ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ዝተጀመሩ ፕሮጀክታት ብኣወንታ ዝረአ ኢዩ – ኮሚሽን ሰብኣዊ ጉዳያትን ማሕራዊ ልምዓትን ሕረት ኣፍሪካ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ዝተጀመሩ ፕሮጀክታት ብኣወንታ ዝረአ ከምዝኾነ ኮሚሽን ሰብኣዊ ጉዳያትን ማሕራዊ ልምዓትን ሕረት ኣፍሪካ ገሊፁ።
ሙዚየም ባህሊ ኣፍሪካ ኣብ ኣልጀሪያ ምህናፁ ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ኣምራ ኢል ፋዲል ዝሓበራ እንትኾና፥…