ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኬንያ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ስነ-ስርዓት ምንባር እምነ ኩርናዕ ጣቢያ መፃረዪ ነዳዲ ላሙ ንምስታፍ ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ናብ ኬንያ ኣቲዮም። #PMOEthiopia
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ሳሙኤል ሞላልኝ ምክትል ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባን ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ፕላንን ብምዃ ተሸይሞም Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ንኣይተ ሳሙኤል ሞላልኝ ምክትል ከንቲባ እታ ከተማን ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ፕላንን ብምግባር ሾይሙ። ኣይተ ሳሙኤል ሞላልኝ ቅድሚ ሕዚ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ደሴ ዝነበሩ እንትኾኑ፤ ኣብ ዝተፈላለዩ ሓላፍነታት ስራሕ እውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ጉባኤ ምስረታ መንግስቲ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ህዝብታት ጋምቤላ 7ይ ዘበን ስራሕ 1ይ ዓመት ጉባኤ ምስረታኡ ኣብ ከተማ ጋምቤላ የካይድ ኣሎ። ሎሚ ዕለት ምክያድ ኣብ ዝጀመረ ጉባኤ፤ ሽመታት ሓዊሱ ተረባሕነት ህዝቢ እቲ ክልል ዘረጋግፁ ዝተፈላለዩ ውሳነታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናብራ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንምምሕያሽ ብትኹረት ክስራሕ እዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝቕፅል ምዕራፍ ንነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ናብራኦም ንምምሕያሽ ብትኹረት ክስራሕ እዩ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። እተን ከንቲባ ኣብ ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ከተማ ኮይነን ዳግም ምሻመን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምዃን ተሾይመን Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ዳግም ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምግባር መሪፁወን። ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተውሃበን ሓላፍነት ብቅንዕነትን ብትግሃትን ንምፍፃም ቃለ ማሕላ ፈፂመን። ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሪት ፈይዛ መሓመድ ዑመር ምክትል አፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ አበባ ብምዃን ተሾይመን Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንወ/ሪት ፈይዛ መሓመድ ዑመር ምክትል ኣፈ ጉባኤ እቲ ምምሕዳር ከተማ ብምግባር ሾይሙ። ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ፤ ምስረታ መንግስቲ ምምሕዳር ከተማን 4ይ ዙር መኽፈቲ ጉባኤኡን ኣብ መዘከሪ ዓወት ዓድዋ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ቡዜና ኣልከድር ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምዃን ተሾይመን Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንወ/ሮ ቡዜና ኣልከድር ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ እቲ ምምሕዳር ከተማ ገይሩ ሾይሙ። እተን ኣፈ ጉባኤ በቲ ቤት ምኽሪ ዝተወሃበን ሓላፍነት ብቅንዕነትን ብልዑል ትግሃትን ንምፍፃም ቃል ኣትየን። ቤት ምኽሪ ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስረታ መንግስቲን 4ይ ዙር መኽፈቲ ጉባኤን ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስረታ መንግስቲ ምምሕዳር ከተማን 4ይ ዙር መኽፈቲ ጉባኤኡን የካይድ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ንምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወኪሎም ዝተመረፁ ኣባላት ቤት ምኽሪ ተሳቲፎም። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢሬቻን ኣብ ብራዚል ዝኽበር ፌስቲቫል ሬቬዮንን – ዘደንቕ ምምስሳል ባህሊ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ወዲ ሰብ ድሕሪ 4 ሺሕ ዓመታት ሓዱሽ ናይ ዘበን ዑደት እናኽበረ ፀኒሑ እዩ። ኣረጊት ዓመት ሓሊፉ ሓዱሽ ዓመት እንትጅምር፣ ተፈጥሮን ፈጣሪን ናይ ምምስጋን፣ ከምኡ እውን ማሕበራዊ ርክብ ናይ ምጥንኻር ባህሊ ኣብ መላእ ዓለም ብዝተፈላለየ መንገዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በሪ ባሕሪ ታሪኻዊ ምዕራፍ ወለዶ – ዓባይ ሃገር፣ ዓብዩ ህዝቢ፣ ዓብዩ ራእይ mizan mekonen Sep 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣19 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ታሪኻዊ ፀላእቲን ወረርቲ ባዕዳውያን ገዛእትን ዝሰዓረትሉ ታሪኽ ጀማሮ፣ ኣብ ኣፍሪካ እቲ ዝዓበየ ግድብ ማይ ብባዕላ ዓቕሚ ዝሃፀት ኢትዮጵያ ኣብ ዓበይቲ ሃገራዊ ፕሮጀክታት ዘለዋ ናይ ምፍፃም ቆራፅነት ኣርእያ እያ። ኢትዮጵያ ውሽጣዊ ሓድነታ…