ዓለም ለኻዊ ዜናታት ናይ መዉሊድ በዓል ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ) መበል 1 ሺሕን 496 ናይ መዉሊድ በዓል ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ብሰዓብቲ እምነት እስልምና ዝኽበር ዘሎ እንትኸው፥ ናይ ነብዩ ሙሃመድ(ሰ.ዐ.ወ) ውልደት ብምሕሳብ ተኸቢሩ ክውዕል ኢዩ። ስለዝኾነ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መውሊድ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 496 በዓል መውሊድ ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ብዝምልከት ቀዳማይ ሚኒሰትር ኣቢይ አሕመድ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም ኢዮም። እቲ በዓል ፈጣሪ ንደቂ ሰባት እንታይ ሂቡና? ካብ ደቂ ሰባትስ እንታይ ይደሊ? ዝብል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ቦሮና ብዘጋጠመ ድርቂ ንዝተፀገሙ ወገናት ልዕሊ 27 ሺሕን 900 ኩንታል እኽሊ ተኸፋፊሉ Gebremariam Weldegerima Oct 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ቦሮና ብዘጋጠመ ድርቂ ንዝተፀገሙ ወገናት ልዕሊ 27 ሺሕን 900 ኩንታል እኽሊ ከምዝተኸፋፈለ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ኣይተ ደበበ ዘውዴ ንግዜኢ ከምዝገለፁዎ፥ ኣብቲ ከባቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ መበል 1 ሺሕን 496 በዓል ልደት ነብዩ መሓመድ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Oct 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒሰስትር ኣቢይ ኣሕመድ መበል 1 ሺሕን 496 በዓል ልደት ነብዩ መሓመድ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። እንኳን ለ1496 ኛው የመውሊድ በዓል በሰላም አደረሳችሁ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዲስ ኣበባ ተምሳሌት ንእሽተይ ኢትዮጵያ ኢያ – ወ/ሮ አዳነች አቤቤ Gebremariam Weldegerima Oct 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣዲስ ኣበባ ተምሳሌት ንእሽተይ ኢትዮጵያ ክንገብራ ኢና ክብላ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ከምዝገለፀኦ፥ “ሎሚ መዓልቲ ንመህነፂ ማእኸል ባህሊ ብሄረሰብ ጎፋ ዝውዕል 5 ሺሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንመላእ ተኸተልቲ እምነት እስልምና በዓል መውሊድ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንካዕ ኣብ ፀሐኩም ኣመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima Oct 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ንመላእ ተኸተልቲ እምነት እስልምና ንመበል 1496 በዓል መውሊድ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንካዕ ኣብ ፀሐኩም ኣመሓላሊፉ። እቲ ባይቶ ኣብ መልእኽቱ፥ ህዝበ ሙስሊም ኣብ ሉኣላውነትን ሓድነትን ሃገርን እናርአዮ ዝርከብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ጥንኩር ኢኮኖሚ ንምህናፅ ዘኽእሉ ስራሕቲ ክሳለጡ ኢዮም – ኣይተ ደመቀ መኮንን Gebremariam Weldegerima Oct 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ጥንኩር ኢኮኖሚ ንምህናፅ ዘኽእሉ ስራሕቲ ከምዝስርሑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ መኮንን፣ ኣፈ ጉባኤታት ክልቲኦም ኣቢያተ ምኽሪን ሚኒስትራትን ዘካተተ ልኡኽ ኣብ ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ በዓል መውሊድ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን Gebremariam Weldegerima Oct 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ በዓል መውሊድ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን። እተን ከንቲባ ኣብ መልእኽተን፥ “በዓል መውሊድ እንትነኽብር ከም ቀደሙ ዝተፀገሙ ብምሕጋዝ፣ ዘለና ንኻልኦት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ ዝርከብ መራብሒ ምሩፅ ዘርኢ ሕርሻ ሴሮፍታ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Oct 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን፣ ኣፈ ጉባኤታት ክልቲኦም ኣቢያተ ምኽሪን ሚኒስትራትን ዘካተተ ልኡኽ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዝርከቡ ዝራእቲ ሕርሻ ዑደት ገይሮም። ኣብ ካልኣይ መዓልቲ ዑደቶም፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮተቤ ናይ ትምህርቲ ዩኒቨርሲቲ 2 ሺሕን 526 ተምሃሮ ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Oct 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮተቤ ናይ ትምህርቲ ዩኒቨርሲቲ 2 ሺሕን 526 ተምሃሮ ኣመሪቑ። እቲ ዩንቨርስቲ ብምሸታዊ፣ ስሩዕ፣ ርሕቐት፣ ክረምትን ኤክስቴንሽንን መርሃ ግብሪ ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ኢዩ ሎሚ ዘመረቐ። ብቐዳማይ ዲግሪ፣ ማስተርስን ለቨል 4ን ዝሰልጠኑ ከምዝኾኑ…