ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናብ ሓዱሽ ጥንኹር ብራኸ ዘብፅሕ ተወሳኺ ዕድል mizan mekonen Sep 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣16 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ንኢትዮጵያ ሓድሽ ዓመት ፍሉይ ዝገብሮ ካብ ምስግጋር ዘበን ብተወሳኺ ካብቲ ዘጋጠማ ጉዕዞ ቁልቁለት ተሲኣ ኣብ ዝተረጋገፀ መንገዲ ምርካባ እዩ። ናይ ሎሚ ሓቂ ብትኽክል ንምርዳእ፣ ናይ ትማሊ ኣንፈት ምዝካር ኣገዳሲ እዩ። ንዓመታት ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ንበዓል መስቀል ናይ እንኳዕ ኣብፅሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም mizan mekonen Sep 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣16 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ንበዓል መስቀል ናይ እንኳዕ ኣብፅሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ምሉእ ቃል ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ፦ እንኳዕ ንብርሃነ መስቀሉ ኣብፅሐኩም!…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንበዓል መስቀል ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም mizan mekonen Sep 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንበዓል መስቀል ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ምሉእ ቃል ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ፦ ንበዓል መስቀል እንኳዕ ኣብፀሐኩም በዓል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሰራሕ ብልሒ ኣብ እታወት ምትእስሳር ቱሪዝም መሰረታዊ ለውጢ እናምፀአ ይርከብ Gebremariam Weldegerima Sep 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰብ ሰራሕ ብልሒ ብሓፈሻ ኣብ ምትእስሳር እታወት ቱሪዝም መሰረታዊ ለውጢ እናምፀአ ይርከብ። ናይዚ ዓመት ዓለም ለኸ መዓልቲ ቱሪዝም “ዲጂታል ኣጀንዳን ሰብ ሰራሕ ብልሒ ንሓዱሽ ኣተሓሳስባ ቱሪዝም” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ክኽበር እዩ። ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምርግጋፅ ዋንነት በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ንድሕነት ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ወሳኒ እዩ – ምሁራት Gebremariam Weldegerima Sep 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ምርግጋፅ ዋንነት በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ኣብ ከባቢ ቀይሕ ባሕሪ ዝረኣዩ ስግኣታት ፀፅታ ንምቅላል ዝሕግዝ ኢዩ ኢሎም ምሁራን ፖለቲካን ምሕደራን ሳይንስ። ሞያዊ ሓሳቦም ንፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ዘካፈሉ እቶም ምሁራን፤ ጉዳይ ምውናን በሪ ባሕሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንበዓል መስቀል ዳሜራ ንተሽከርከርቲ ዝዕፀዉ መገድታት Gebremariam Weldegerima Sep 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ ዝኽበር በዓል መስቀል ዳሜራ ምኽንያት ብምግባር ንተሽከርከርቲ ዝዕፀዉ መገድታት ዕላዊ ተገይሮም። ብመሰረት እዚ ካብ 16 መስከረም 2019 ዓ.ም ሰዓት 5 ድሕሪ ቀትሪ ጀሚሩ ክሳብ መወወዳእታ እቲ በዓል፦ 👉…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓድሽ ኣብነት ዞባዊ ምትእስሳር mizan mekonen Sep 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣15 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ውህደት ምጣነ ሃፍቲ ዓብዪ ምዕራፍ ዝኸፈተ ስትራቴጂካዊ ፕሮጀክት ብምትሕብባር መንግስታት ኢትዮጵያን ጅቡትን ዕላዊ ተገይሩ። እዚ ዓብዪ ፕሮጀክት ኣብ ጅቡቲ ዝርከብ ኢንዱስትሪ ፓርክ ዳመርጆግ ምስ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ደወሌ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምኽንያት በዓል ደመራ መስቀል መርሃ ግብሪ ፅሬት ተኻይዱ mizan mekonen Sep 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣15 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ፅባሕ ዝኽበር በዓል ደመራ መስቀል ምኽንያት ብምግባር ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝኽበረሎም መንገድታትን ኣደባባያትን መርሃ ግብሪ ፅሬት ተኻይዱ። ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዓብዪ በዓል ደመራ መስቀል ብሓባራዊ ሓድነትን ብድምቀትን ንምኽባር ምድላዋት…
ስፓርት ዋልያታት ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ሱዳን ክፃወቱ እዮም Gebremariam Weldegerima Sep 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2019 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ 2027 ቀዳማይ ዙር ናይ ምድብ ፀወታኣ ሎሚ መዓልቲ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ሱዳን ክተካይድ እያ። ፀወታ ክልቲአን ሃገራዊ ጋንታታት ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 10 ኣብ ደቡብ ሱዳን ብሄራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሞተር ብሽክሌታ ምሽክርካር ንዘይተወሰነ ግዜ ተኸልኪሉ Gebremariam Weldegerima Sep 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2019 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ሎሚ መዓልቲ 15 መስከረም 2019 ዓ.ም ጀሚሩ በዓል ክልተ ወይ እውን በዓል ሰለስተ እግሪ ሞተር ብሽክሌታታት ምሽክርካር ከም ተኸልኪሉ ኢሉ ዋና ላዕለዋይ መምርሒ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ። ዋና ላዕለዋይ መምርሒ…