ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕበራዊ ሚዲያ ኢቢሲ ሃክ ስለዝተገበረ በቲ ማሕበራዊ ሚዲያ ዝመሓላለፍ ሓበሬተሳ ስሕተት ከምዝኾነ ነፍልጥ Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2021 0 ማሕበራዊ ሚዲያ ኢቢሲ ሃክ ስለዝተገበረ በቲ ማሕበራዊ ሚዲያ ዝመሓላለፍ ሓበሬተሳ ስሕተት ከምዝኾነ ነፍልጥ
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ማያርዲት ንዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ማያርዲት ንዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ዝጠበቐ ምሕዝነት ዝሓበሩ እቶም ፕሬዚዳንት፥ ኢትዮጵያ ንደቡብ ሱዳናውያን ኣዲኦም ከምዝኾነት ተዛሪቦም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ በዓል ሽመት ዝተረኸቡ ፕሬዚዳንት ዩጋንዳ ዩዌሪ ሙሴቬኒ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2021 0 ኣብቲ በዓል ሽመት ዝተረኸቡ ፕሬዚዳንት ዩጋንዳ ዩዌሪ ሙሴቬኒ፥ ንህዝቢ ኢትዮጵያን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። “እዚ መልእኽቲ ዘመሓላልፎ ህዝቢ ዩጋንዳ ወኪለ ንመላእ ህዝቢ ኢትዮጵያን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ኢዩ” ኢሎም። ንኣፍሪካውያን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ሽመት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብድሙቕ ስነ-ስርዓት ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ሽመት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኣደባባይ መስቀል ብድሙቕ ስነ-ስርዓት ይካየድ ኣሎ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኣደባባይ መስቀል እንትበፅሑ፥ ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እታ ከተማ ብምምፃእ ኣብቲ ቦታ እናተፀበየ ዝነበረ ህዝቢ ብልዑል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሽመት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይን ሽፋን መራኸብቲ ሓፋሽ ወፃኢን Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ቀዳማይ ሚኒስትር ኮይኖም ምምራፆም ዓለም ለኸ ሚዲያታት ሽፋን ሂቦምዎ። ኣልጀዚራ፣ ቢቢሲ፣ ቲ ኣር ቲ ወርልድን ኣፍሪካ ኒውስን ኣብ ፊት ገፆም፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ክሳብ ዝቕፅሉ 5…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ-ስርዓት ምጥያሽ መንግስቲን በዓል ሽመትን ኣብ ኣደባባይ መስቀል ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ምጥያሽ መንግስቲ ፌዴሪኢን በዓል ሽመትን ኣብ ኣደባባይ መስቀል ተጀሚሩ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ኬኒያ ኡሁሩ ኬኒያታ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ኬኒያ ኡሁሩ ኬኒያታ ኣብ በዓል ሽመት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ በዓል ሽመት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2021 0 አዲስ አበባ፣ መስከረም 24፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ በዓል ሽመት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣሕመድ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ብመሰረት እዚ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ጃን ሚኬል ሳማ ሉኮንዴ፣ ፕሬዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ማያርዲት፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ በዓል ሽመት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣሕመድ ንምስታፍ ብዙሓት ነበርቲ ናብ ኣደባባይ መስቀል ይጓዙ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በዓል ሽመት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣሕመድ ንምስታፍ ብዙሓት ነበርቲ ናብ ኣደባባይ መስቀል ይጓዙ ኣለዉ፡፡ ፍልፍል፡- ፕሬስ ሴክሬታሪያት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓፈሻዊ መኽፈቲ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽነን ፌዴሪኢተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሓፈሻዊ መኽፈቲ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽነን ፌዴሪኢተኻይዱ። ኣብቲ መኽፈቲ ጉባኤ ክልቲኦም ኣቢያተ ምኽሪ፥ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ መኸፈቲ መደረ ኣስሚዐን፡፡ እተን ፕሬዚዳንት ኣብ መደረአን፥ ዝሓለፈ ዓመት ብብዙሓት…