ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ቅልጡፍን ዘላቒን ኣገልግሎት ትራንስፖርት ንክህልዋ ንምግባር ቁርፀኛ ኢያ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Oct 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ቅልጡፍን ዘላቒን ኣገልግሎት ትራንስፖርት ንክህልዋ ንምግባር ቁርፀኛ ኢያ ክብላ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ወይዘሮ ዳግማዊት መጎስ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ኣብ ቻይና ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል ካልኣይ ዓለም ለኸ ዘላቒ ኮንፈረንስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዳያስፖራታት ናይ ኣሜሪካ ኣቋም ናይ ምቕያር ዓቕሚ ኣለዎም – ወ/ሮ ሶስና ወጋየሁ Gebremariam Weldegerima Oct 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምት፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኢትዮጵያ ዳያስፖራ ማሕበር ኣካቢት ወይዘሮ ሶስና ወጋየሁ÷ ንፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ምምራፅ ልዕሊ 800 ሺሕ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ልዑል ኣስተዋፅኦ ነይሩዎም ክብላ ገሊፀን። እተን ኣካቢት፥ እቶም ትውልደ ኢትዮጵያውያን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ደምቢዶሎ ዩኒቨርሲቲ 1 ሺሕን 127 ተምሃሮ ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Oct 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምት፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ደምቢዶሎ ዩኒቨርሲቲ 1 ሺሕን 127 ተምሃሮ ኣመሪቑ። ካብ መንጎ እቶምክ ተመረቕቲ እቶም 85 ብካልኣይ ዲግሪ ዝተመረቑ ኢዮም። እቲ ዩንቨርስቲ ንኣይተ ለንጮ ለታ ናይ ክብሪ ዶክትሬት ከምዘበርከተሎም ኦቢኤን ዘጊቡ። እዋናዊ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘህነፆ ፋብሪካ ባኒን ሕሩጭን ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Oct 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘህነፆ ፋብሪካ ባኒን ሕሩጭን ኣመሪቑ። እቲ ፋብሪካ ዕለታዊ 1 ሚሊየን ባኒ ዘፍሪ እንትከውን፥ 217 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሉ ኢዩ ተባሂሉ። ን450 ሰባት ዕድል ስራሕ ከምዝፈጥር እውን ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣይተ ደመቀ ዝምራሕ ልኡኽ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዘሎ ስራሕቲ ግብርና ይጉብኒ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ዝምራሕ ልኡኽ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዘሎ ስራሕቲ ግብርና ይጉብኒ ኣሎ። ኣብቲ ጉብኚት ናይ ፌዴራልን ክልላትን መንግስቲ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ተሳቲፎም። ናይቲ ልኡክ ኣባላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ኢትዮጵያውያን ወፃኢ ዕድል ኢትዮጵያ ዝውስን ካሊእ ምድራዊ ሓይሊ የለን – ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀስላሰ Gebremariam Weldegerima Oct 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ኢትዮጵያውያን ወፃኢ ዕድል ኢትዮጵያ ዝውስን ካሊእ ምድራዊ ሓይሊ ከምዘየለ ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀስላሰ ገሊፆም። ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስቲ ቀዋሚ ልኡኽን በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያን ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀስላሰ ኢትዮጵያውያን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዘድሊያ ብዝፍጠሩ ፀገማት እንተይተሰዓረ ናይ ፅባሕ ብሩህ ተስፋኣ ጋህዲ ዝገብር ኣመራርሓ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Oct 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዘድሊያ ብዝፍጠሩ ፀገማት እንተይተሰዓረ ናይ ፅባሕ ብሩህ ተስፋኣ ጋህዲ ዝገብር ኣመራርሓ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር እዚ ዝበሉ ኣብ ማእኸል ልህቀት ኣፍሪካ እናተውሃበ ዝፀንሐ ስልጠና ላዕለዎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምኽንያት ሕፅረት ዝናብ ዘጋጠመ ድርቂ ንፀገም ከምዝተቓልዑ ነበርቲ ዞባ ቦረና ተዛሪቦም Gebremariam Weldegerima Oct 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ሕፅረት ዝናብ ዘጋጠመ ድርቂ ንፀገም ሕፅት ማይ፣ ምግቢን ጥዕናን ከምዝተቓልዑ ነበርቲ ዞባ ቦረና ተዛሪቦም። ኣብቲ ዞባ ክረምታዊ ዝናብ 2013 ዓ.ም ውሑድ ዘይምዃኑን ኣብ ክረምታዊ 2014 ዓ.ም ብእዋኑ ብዘይምዝናቡን ምኅንያት ኣብ ልዕሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣብ ናይሮቢ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ከፊቱ Gebremariam Weldegerima Oct 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ ናይሮቢ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ትካላት ሃይማኖት ዘካትት ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ከምዝኸፈተ ተገሊፁ። እቲ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ትማሊ እንትኽፈት፥ ዋና ፀሓፊ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ሊቀ-ትጉሃን ቀሲስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንሓደጋ ካብ ሞንጎ ዝተቓልዑ ዜጋታት 70 ሚኢታዊ ብናይ ባዕላ ዓቕሚ ትሕግዝ ኣላ – ኮሚሽነር ምትኩ ካሳ Gebremariam Weldegerima Oct 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንተፈጥሮኣዊን ሰብ ስራሕን ሓደጋ ካብ ሞንጎ ዝተቓልዑ ዜጋታት 70 ሚኢታዊ ብናይ ባዕላ ዓቕሚ እናሓገዘት ከምዝኾነት ኮሚሽነር ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ምትኩ ካሳ ገሊፆም። ዓለም ለኸ መዓልቲ ምንካይ ስግኣት ጃደጋ “ምትሕብባር…