ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ረቂቕ ኣዋጅ መመሓየሺ ሰራዊት ምክልኻል ናብ ናብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተመሪሑ Gebremariam Weldegerima Sep 28, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣዋጅ ሰራዊት ምክልኻል ንምምሕያሽ ዝቐረበ ረቂቕ ኣዋጅ ናብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ መሪሑ። ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል 59 ስሩዕ ኣኼባኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጨፌ ኦሮሚያ ንኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ብምግባር ሾይሙ Gebremariam Weldegerima Sep 28, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ጨፌ ኦሮሚያ 7ይ ዘበን ስራሕ ቀዳማይ ዓመት 2019 ዓ.ም ጉባኤ እናተኻየደ ይርከብ፡፡ ጨፌ ኦሮሚያ ኣብ ጉባኤኡ ንኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዳግም ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ብምግባር ሾይሙ።
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 1 ሺሕን 273 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Sep 28, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 1 ሺሕን 273 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። እቶም ተመለስቲ 1 ሺሕን 108 ደቂ ተባዕትዮ፣ 163 ደቂ ኣንስትዮን 2 ህፃናትን እንትኾኑ፤ ካብዚኣቶም ድማ 49 ዕድሚኦም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከም ደመራ ብሓባር ደው እንትንብል፤ፀልማት ሃገርና ብርሃን ዝስዓር ይኸውን- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ mizan mekonen Sep 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ከም ደመራ ብሓባር ደው እንትንብል፤ ፀልማት ሃገርና ብርሃን ዝስዓር ይኸውን ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ ስነ-ስርዓት ደመራ መስቀል ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መስቀልኣደባባይ ብድምቀት እናተኻየደ ይርከብ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ የመስቀል ደመራ በአዲስ አበባ መስቀል አደባባይ በድምቀት እየተከበረ ነው mizan mekonen Sep 26, 2026 0 አዲስ አበባ፣ መስከረም 16፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) የመስቀል ደመራ በአዲስ አበባ መስቀል አደባባይ በልዩ ልዩ ኃይማኖታዊ ሥነሥርዓት በድምቀት እየተከበረ ይገኛል፡፡ በሥነሥርዓቱ ላይ የኢትዮጵያ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ፓትሪያርክ ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ ማትያስ፣ ብፁዓን ሊቃነ ጳጳሳት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ንበዓል ደመራን መስቀልን ናይ እንኳዕ ኣብፅሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም mizan mekonen Sep 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣16 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ንኹሎም ተኸተልቲ እምነት ክርስትና ንበዓል ደመራን መስቀልን ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ መልእኽቶም እንኳዕ ንበዓል ደመራን መስቀልን 2019 ዓ.ም ብሰላም ኣብፅሐኩም ኢሎም።
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤምባሲታት ዝተፈላለዩ ሃገራት ንበዓል መስቀል ናይ እንኳዕ ኣብፅሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን mizan mekonen Sep 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኤምባሲታት ዝተፈላለዩ ሃገራት ንበዓል መስቀል ናይ እንኳዕ ኣብፅሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን። ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከባ ኤምባሲታት ኣሜሪካ፣ ኬንያ፣ ኢራን፣ እስራኤል፣እንግሊዝ፣ ኣየርላንድን ስዊድንን ንበዓል መስቀል ናይ እንኳዕ ኣብፅሐኩም ሰናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ንበዓል መስቀል ናይ እንኳዕ ኣብፅሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ mizan mekonen Sep 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ንበዓል መስቀል ናይ እንኳዕ ኣብፅሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ። ዋና ፀሓፊ ቤት ምኽሪ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ሊቀ ትጉሃን ቀሲስ ታጋይ ታደለ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፣ በዓል መስቀል ብተግባር ዝተገልፀ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደመራ መስቀል፡ ፅንዓት፣ መደመር፣ ፍቕርን ተስፋን ብርሃን mizan mekonen Sep 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ በብዓመቱ ኣብ ኣደባባይ ካብ እተኽብሮም በዓላት ሓደ በዓል ደመራ መስቀል እዩ። መስቀል ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ መስቀል ተሰቒሉ፣ ደሙ ኣፍሲሱ፣ ስጋኡ ተቘሪሱ ንዓለም ዘድሓነሉ ዙፋን ክርስቶስ ስለ ዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናብ ሓዱሽ ጥንኹር ብራኸ ዘብፅሕ ተወሳኺ ዕድል mizan mekonen Sep 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣16 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ንኢትዮጵያ ሓድሽ ዓመት ፍሉይ ዝገብሮ ካብ ምስግጋር ዘበን ብተወሳኺ ካብቲ ዘጋጠማ ጉዕዞ ቁልቁለት ተሲኣ ኣብ ዝተረጋገፀ መንገዲ ምርካባ እዩ። ናይ ሎሚ ሓቂ ብትኽክል ንምርዳእ፣ ናይ ትማሊ ኣንፈት ምዝካር ኣገዳሲ እዩ። ንዓመታት ኢትዮጵያ…