Fana: At a Speed of Life!

ሰነዳት ኣገልግሎት ናብ ዲጂታላይዜሽ ንምቕያር ዘኽእል ዳታቤዝ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣገልግሎት ማህደርን ቤተ መፃሕፍትን ኢትዮጵያ ሰነዳቱ ናብ ዲጂታላይዜሽ ንምስግጋር ዘኽእል ዳታቤዝ ዕላዊ ተገይሩ። ሚኒስትር ባህልን ስፖርትን ሸዊት ሻንካ ኣብቲ እዋን ከምዝበልኦ፤ እቲ ኣገልግሎት ኣብ ምዕቃብ ባህሊ፣ ልምዲ፣ ስነ-ፅሑፍን…

ቱኒዚያ ኣብ ፅዋዕ ዓለም ድሕሪ ስዕረት ሓደ ፀወታ ሓዱሽ ኣሰልጣኒ መዚዛ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፅዋዕ ዓለም 2026 እትሳተፍ ዘላ ቱኒዚያ ድሕሪ ስዕረት ሓደ ፀወታ ሓዱሽ ኣሰልጣኒ መዚዛ። እታ ሃገር ኣብ ፈላማይ ፀወታ ዘጋጠማ 5 ን 1 ስዕረት ስዒቡ ኣሰልጣኒ ሳብሪ ላሞቺን ካብ ሓላፍነት ኣሰናቢታ። ኣብ ክንደኦም ድማ ወዲ…

ሓምለዋይ ኣሰር ሓምለዋይ ወርቂ ኢዩ – ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ውፅኢት መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ሓምለዋይ ወርቂ ኢዩ ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ናይ ሎሚ ዘበን መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር “ተስፋ ምትካል” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ትማሊ ኣብ ከተማ…

ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሉኣላዊነት ሃገር ዘየድፍር ዋልታ ሰማይ ኢዩ- ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሉኣላዊነት ሃገር ዘየድፍር ዋልታ ሰማይ ኢዩ ኢሎም ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ። ንሃገር ካብ ባዕዳዊ ወራሪን ሽርሒ ባንዳታትን ዝከላኸል ዘበናዊ ቴክኖሎጂ ዝተዓጠቐን ዘይብዳህን ሓይሊ ኣየር…

ንደቅና ዝመሓላለፍ ግዙፍ እምነ ኩርናዕ ክነንብር ኢና – ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንደቅና ዝመሓላለፍ ግዙፍ እምነ ኩርናዕ ክነንብር ኢና ኢሎም። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ከይዲ ህንፀት ፕሮጀክት ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ ዘለሉ ኩነታት ሎሚ ተዘዋዊሮም ኣብ ዝተዓዘብሉ እዋን፥…

ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ፥ ኢትዮጵያ ጥራሕ ዘይኮነትስ ኣፍሪካ እውን ከምእትኽእል ንዓለም እነርእየሉ ኢዩ- ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ ኢትዮጵያ ጥራሕ ዘይኮነትስ ኣፍሪካ እውን ምሕሳብ፣ ምትላምን ምስራሕን ከምእትኽእል ንዓለም እነርእየሉ ግዙፍ ፕሮጀክት ኢዩ ኢሎም። ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)…

ነበር ህወሓት ኣብ ክልል ትግራይ ዝካየዱ ዘላቒ ፃዕሪታት ህንፀት ሰላምን ልምዓትን የተዓናቅፍ ኣሎ – ኣረጋዊ በርሀ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መንግስቲ ፌደራል ዘላቒ ሰላምን ልምዓትን ትግራይ ብዘለዎ ተበግሶ ዝወሰዶ ቆራፅት ነበር ህወሓት ንባዕሉ ንእኹይ ዕላማ ንምውዳብ ተጠቂሙሉ ኢሎም ኣረጋዊ በርሀ (ዶ/ር)። ኣቦ ወንበር ነበር ህወሓት ዝነበሩ ኣረጋዊ በርሀ (ዶ/ር) ከምዝበልዎ፤…

ስግኣት ዓለም ዝኾነ ፀረ-ተህዋሲያን መድሓኒት ብጀርምታት ምልማድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፀረ-ተህዋሲያን መድሓኒት ብጀርምታት ምልማድ ኣብ ዓለም ዝዓበየ ስግኣት ኮይኑ ኢሉ በዓል መዚ ምግብን መድሓኒትን ኢትዮጵያ። ሎሚ መዓልቲ ግንዛበ መውሀቢ ፀረ-ተህዋሲያን መድሓኒት ብጀርምታት ምልማድ ጀርምታት ይኽበር ኣሎ፡፡ ዋና…

ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣማራፃ ሰላም ብምቕባል ናብ ማሕበረሰብ ምስ ዝተፀንበሩ ኣካላት ይዝቲ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ተዓጢቖም ዝንቀሳቐሱ ምስ ዝነበሩን ኣማራፃ ሰላም ብምቕባል ናብ ማሕበረሰብ ምስ ዝተፀንበሩን ኣካላት ይዝቲ ኣሎ። ኮሚሽነር መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)፥ እቲ ኮሚሽን ነቲ መድረኽ ዘተ ዘሰናደአ…

ኣብ ፅዋዕ ዓለም ንፈላማ እዋን እትሳተፍ ኬፕ ቨርዴ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ምድብ ፈላሞት ፀወታታት ኣሜሪካ፣ ሜክሲኮን ካናዳን ዘሰናደአኡ ፅዋዕ ዓለም 2026 ሎሚ እውን ክካየድ ኢዩ። ኣብ ምድብ 8 ብምምዳብ ኣብ ፅዋዕ ዓለም ንፈላማ እዋን እትሳተፍ ኬፕ ቨርዴ ምስ ስፔን ሎሚ ሰዓት 1፡00 ክትጋጠም ኢያ።…