ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃይማኖታዊ ትካላት ንዝኾነ ፖለቲካ ኣጀንዳ መፈፀሚ ክኾኑ ኣይግባእን – ሚኒስቴር ሰላም mizan mekonen Jun 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ትካላት ሃይማኖት ንዝኾነ ይኹን ፖለቲካ ኣጀንዳ መፈፀሚ ክውዕላ የብለንን ኢሉ ሚኒስትር ሰላም መሓመድ እድሪስ። እቲ ሚኒስትር እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ብዝምልከት ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፤ ኣብዚ ሰሙን ኣብ ዞባ አርሲ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እዋናዊ ጉዳያት ኣመልኪቱ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝተውሃበ መግለፂ mizan mekonen Jun 6, 2026 0 24 ግንቦት 2018 ንጉሆ፤ ጩራታት ወጋሕታ ኣብ ልዕሊ ነዋሕቲ ኣኽራናት ኢትዮጵያ ከይተበተነን ፀልማት ከይወረደን ኢትዮጵያውያን ነዊሕ ሪጋ ሒዞም ተሰሊፎም። ኣብ ጅማ፣ ድሬዳዋ፣ ሃዋሳ፣ ባህርዳር፣ ከምኡ እውን ሽሞም ኣብ ዓለም ለኸ ጋዜጣዊ ዜና ፈፂሙ ክወፅእ ዘይክእሉ ከተማታትን መንደራትን፤ ደቂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተሳትፎን ተበግሶን መረፅቲ ንህንፀት ሰርዓት ዴሞክራሲ ልዑል ተስፋ ኢዩ – ፌዴሬሽን ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Jun 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ዝነበረ ተሳትፎን ተበግሶን መረፅቲ ንህንፀት ሰርዓት ዴሞክራሲ ልዑል ተስፋ ኢዩ ኢሉ ፌዴሬሽን ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ፡፡ ዋና ዳይሬክተር እቲ ፌዴሬሽን ገነት ስዩም ከምዝበለኦ፤ እቲ ፌዴሬሽን ኣብ ትምህርቲ ምምራፅን ምዕዛብን…
ስፓርት ሕፁያት ብሉፅ ተፃዋታይ ማሕበር ፕሮፌሽናል ተፃወትቲ ኩዕሶ እግሪ ዕላዊ ኮይኑ mizan mekonen Jun 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ውድድር ዓመት ስፖርት 2025/26 ሕፁያት ብሉፅ ተፃዋታይ ማሕበር ፕሮፌሽናል ተፃወትቲ ኩዕሶ እግሪ ዕላዊ ኮይኑ። ኣርሰናል ብሰለስተ ተፃወትቲ ተሓፅዮም ኣብ ቅድሚት ትርከብ እንትትኾን፤ ጋብሬል ማጋሌሽ፣ ዴቪድ ራያን ዴክላን ራይስን…
ጥዕና ወፍሪ ክታበት ሕማም ንፍዮ ኣብ ኣርባዕተ ክልላት ይውሃብ ኣሎ mizan mekonen Jun 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልላት ኦሮሚያ፣ ኣምሓራ፣ ሶማሌን ደቡብ ኢትዮጵያን ሕማም ንፍዮ ንምክልኻል ልዕሊ 418 ሺሕ ህፃናት ንምኽታብ ተተሊሙ ይስራሕ ኣሎ። በዓል ሞያ ውሃቢ ምላሽ ብክታበት ክከላኸል ዝኽእል ኣብ ጥዕና ኢንስቲትዩት ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ…
ቢዝነስ ኣብ ዞባ ሸበሌ ህንፀት ኣናእሽቲ መዕርፎ ነፍርቲ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jun 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ዞባ ሸቤሌ ወረዳ ቤረኣኖ ስራሕቲ ህንፀት ፕሮጀክት ኣናእሽቲ መዕርፎ ነፍርቲ ተጀሚሩ፡፡ ኣብቲ መጀመሪ መርሃ ሓላፊ ቢሮ ሕርሻ እቲ ክልል ኣይተ ኣብዱላሂ መሓመድን ሓላፊ ቢሮ ማይ ኣሕመድ ሚራድን (ኢ/ር)ን ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ዘለንስኪ ምስ ፕሬዚዳንት ፑቲን ፊት ንፊት ንምዝታይ ሕቶ ኣቕሪቦም Gebremariam Weldegerima Jun 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎድሚር ዘለንስኪ ምስ ሩሲያ መዘናኦም ፊት ንፊት ንምዝታይ ሓሳብ ኣቕሪቦም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ንፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ዝፀሓፉዎ ደብዳቤ ሰላም ክመፅእ ዝኽእል ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ቀጥተኛ ዘተ ምግባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበር ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣምባሳደር ዓሊ ኣብዶ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም Gebremariam Weldegerima Jun 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ነበር ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣምባሳደር ዓሊ ኣብዶ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም፡፡ ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘማሓላለፈኦ መግለፂ ሓዘን÷ ብሕልፈተ ህይወት ኣምባሳደር ዓሊ ኣብዶ መሪር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልምዓት ወሰን ሩባታት ኣዲስ ኣበባ ወሰናወሰን ሩባ ካብ ምውቃብ ሓሊፉ ልዑል ረብሓ ዝሓዘ ፕሮጀክት ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Jun 5, 2026 0 ልምዓት ወሰን ሩባታት ኣዲስ ኣበባ ወሰናወሰን ሩባ ካብ ምውቃብ ሓሊፉ ልዑል ረብሓ ዝሓዘ ፕሮጀክት ኢዩ - ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ልምዓት ወሰን ሩባታት ኣዲስ ኣበባ፤ ወሰናወሰን ሩባ ካብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት እስራኤልን ሊባኖስን ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ንምክያድ ሰማዕሚዔን mizan mekonen Jun 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) እስራኤልን ሊባኖስን ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ንምክያድ ተሰማዕሚዔን፡፡ ክልቲኤን ሃገራት ሄዝቦላህ ሓዊሱ ካልኦት ዕጡቓት ጉጅለታት ብምውፃእ ሰራዊት ሊባኖስ ጥራሕ ዝቆፃፀሮም ከባቢታት ንምምስራት ምስምዕምዖም እዩ ዝተገለፀ፡፡…