ኣብ ዞባ ምብራቕ ጎጃም ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ክልተ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ህይወቶም ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ምብራቕ ጎጃም ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ክልተ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ህይወቶም ሓሊፉ።
እቲ ሓደጋ፥ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ሒዛ እናተጓዓዘት ዝነበረት ኣውቶብስ ብምግልባጣ ዝተፈጠረ እንትኸውን፥ ህይወቶም ካብ ዝሓለፉ ተምሃሮ ብተወሳኺ…