዕሊ 164 ሓሊፉ mizan mekonen Jun 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ትማሊ ምሸት ኣብ ቬንዙዌላ ዘጋጠመ ተኸታታሊ ምንቅጥቃጥ መሬት ዝሞቱ ሰባት ልዕሊ 164 ምብፅሑ ግዝያዊ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ዴልሲ ሮድሪጌዝ ኣፍሊጦም። ኣብ ርእሰ ከተማ ካራካስ ኣብ ውሽጢ ሓደ ደቒቕ ኣፈላላይ ዝበፅሐ ሓደጋ ምንቅጥቃጥ…
ስፓርት ፅዋዕ ዓለም ምድብ 3ይ ሎሚ እውን ቀፂሎም ከካይዱ እዮም mizan mekonen Jun 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኣሜሪካ፣ ካናዳን ሜክሲኮን ዝካየድ ዘሎ ፀወታታት ምድብ 3ይ መርሃ ግብሪ ፅዋዕ ዓለም ሎሚ እውን ክቕፅል እዩ። ምሸት ሰዓት 5 ኣቐዲማ መሕላፋ ዝፈለጠት ጀርመን ምስ ኢኳዶር ግጥምኣ ከተካይድ ኢያ። ኣብ ክልቲኡ ናይ ምድብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ንህዝቢ ዝኣተዎ ቃል ንምፍፃም ቆራፅ እዩ – ኣቶ ፍቃዱ ተሰማ mizan mekonen Jun 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብልፅግና ትካላት ፌዴራል ንጥፈታት 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ናይ መዛዘሚ መድረኽ የካይድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ መደረ ዘስምዑ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅናን ሓላፊ ዘፈር ውዳበን ፍቃዱ ተሰማ ከም ዝበልዎ፤ ኣብቲ መረፃ እቲ ፓርቲ ዘቐመጦም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ምፍራይ መዓር ዝጭበጥ ውፅኢት የመዝግብ ኣሎ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) mizan mekonen Jun 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ምፍራይ መዓር ዝጭበጥ ውፅኢት ይርከብ ኣሎ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፣ መርሃ ግብሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኒውዚላንድን ክልተኣዊ ስምምዕ ተበፃሕነት ዕድል ዕዳጋ ተፈራሪመን mizan mekonen Jun 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ምስ ኒውዚላንድ ኣብ ክልተኣዊ ስምምዕነት ፕሮቶኮል ዕድል ዕደጋ ተፈራሪመን። ኣብ ጄኔባ ኣብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ውድብ ንግዲ ዓለም ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት ምፍርራም ኢትዮጵያ ትካል ንግዲ ዓለም ኣባል ንምዃን እትገብሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣጀንዳታት ጉባኤ ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ዕላዊ ይኾኑ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣጀንዳታት ጉባኤ ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ዕላዊ ይኾኑ ኣለዉ፡፡ ኣብቲ ዕላዊ መግበሪ መግለፂ ዓበይቲ ዓዲ፣ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ኣባገዳታት፣ ሃደስንቄታትን ካልኦት ዕድመ ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተረኺቦም። ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ መስፍን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምኽክር ንኢትዮጵያ ነፅንዕ … Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2026 0 ምኽክር/ዘተ ዝተሓላለኹ ፀገማት ብሰላማዊ፣ ብልጡንን ዘላቒ ብዝኾነን መገዲ ንምፍታሕ የኽእል፡፡ ጎንፂታት ብሓይሊ ንምፍታሕ ካብ ምፍታን ኣብ ክቢ ጠረጴዛ ብምልዛብ ንምፍታሕ ምስራሕ ኩለመዳይ ረብሓታት ኣለዉዎ፡፡ ምዝታይ ወዲ ሰብ ካብ ዘማዕበሎም ኣዚዮም ስልጡናት፣ ሰላማዊን ዘላቒን ፀገማት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ትትግብር… Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2026 0 ኢትዮጵያ ዘጋጠማ ሕልኽላኽ በድሆታት ብናይ ባዕላ ዓቕሚ ብሃገር ቦቆል ፍልጠት ብምፍታሕ፣ ናብ ዝለዓለ ብራከ ምዕባለ ምሽጋር ከምአትኽእል በቢእዋኑ ንዓለም ተርእይ ኣላ። ኢትዮጵያ ምትግባር ከምእትኽእል ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ዝጀመረቶ መሓዊራዊን ኩለመዳይን መመሓየሺ ኢኮኖሚ ናብ ጭቡጥን ዘላቒን ዓወት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዳታ፤ ደም ሱር ዲጂታል ስርዓት Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዳታ ኣብ ዲጂታል ዓለም መረዳእታ፣ ውሳነን ምህዞን ዘንቀሳቕስ ቀንዲ ሓይሊ ኢዩ። ሎሚ ዓበይቲ ኩባኒያታት ባህጊ ዓማዊለን ንምርዳእ፣ መንግሳት ውፅኢታዊ ፖሊሲታት ንምድላው፣ ሳይንትስታት ቀፃሊ ፀገማት ንምግማት ኣብ ዳታ ይድረኹ። ዲጂታል ስርዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ክልተ ሓደሽቲ ማእኸላት ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ስራሕ ኣጀሚረን Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ንኣዲስ ኣበባ 10ይን መበል 11ን ዝኾኑ ክልተ ሓደሽቲ ማእኸላት ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ብዕሊ መሪቐን ስራሕ ኣጀመረን። እተን ከንቲባ ኣብቲ እዋን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ፥ ኣብ 2018 ብዝተኣተወ ቃል መሰረት ኣብ…