ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣማራፃ ሰላም ብምቕባል ናብ ማሕበረሰብ ምስ ዝተፀንበሩ ኣካላት ይዝቲ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ተዓጢቖም ዝንቀሳቐሱ ምስ ዝነበሩን ኣማራፃ ሰላም ብምቕባል ናብ ማሕበረሰብ ምስ ዝተፀንበሩን ኣካላት ይዝቲ ኣሎ።
ኮሚሽነር መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)፥ እቲ ኮሚሽን ነቲ መድረኽ ዘተ ዘሰናደአ…