ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ንመፃኢ ወለዶ ዕድል ሓዊሱ ዝውስን እዩ – ምሁራን mizan mekonen May 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ተረባሕነት ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ሕዚ ጥራሕ ዘይኮነ ንመፃኢ ወለዶ ዕድል ዝውስን ጉዳይ እዩ ክብሉ ምሁራን ዓለም ለኸ ርክብን ታሪኽን ገሊፆም፡፡ ኢትዮጵያ ዘልዐለቶ ሕቶ በሪ ባሕሪ ብታሪኽ ኣጋጣሚ ዝተፈፀሙ ጌጋታት ዝእርም ውሳነ ብምዃኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣጠቓቕማ ሃፍቲ ማይ ፅዕንቶ ኣብ ልዕሊ ዘብፅሑ ኢንዱስትሪታት ተሓታትነት ንምዕሳል ይስራሕ ኣሎ mizan mekonen May 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ተጠቀምቲ ሃፍቲ ተፈጥሮ መንቀሊ ብኽለትን ብኽነትን ዝኾኑ ኣካላት ግቡእ ክፍሊት ክኸፍሉ ብምግባር ኣብ ፍቓድ ዝተደረኸ ኣጠቓቕማ ማይ ንኽህልው ንምኽኣል ይስራሕ ከምዘሎ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ገሊፁ፡፡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ምምሕዳር ሃፍቲ ማይ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 4ይ ጉባኤ ሳይንስ ኢጋድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ኣብ ስደት፣ ምምዝባልን ከተማነትን ብምጥማት ዘሰናደኦ 4ይ ጉባኤ ሳይንስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ጉባኤ “ስደት፣ ምምዝባልን ከተማነት ኣብ ዘላቒ ልምዓት ዘለዎም ፅዕንቶ” ብዝብል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ውፅኢታት ምርምርን ፈጠራ ቴክኖሎጂን ትኹረት ብምግባር ይሰርሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ውፅኢታት ምርምርን ፈጠራ ቴክኖሎጂን ትኹረት ብምግባር እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ፡፡ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 15 ግንቦት 2017 ዓ.ም ዝፀንሕ ቅነ ኤክስፖ ምርምርን ቴክኖሎጂን ስነስርዓት መኽፈቲ ኣብ ቢሾፍቱ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ መሰረተ ልምዓት ኮንስትራክሽን ውፅኢታዊ ስራሕ እናወገነት ምዃና ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መሰረተ ልምዓት ኮንስትራክሽን ዕድል ስራሕ ካብ ምፍጣር ሓሊፉ ብርኪ ናብራ ዜጋታት ብዘላቕነት ዘመሓይሽ ውፅኢት እናመዝገበት ምዃና ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ገሊፀን፡፡ መበል 20 ትካል ስራሕ ዓለም ኣብ ስራሕ ዝተመርኮዘ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቀፃሊ ዝፍጠሩ ዕድላት ስራሕ ብዲጂታል ክእለት መሰረት ከምዝገብሩ ተሓቢሩ mizan mekonen May 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ቀፃሊ ዝፍጠሩ ዕድላት ስራሕ ይኹን ካልኦት ረብሓታት÷ ዲጂታል ክህሎት መሰረት ከምዝገብሩ ከምዝኽእሉ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣረዲኡ፡፡ ዲጂታል ኢትዮጵያ ጋህዲ ንምግባር ወሳኒ ካብ ዝኾኑ መሰረተ ልምዓታት ክእለት ህንፀትን ክእለት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሃገር ቦቆል መፍትሒታት ፀገማት ንምፍታሕ ዝተጀመረ ፃዕሪ ተጠናከሩ ክቕፅል ኢዩ-ኣይተ ኣደም ፋራህ Desta May 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሃገር ቦቆል መፍትሒታት ፀገማት ንምፍታሕ ዝተጀመረ ፃዕሪ ተጠናከሩ ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ብመዓርግ መክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ብምግቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንነበርቲ ቀንዲ ሕቶ ዝኾነ ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ንምፍታሕ ይስራሕ ኣሎ – ከንቲባ አዳነች አቤቤ mizan mekonen May 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ በጎነት ቁፅሪ 3 ተባሂሉ ዝተሰየመ መንደር መንበሪ ዝተሃነፀ በዓል ሓሙሽተ ደብሪ ሕንፃ መሪቆም ንዓቕሚ ድኹማት ኣመሓላሊፈን፡፡ እቶም ኣባይቲ ኣብ ክፍለ ከተማ ብልሙድ ገብስ ሰፈር ዝበሃል መንደር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ዝተውሃቦ ትኹረት ኣብ ሓፂር ዓመታት ውሽጢ ብዙሓት ለውጥታት ምምዝጋቦም ተሓቢሩ mizan mekonen May 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መንግስቲ ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ዝተውሃበ ትኹረት ኣብ ሓፂር ዓመታት ውሽጢ ብዙሓት ለውጢታት ምምዝጋቦም ቢሮ ምምሕዳር ባህሊ፣ ኪነ-ጥበብን ቱሪዝምን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ገሊፆም፡፡ ዳይሬክተር ቱሪዝም ውሽጢ ሃገር መባፅሕ ቱሪዝም እቲ ቢሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤክስፖ ቴክኖሎጂ ኢትዮጵያ እታ ሃገር ኣብ ዓውዲ ቴክኖሎጂ ዘለዋ ዓሚቕ ዓቕሚ ዘርኢ እዩ – ከንቲባ ኣዳነች mizan mekonen May 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኤክስፖ ቴክኖሎጂ ኢትዮጵያ እታ ሃገር ኣብ ዓውዲ ቴክኖሎጂ ዘለዋ ዓሚቕ ዓቕሚ ነቲ ዓውዲ ዝተውሃበ ጠመተ ዘርኢ ምዃኑ ምምሕዳር ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ እተን ከንቲባ ብኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያን ምምሕዳር ድሕንነት…