Fana: At a Speed of Life!

ምርጫ ህዝቢ ነኽበር ኢና…

ናይ ቀደም ኣቦታትናን ኣዴታትናን ካብ ወልቀን ጉጅለን ባህጎም ኣብሊፆም ንሃጎም ቀዳምነት ብምሃብ መስዋእትነት ረሃፅ፣ ደም፣ ዓፅምን ህይወትን ብምኽፋል ንኢትዮጵያ ኣውሪሶሙና ኢዮም። ንሕና ናይ ሐዚ ትውልዲ ድማ ሃገር ብመገዲ ሰላምን ዴሞክራሲንንቐፃሊ ትውልዲ ንምሽጋር ብካርድና ወሲንና…

ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ዘርአዩዎ ጭዋነት መረፃ ፍፁም ሰላም ኮይኑ ንኽዛዘም ኣኽኢሉ – ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣ እዋን ድህረ መረፃ ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ዘርአዩዎ ጭዋነት እቲ መረፃ ፍፁም ሰላም ኮይኑ ንኽዛዘም ኣኽኢሉ ኢዩ ኢሉ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣዲስ ኣበባ፡፡ እቲ ቤት ምኽሪ 7ይ ሓፈዊ መረፃ ብሰላም ምዝዛሙ ስዒቡ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ህንፀት ”ኣራዳ የበጎነት መንደር“ ኣጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ህንፀት ”ኣራዳ የበጎነት መንደር“ ኣጀሚረን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ዝመረፀና ህዝቢ እነመስግኖ ብቃላት ጥራሕ ዘይኮነስ ፀገማቱ ዝፈትሑ ጭቡጣት ተግባራዊ ምላሽ…

ኣብ ፅዋዕ ዓለም ኣርጀንቲና ምስ ኦስትርያ ከምኡ እውን ኖርዌይ ምስ ሴኔጋል ክራኸባ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)12 መዓልቲ ዝበፅሐ መበል 23 ውድድር ፅዋዕ ዓለም ሎሚ መዓልቲ መሸት ኣርጀንቲና ምስ ኦስትሪያ ትገብሮ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሎም፡፡ ኣብ ስታዲየም ዳላስ ምሸት ሰዓት 2 ኣብ ዝግበር ፀወታ ኣርጀንቲና እንተተዓዊታ ናብ ፀወታ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ምእታዋ…

ኣብ ብሄራዊ ረብሓታት ምስ ኩሎም ሓይሊታት ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ክንቀሳቐስ ኢየ – ኢዜማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ኢትዮጵያ ዜጋታት ንማሕበራዊ ፍትሒ (ኢዜማ)ኣብ ብሄራዊ ረብሓታት ምስ ኩሎም ሓይሊታት ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ክንቀሳቐስ ኢየ ኢሉ። እቲ ፓርቲ ውፅኢት 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ዕላዊ ምዃኑ ስዒቡ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ እቲ መረፃ ብዓወት ብምዝዛሙ እንኳዕ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ኣፍሪካ ንፈለማ እዋን ዝተዋደደ ዲጂታል ኣገልግሎት መተግበሪ መሪቆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተፈላለዩ ትካላት ዝወሃቡ ኣገልግሎታት ኣብ ሓደ መድረኽ ዘጣመረን ኣብ ኣፍሪካ ፈላማይ ዝተዋደደ ዲጂታላዊ ኣገልግሎት መተግበሪ መሪቆም ስራሕ ኣጀሚሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ…

ኣብ ክልል ትግራይ ነጊሱ ዘሎ ህውከት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ኣኽራሪ ጉጅለ ነበር ህወሓት ዘስዓቦ ህውከት ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ስግኣት ፀጥታ እናወሰኸ ይኸይድ ኣሎ ኢሎም ግዝያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ነበር ከንቲባ ከተማ መቐለ ኣታኽልቲ ሃ/ስላሴ። ኣታኽልቲ ሃ/ስላሴ ምስ ፋና…

ኢትዮጵያ ተሓባባሪ ኣቦ ወንበር ቦርድ ፓንደሚክ ፈንድ ካብ ሩዋንዳ ተረኪባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ ተሓባባሪት ኣዶ ወንበር ቦርድ ፓንደሚክ ፈንድ ኮይነን ተመሪፀን። ነዚ ስዒቡ ዶክተር መቕደስ ካብ ሚኒስትር ጥዕና ሩዋንዳ ዶክተር ሳቢነ ንሳንዚማና ተሓባባሪት ኣዶ ወንበር ቦርድ ፓንደሚክ ፈንድ ኮይነን…

ግደ ዓለም ለኸ መዓርፎ ነፈርቲ ኣቡሴራ ቢሾፍቱ ኢትዮጵያ ናብ ማእከል ኣቪዬሽን ኣብ ምስግጋር…

• ኣቡሰራ ካብ ኣዲስ ኣበባ 40 ኪሎ ሜትር ርሒቓ ኣብ ልዕሊ ፀፍሒ ባሕሪ 1 ሺሕ 910 ሜትር ቁመት እትርከብ ብምዃና ካብ ኣዲስ ኣበባ ቦሌ (2 ሺሕ 334 ሜትሮ) ብዝተመሓየሸ ኣውሮፕላናት ንክልዓላን ንኽዓልባን ምቹው ኩነታት ኣየር ዝፈጥር እዩ። • ኣቡሰራ ካብ ኣዲስ ኣበባ ቦሌ ብቑመት…

ኣብ መንጎ ኣሜሪካን ኢራንን ክካየድ ተወጢኑ ዝነበረ መድረኽ ዘተ ተሰሪዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ኣብ መንጎ ኣሜሪካን ኢራንን ክካየድ ተወጢኑ ዝነበረ መድረኽ ዘተ ሰላም ተሰሪዙ። እተን ሃገራት በዓል 14 ነጥብታት ስምምዕ ምግባረን ስዒቡ ንናይ መወዳእታ ስምምዕነት ኣብ ዝርዝር ዛዕባታት ዝግበር ድርድር ሎሚ ከምዝጅመር ተገሊፁ ምንባሩ…