ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ምስ ኣመራርሓን ኣባላትን ኣፋሕድ ይትቲ ኣሎ mizan mekonen Feb 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ኣምሓራ ተዓጢቆም ዝንቀሳቀሱ ዝነበሩ መገዲ ሰላም መሪፆም ዝተመልሱ ኣመራርሓን ኣባላትን ትካል ህዝባዊ ኣምሓራ ፋኖ (አፋሕድ) ይዛተ ኣሎ፡፡ ዋና ኮሚሽን ኮሚሽነር መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር) ኣብቲ…
ቢዝነስ ህንፀት መዕርፎ ነፈርቲ ሻኪሶ ተጀሚሩ Desta Feb 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ጉጂ ዘሎ ህንፀት መዕርፎ ነፈርቲ ሻኪሶ ብዕሊ ሎሚ ተጀሚሩ። ነቲ ህንፀት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሞያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ምጅማሮም ኣብ ቢሮ ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ፥ ዋና…
ቢዝነስ ከይዲ ፍርያት መዓድን ሓለዋ ከባቢ ብዘኽብር ኣገባብ ክኻየድ ይስራሕ ኣሎ – ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር) mizan mekonen Feb 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ከይዲ ፍርያት መዓድን ሓለዋ ከባቢን ተረባሕነት ነበርቲን ብዘኽብር ኣገባብ ክኻየድ ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ ኢሎም ሚኒስትር መዓድን ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር)፡፡ ካብ 12 ሃገራት ተወከልቲ ዓውዲ መዓድንን ተዋሳእቲ ዓውዲ መዓድን ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ኣድላዪ ምድላው ተገይሩ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Desta Feb 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ንመበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኣድላዪ ምድላው ዛዚማ ኢሉ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ነቢያት ጌቻቸው ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እቲ ጉባኤ ነምትእንጋድ ኣድላዪ ምድላው ትሕዝቶን ሎጂስቲክስን…
ስፓርት ዕድመ ቁፅሪ ዝገበሮ ኮኾብ ሮናልዶ… mizan mekonen Feb 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) 5 ግዜ ተዓዋቲ ባሎንዶር ዝኾነ ኮኾብ ክርስትያኖ ሮናልዶ ክብረ ወሰን እናወሰደ ሕዚውን ፀወታኡ ይቕፅል ኣሎ። ብዙሕ ውልቃዊ ዓወታት እንተሃለዎ ንናይ ገዛእ ርእሱ ዓወት ፈፂሙ ዘይርሳዕ ኩሉ ግዜ ንኻልእ ዓወት ዝፅዕርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮ ቴሌኮም ምስ ኩባኒያታት ቴሌኮም ጅቡቲን ሱዳንን ባሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዑ Gebremariam Weldegerima Feb 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም፣ ቴሌኮም ጅቡቲን ግሩፕ ሆራይዘን ሱዳቴልን ዶብ ተሳገርቲ ዝርገሐ መስመር ፋይበር ጋህዲ ንምግባር ዘኽእል ሰለስተኣዊ ስምምዕነት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ጅቡቲ ተፈራሪሞም። ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ ኣብቲ እዋን…
ቢዝነስ መመሓየሺ ኢኮኖሚ ምቹው ከባቢ ንግዲ ንኽፍጠር ኣኽኢሉ ኢዩ – ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Feb 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መመሓየሺ ኢኮኖሚ ንማሕበረሰብ ንግዲ ውሽጢ ዓዲ ይኹን ወፃኢ ምቹው ናይ ንግዲ ከባቢ ንኽፍጠር ኣኽኢሉ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)። መበል 15 ዓለም ለኸ ምርኢት ንግዲ ኢትዮ-ቻምበር "ናይ ኢትዮጵያ ይዓድጉ፤…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ደቡብ ኣፍሪካ ናብ ኣፍሪኤግዚም ተፀምቢራ Gebremariam Weldegerima Feb 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ደቡብ ኣፍሪካ ናብ ባንኪ ኢምፖርት ኤክስፖርት ኣፍሪካ (ኣፍሪኤግዚም) ተፀምቢራ። ፓርላማ እታ ሃገር ደቡብ ኣፍሪካ ኣባል ባንኪ ኣፍሪኤግዚም ንኽትከውን ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2025 ብዘሕለፎ ውሳነ መሰረት ናብ ዝዓበየ ትካል ፋይናንስ ኣፍሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተመራማሪ ስርዓት ገዳ ዝነበሩ ኣስመሮም ለገሰ (ፕ/ር) ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም Gebremariam Weldegerima Feb 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተመራማሪ ስርዓት ገዳ ዝነበሩ ኣስመሮም ለገሰ (ፕ/ር) ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም፡፡ ኣስመሮም (ፕ/ር) ስርዓ ገዳ ንኽሕሎ፣ ንኽኽበርን ብብርኪ ዓለም ኣፍልጦ ንኽረክብን ዝሰርሑ ብፍላይ መምርሒታት ዴሞክራሲያዊ ክብሪታትን ሓለዋ ህዝቢ ኦሮሞ…
ስፓርት ሸገር ከተማን ምድረ ገነት ሽረን ማዕረ ተፈላሊየን Gebremariam Weldegerima Feb 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 19 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሸገር ከተማን ምድረ ገነት ሽረን ማዕረ ተፈላሊየን። ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ቀትሪ ሰዓት 7 ክልቲአን ጋንታታት ኣብ ዝገበረኦ ፀወታ ብዘይ ሸቶ ኢየን ማዕረ ተፈላሊየን። ፀወታ እቲ ሊግ…