ቀዳማይ ዙር ምምላእ ማይ ህዳሰ ግድብ ዝተዛዘመሉ ዕለት ንኢትዮጵያን ኢትዮጵያውያንን ኣዝዩ ታሪኻዊ ዕለት ኢዩ-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዱ ቀዳማይ ዙር ምምላእ ማይ ህዳሰ ግድብ ኢትዮጵያ ምዝዛሙ ኣመልኪተን ንህዝቢ ኢትዮጵያ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን።
እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ቀዳማይ ዙር ምምላእ ማይ ህዳሰ…