ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ኣብ ከተማ መቐለ ህንፀት መፅረዪ ርስሓት ኣጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Dec 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ መቐለ ልዕሊ 2 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝስራሕ ህንፀት መፅረዪ ርስሓት ኣጀሚሩ፡፡ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)ን ፕሬዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሌተናል ጄነራል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወለዶ ብስነምግባር ብምህናፅ ካብ ግዕዝይና ነፃ ዜጋ ክንፈጥር ይግባእ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Dec 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ወለዶ ብስነምግባር ብምህናፅ ካብ ግዕዝይና ዝፀረየ ዜጋ ክንፈጥር ብትኹረት ክንሰርሕ ይግባእ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ መበል 22 ዓለም ለኸ መዓልቲ ፀረ ግዕዝይና ብዝተፈላለዩ መረሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ኢነርጂ ንዘላቒ ዕቤት ኣህጉር ኣፍሪካ ብሓባር ንምስራሕ ቆራፅ ኢያ – ኣይተ ኣደም ፋራህ Gebremariam Weldegerima Dec 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ኢነርጂ ንዘላቒ ዕቤት ኣህጉር ኣፍሪካ ብሓባር ንምስራሕ ቆራፅ ኢያ ኢሎም፡፡ ቀዳማይ ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ጊፋታ” ኣብ ሓድጊ ዓለም ምምዝጋቡ ንኢትዮጵያ ልዑል ትርጉም ኣለዎ – ሰላማዊት ካሳ Gebremariam Weldegerima Dec 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መለወጢ ዘበን ህዝቢ ወላይታ “ጊፋታ” ኣዩኔስኮ ሓድጊ ዓለም ኮይኑ ምምዝጋቡ ንኢትዮጵያ ኢሉ እውን ንህዝቢ ወላይታ ልዑል ትርጉም ዘለዎ ኢዩ ኢለን ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ። በዓል መለወጢ ዘበን ህዝቢ ወላይታ “ጊፋታ” ኣብ ሕቡራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚዲያታት ግብፂ ኣብ ጉዳይ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ንዜጋታት ሓሲየን ኢየን – ግብፃዊ ኣክቲቪስት Gebremariam Weldegerima Dec 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚዲያታት ግብፂ ኣብ ጉዳይ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ንዜጋታት ዝተሰሓሓተ ሓበሬታ ብምቕራብ ንህዝቢ እናሰሓሓታ ነይረን ኢሎም ግብፃዊ ኣክቲቪስት ሃምዲ ሱሌይማን፡፡ ምስ ፋና ዓረብኛ ፖድካስት ፃሒት ዝገበሩ ሱሌይማን፥ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተጀመሩ ህንፀት መሰረተ ልምዓታት ብሰሌጤንን ፅርየትን ንክፍፀሙ ናይ ምግባር ስራሕ ተጠናኺሩ ቀፂሉ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Desta Dec 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝተጀመሩ ህንፀት ልምዓት ኮሪደርን ካልኦት መሰረተ ልምዓታት ብሰሌጤንን ፅርየትን ንክፍፀሙ ናይ ምግባር ስራሕ ተጠናኺሩ ቀፂሉ ኣሎ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። እተን ከንቲባ ሎሚ ንጎሆ ካብ ኡራኤል ብራስ፣ ቦሌ መድሃኒዓለም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዲሞክራሲያዊ ስምረት ትግራይ (ስምረት) ሕጋዊ መረጋገፂ ክልላዊ ፓርቲነት ፖለቲካ ወረቐት ምስክር ተዋሂቡ Desta Dec 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ንዲሞክራሲያዊ ስምረት ትግራይ (ስምረት) ሕጋዊ መረጋገፂ ክልላዊ ፓርቲነት ፖለቲካ ወረቐት ምስክር ሂቡዎ። እቲ ቦርድ ብመሰረት ብኣዋጅ ዝተውሃቦ ስልጣን ስምረት ሕጋዊ መረጋገፂ ክልላዊ ፓርቲነት ፖለቲካ ወረቐት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንድሕንነት ፋይዳ ታሴራ ዝኸውን ኣገልግሎት ዲጂታል ሰርተፊኬት ዕላዊ ኮይኑ Desta Dec 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምሕዳር ኢንፎርሜሽን መረብ ደሕንነት፥ ንድሕንነት ፋይዳ ታሴራ ዝኸውን ኣገልግሎት ዲጂታል ሰርተፊኬት ብዕሊ ኣጀሚሩ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ትካል ትእግስት ሃሚድ፥ እቲ ኣገልግሎት ንዜጋታት ዝህቦ ሕድ ሕድ ዲጂታል ታሴራ ሓቃዊ፣ ክረጋገፅ ዝኽእልን…
ቢዝነስ ዲጂታል ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ክመርሕ ዝኽእ ስትራቴጂ ተሓንፂፁ ይስራሕ ኣሎ – ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Dec 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ ሓሙሽተ ዓመታት ንዲጂታል ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ዝኽእ ስትራቴጂ ተሓንፂፁ ይስራሕ ኣሎ ኢሎም ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)፡፡ መኽፈቲ ስነ ስርዓት 2ይ ብሄራዊ ኮንፍረንስ ዲጂታል ክፍሊት ይሳለጥ ኣሎ። ኢዮብ ተካልኝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በቢዓመቱ 18 ነጥቢ 5 ትሪሊየን ብር ዝውውር ዲጂታል ገንዘብ ይካየድ-ምክትል ቀደማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Desta Dec 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብዚ ሐዚ እዋን ብዲጂታል ምህዳር ኢትዮጵያ በቢዓመቱ 18 ነጥቢ 5 ትሪሊየን ብር ዝውውር ዲጂታል ገንዘብ ይካየድ ኢሎም ምክትል ቀደማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። እቶም ምክትል ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ መበል ካልኣይ ኮንፈረንስ ዲጂታል ክፍሊት…