ንባንኪታት ወፃኢ ዕድል ምሃብ ዓውዲ ፋይናንስ ሓዱሽ ቴክኖሎጂን ልምዲን ክረክብ ዝገብር ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪታት ወፃኢ ኣብ ኢትዮጵያ ክሳተፉ ምግባሩ ዓውዲ ፋይናንስ ሓዱሽ ቴክኖሎጂን ልምዲን ሒዙ ዝመፅእ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 10ይ ስሩዕ ኣኼባ…