Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ፅባሕ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም መብርሂ ክህቡ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ፅባሕ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም መብርሂ ክህቡ ኢዮም። መበል ዓስራይ ስሩዕ ኣኼባ ሓምሻይ ዘበን ስራሕ መበል ሻድሻይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ክካየድ ኢዩ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)…

ኣብ መድረኽ ሃገራዊ ዘተ ኩሉ ሰዓሪ ይኸውን ማለት አንታይ ማለት ኢዩ?

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊ ዘተ መዳርግቲ ኣካላት ብምስታፍ ንሃገሮም ዝኸውን ሓሳብ ንከቕርቡ ድልድል ዝፈጥር ዲሞክራሲያዊ ከይዲ ኢዩ። ኣብ ክሊ ዘተ ዝተዳለዉ ፍሉያት መዛግብቲ ኣብ ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ኩሎም መዳርግቲ ኣካላት ሰዓርቲ ከምዝኾኑ እንትትንትኑ ናይቲ ከይዲ…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 480 ሺሕ ማናእሰይ ስልጠና ኢትዮ ኮደርስን ወረቐት ምስክርን ወሲዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 480 ሺሕ ማናእሰይ ስልጠና ኢትዮ ኮደርስን ወረቐት ምስክርን ወሲዶም ኢሉ ቢሮ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ምምሕዳር እታ ከተማ፡፡ ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይታ ኣዋሌ መሓመድ ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ÷ ስልጠና 5 ሚሊየን ኢትዮ…

ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ልዕሊ ፉልሃም ዓወት ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 24 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣብ ሜዳኣ ኦልድትራፎርድ ንፉልሃም ዘተኣናገደት ማቼስተር ዩናይትድ 3 ን 2 ተዓዊታ፡፡ ማንቼስተር ዩናይትድ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ካሴሜሮ፣ ማቲያስ ኩንሃን ቤንጃሚን ሴሼኮን እንተመዝግቡ፤ ናይ…

በቢከባቢኡ ዘሎ ሃፍቲ ብምርአይ ዝውገኑ ስራሕቲ ምዕባለ ዘረጋግፁ ኢዮም – ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባካታትን ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) መንግስቲ በቢከባቢኡ ዘሎ ሃፍቲ ብምርአይ ዝውገኑ ስራሕቲ ምዕባለ ዘረጋግፁ ኢዮም ኢሎም። ካብ ዓበይቲ ፕሮጀክታት ’ገበታ ንትውልዲ’ ካልኣይን ኣብ 385 ሄክታር መሬት ዝዓረፈን ሸበሌ ሪዞርት…

ኣርባምንጭ ከተማ ንወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 18 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣርባምንጭ ከተማ ንወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ 2 ን 1 ስዒራ፡፡ ቀትሪ ካብ ሰዓት 7 ጀሚሩ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ፀወታ፤ ኣርባምንጭ ከተማ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ታምራት እያሱ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዩናይትድ ኪንግደም፣ ጉዳያት ኮመንዌልዝን ልምዓትን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዩናይትድ ኪንግደም፣ ጉዳያት ኮመንዌልዝን ልምዓትን ይቬት ኩፐርን ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ “ምስ ሚኒስትር ጉዳያት…

ቶተንሃም ሆትስፐር ምስ ማንቼስተር ሲቲ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 24 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ሲቲ ካብ ሜዳኣ ወፃእ ምስ ቶተንሃም ሆትስፐር እትገብሮ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ምሸት ሰዓት 1፡30 ኣብ ዝግበር ፀወታ፤ ማንቼስተር ሲቲ ምስ መሪሕ እቲ ሊግ ኣርሰናል ዘለዋ ኣፈላላይ…

ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ብሪታኒያ ኢቬት ኩፐር ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ፣ ጉዳያት ሓበራዊ ምዕባለን ልምዓትን ብሪታኒያ ኢቬት ኩፐር ተዛቲዮም፡፡ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ምሰተን ሚኒስትር ኣብ ዝገበሩዎ ዘተ፥ ነዊሕ እዋን…

ኢትዮጵያ እትውግኖም ስራሕቲ ልምዓት ነቲ ዘዞባ ዘተኣሳስሩ ከምዝኾኑ ብተግባር ኣርኢያ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ እትውግኖም ስራሕቲ ልምዓት ካብ ባዕላ ሓሊፋ ኣብቲ ዞባ ብሓበራዊ ተረባሕነት ዘተኣሳስሩ ከምዝኾኑ ብተግባር ኣርኢያ ኢያ ኢሉ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ፡፡ እቲ ኣገልግሎት ሎሚ መዓል ኣን ዘውፀኦ መግለፂ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን መዓልታዊ…