ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ህንፀት ኣባይቲ መምህራን ኣጀሚረን mizan mekonen Feb 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ ንመምህራን ዝኸውን ህንፃ ኣባይቲ ህንፀት ኣጀሚረን። እተን ከንቲባ ኣብቲ እዋን ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ነበርቲ ብዘላቒ መንገዲ ንምፍታሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቁፅሪ ተጠቀምቲ ኣገልግሎት ዝውውር ሞባይል ገንዘብ 58 ሚሊየን በፂሑ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Feb 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ቁፅሪ ተጠቀምቲ ኣገልግሎት ዝውውር ሞባይል ገንዘብ 58 ሚሊየን በፂሑ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብምርካብ ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ንዝተልዓሉ ሕቶታትን ርኢቶታትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፌደራል ፖሊስ ሰሌዳ ተሽከርከርቲ ቀይሩ mizan mekonen Feb 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፌደራል ፖሊስ ኢትዮጵያ ሰሌዳ ተሽከርከርቲ ቀይሩ። ሓላፊ ዋና መምርሒ ሎጂስቲክስ ፖሊስ ፌደራል ሓጋዚ ኮሚሽነር እሸቱ ፊጣ፤ ንልዕሊ 50 ዓመታት ኣብ ግልጋሎት ዝፀንሐ ናይ ፌደራል ፖሊስ ሰሌዳ ተሸከርካሪ ዝተዘበራረቐን ንፁር ዘይኮነን ከምኡ…
ስፓርት ማንቼስተር ሲቲ ምስ ኒውካስል … mizan mekonen Feb 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ካራባኦ ካፕ ፍርቂ ፍፃመ ፀዋታ ማንቼስተር ሲቲን ኒውካስል ዩናይትድን ፀወታ መልሲ ከካይዳ እየን፡፡ ኣብ ቀዳማይ ዙር ፍርቂ ፍፃመ ናብ ሴንት ጀምስ ፓርክ ኣቕናዓ 2ብ 0 ዝተዓወተት ማንቸስተር ሲቲ ኣብ ዌምብሌይ ኣቭ ዝካየድ ፀወታ ሎሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ብሓበራዊ ሽርክና ንምዝማድን ንምልማዕን ድልውቲ ኢያ-ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ Desta Feb 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ብሓበራዊ ሽርክና ምስ ዓለም ንምዝማድን ንምልማዕን ድልውቲ ኢያ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ። በቢዓመቱ ኣብ ሕቡራት ኤሚሬትስ ዓረብ ዱባይ ዝሰናዳእ ጉባኤ ዘተ መንግስታት ዓለም ይሳለጥ ኣሎ። ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብቲ መድረኽ ኣብ…
ቢዝነስ ብሔራዊ ባንኪ ዘካየዶ ውፅኢት ጨረታ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሔራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ዘካየዶ ዘካየዶ ውፅኢት ጨረታ ዕላዊ ገይሩ፡፡ ንጨረታ 70 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካን ከምዝቐረበን ኣብቲ ከይዲ 19 ባንኪታት ከምዝተሳተፉን ብምሕባር÷ 8 ባንኪታት ኣብቲ ጨረታ ከምዝተዓወቱ ገሊፆም። ኣብቲ ጨረታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀይሕ ባሕሪን ኢትዮጵያን ተፈላሊዮም ክነብሩ ኣይኽእሉን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ቀይሕ ባሕሪን ኢትዮጵያን ተፈላሊዮም ክነብሩ ኣይኽእሉን ኢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር እዚ ዝበሉ፤ ኣብ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 10ይ ስሩዕ ኣኼባ ብምርካብ ንኣባላት እቲ ባይቶ መብርሂ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኢትዮጵያ ንምጉዳእ ንባንዳታት ብገንዘብ ዝሕግዙ ሓይሊታት ይሃልዉ እምበር ኣይኽእሉዋን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንኢትዮጵያ ንምጉዳእ ንባንዳታት ብገንዘብ ዝሕግዙ ሓይሊታት ስለዘይኽእሉዋ ንሳቶም እንትኸስሩ ንሕና ጉዕዞና ክንቅፅል ኢና ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 10ይ ስሩዕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሎሚ ዘበን ዝካየድ ምርጫ ሰላማዊ፣ ፍትሓዊን ሓቛፊን ንክኸውን መንግስቲ ይሰርሕ ኣሎ-ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Feb 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ዘበን ዝካየድ ምርጫ ሰላማዊ፣ ፍትሓዊን ሓቛፊን ከምኡ’ውን ካብ ዝሓለፈ ምርጫ ዝሓሸ ንክኸውን መንግስቲ ጠንኪሩ ይሰርሕ ኣሎ ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። 6ይ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ መበል 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈላላይና ብሓይሊ ጥራሕ ናይ ምፍታሕ ልምምድ ብስእነት ሰላም ንክንነብር ካብ መንጎ ዝገበሩና ሓደ ኢዩ -ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Feb 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብስእነት ሰላም ንክንነብር ካብ መንጎ ዝገበሩናን ካብዘይተፈላለናዮምን ምኽኒያታት ቀዳማይ ካብ ጥንቲ ሒዝናዮ ዝመፃእና ኣፈላላይና ብሓይሊ ጥራሕ ናይ ምፍታሕ ልምምድ ኢዩ ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። 6ይ ቤት ምኽሪ…