ብ200 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ እናተሃነፀ ዝርከብ ፋብሪካ መፍረዪ ዓለባ ሃሪ ህንፀት ቀዳማይ ምዕራፉ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ኣዳማ ብ200 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ እናተሃነፀ ዝርከብ ፋብሪካ መፍረዪ ዓለባ ሃሪ ህንፀት ቀዳማይ ምዕራፉ ተዛዚሙ።
ኩባኒያ መፍረዪ ሃሪ ኪንግደም ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ኣዳማ ብኽልተ ምዕራፍ ዝህነፅ ካብ ኣፍሪካ ዝዓበየ ፋብካ…