ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብቐጥታ ዝገብሮ ምቑራፅ ትኬት ጠጠው ከምዘበለ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Mar 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብቐጥታ ዝገብሮ ምቑራፅ ትኬት ጠጠው ከምዘበለ ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ ከምዝበሎ፥ ዝኾነ ይኹን በረራ ንምክያድ ዘድሊ ትኬት ብኢንተርኔት ክኸውን ወሲኑ ኣሎ። መበገሲ…
ቢዝነስ ኣብ ዓድዋ ምኽንያቱ ብዘይተፈለጠ ናህሪ ዋጋ ዕዳጋ ንዘርኣዩ 34 ዘይሕጋውያን ነጋዶ ንብረቶም ተዓሺጉ Gebremariam Weldegerima Mar 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ዓድዋ ምኽንያቱ ብዘይተፈለጠ ዋጋ ወሲኾም ዝተረኸቡ ኣብ ዝተፈላለዩ ዘርፍታት ንግዲ ዝተዋፈሩ ዘይሕጋውያን ነጋዶ ንብረቶም ክዕሸግ ከምዝተገበረ ተገሊፁ። እቶም ንብረቶም ዝታዓሸጎም ነጋዶ 22 ሸርሸርቲ እክሊ፣ 9 እንዳ ስሚንቶን 3 ሸቐጣ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣሜሪካ በዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ልዕሊ 86 ሽሕ በፂሑ። Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ በዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ልዕሊ 86 ሽሕን 12 ምብፅሑ ተገሊፁ። እዚ ድማ ኣብ ካልኦት ሃገራት ካብ ዝተርኣየ መጠን በቲ ቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት ንላዕሊ ክኸውን ገይሩዎ ኣሎ። ብመሰረት ፀብፃብ ዩኒቨርሲቲ ጆንስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሕክምና ቫይረስ ኮሮና ዝኸውን መድሓኒት ሃገር በቆል ምስ ዘበናዊ ብውዳድ እናተዳለወ ምዃኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሕክምና ቫይረስ ኮሮና ዝኸውን መድሓኒት ፈላጣት ሃገር በቆል መድሓኒት ምስ ዘበናዊ ሓኻይም ብውዳድ እናተዳለወ ምዃኑ ተገሊፁ። ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን፥ ቫይረስ ኮሮና ብሳይንሳዊ ምርምር ዝተሓገዘ ሃቀር በቆል ፍልጠት ምስ ዘበናዊ ሳይንስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ብልዕሊ ብር 3 ነጥቢ 4 ሚልዮን ዝተዓደጉ ናውቲ ሕክምና ብሓገዝ ኣበርኪታ Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ልምዓት ትግራይ ብልዕሊ ብር 3 ነጥቢ 4 ሚልዮን ዝተዓደጉ ናውቲ ሕክምና ብሓገዝ ኣበርኪታ። እቲ ሓገዝ፥ ማሕበር ልምዓት ትግራይን ጨንፈር ጀርመንን ብምትሕብባር ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይን ዝተዳለወ እዩ። እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምዕጋት ዝውሰዱ ሓደሽቲ ስጉምቲታት ዕላዊ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ አሕመድ ቫይረስ ኮሮና (ኮቪድ-19) ንምክልኻል ምስ ዝተጣየሸን ምስ ሚኒስቴር ኣቢያተ ዕዮ ዝተውፃእፀአን ኮሚቴ ብቪዲዮ ኮንፈረንስ ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ እቲ ቫይረስ ንምክልኻል ክሳብ ሕዚ ኣብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቦሪስ ጆንሰን ብቫይረስ ኮሮና ተለኺፎም Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ብታኒያ ቦሪስ ጆንሰን ብቫይረስ ኮሮና ተለኺፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ብዝተገበረሎም ምርመራ ምልክት እቲ ቫይረስ ከምዘርኣዩ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ገፆም ኣብ ዝፀሓፉዎ መልእኽቲ ኣፍሊጦም። ኣብ ብሪታኒያ ቁፅሪ በቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ቁፅሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት 16 በፂሑ Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ቁፅሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት 16 ምብፅሑ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኢንስቲትዩት ብዛዕባ ዝርገሐ እቲ ቫይረስ ኣድሂቡ ሎሚ መዓልቲ መግለፂ ሂቡ። 3 መጋቢት 2012 ዓ.ም ኣብ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል መንግስቲ ዘውፀኦም መምርሒታት ኣብ ዘይፍፅሙ ዜጋታት ስጉምቲ ከምዝወስድ ፖሊስ ፌዴራል ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል መንግስቲ ዘውፀኦም መምርሒታት ኣብ ዘይፍፅሙ ዜጋታት ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ስጉምቲ ከምዝወስድ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ገሊፁ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል እነደሻው ጣሰው ኣብቲ ጉዳይ ኣድሂቦም ኣብ ዝሃቡዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዳማ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፈ ሓደ ሰብ ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ከተማ ኣዳማ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፈ ሓደ ሰብ ምርካቡ ኣብቲ ክልል ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዝተጣየሸ ግብረ ሓይሊ ገሊፁ። ምስቲ ውልቀሰብ ንኽክእ ዝነበሮም 24 ሰባት ከምዝተፈለዩ እውን ተሓቢሩ። እቲ ግብረ ሓይሊ፥…