Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ጎንደር ተነቢሩ ዝነበረ ገደብ ሕላፍ ሰዓት ተላዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መምሒ ፖሊስ ምምሕዳር ከተማ ጎንደር ኣብታ ከተማ ተነቢሩ ዝነበረ ገደብ ምንቅስቓስ ሕላፍ ሰዓት ተላዒሉ ኢሉ፡፡ ኣዛዚ እቲ መምርሒ ኮማንደር ኣንተነህ ቴዎድሮስ ከምዝበሉዎ÷ ኩነታት ፀፅታ እታ ከተማ ስለዝተመሓየሸን ዘተኣማምን ሰላም ስለዘሎን ነበርቲ…

ኢንተር ሚላን ምስ ሊቨርፑል – ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ እዚ ዕለት

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ 6ይ ዙር መርሃ ግብሪ ፀወታ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ትሽዓተ ፀወታታት ክግበሩ ኢዮም፡፡ ሊቨርፑል ናብ ጣሊያን ብምምራሕ ምሸት ሰዓት 5 ምስ ኢንተር ሚላን ትገጥም እንትትከውን፥ ቼልሲ ብተመሳሳሊ ሰዓት ምስ ካሊእ ጋንታ ጣሊያን…

ሰሌዳ ግዘ መበል ሻውዓይ ሓፈሻዊ ምርጫ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ሰሌዳ ግዘ መበል ሻውዓይ ሓፈሻዊ ምርጫ ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት እዚ መውሃቢ ድምፂ መበል ሻውዓይ ሓፈሻዊ ምርጫ ዕለት 24 ግንቦት 2018 ዓ.ም ከምዝኾነ ኣፍሊጡ። ብመላኩ ገድፍ …

ካብ ባህሊን ስነ ምግባርን ዝወፅአ ዘይንቡር ኣከዳድና ንህዝቢ ዝተርኣዩ ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ባህሊን ስነ ምግባርን ሃገርና ዝወፅአ ዘይንቡር ኣከዳድና ተኸዲኖም ኣብ ኣደባባይን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥንን ንህዝቢ ዝተርኣዩ ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም ተጠርጠርቲ ኣብ መበል ሳልሳይ ጂ ፓወር ቲክቶክ ክሬቲቭ ኣዋርድ ካብ ባህሊን ስነ…

ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ወልቭስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 15 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ካብ ሜዳኣ ወፃእ ምስ ወልቭስ ክትገጥም ኢያ፡፡ ማንቼስተር ዩናይትድ ካብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ፀወታታት እቲ ሊግ ክትዕወት ዝኸኣለት ሓንቲ ፀወታ ጥራሕ እንትትከውን÷ ኣብ ሰለስተ…

እቲ ስምምዕነት ሰላም ህዝቢ ገፁ ናብ ልምዓት ንከዙር ዕድል ዝህብ ኢዩ – ምሁራን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መንጎ መንግስቲ ክልል ኣምሓራን ህዝባዊ ትካል ፋኖ ኣምሓራን(ኣፋህድ) ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላም ህዝቢ ገፁ ናብ ልምዓት ንከዙር ዕድል ዝህብ ኢዩ  ኢሎም ምሁራን። ተመራማሪ ሰላምን ፀፅታን ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ሙሉጌታ ኣየለ (ዶ/ር) ንፋና…

ህብረ ብሄራዊ ሓድነትና ኣብ ማዕርነት መሰረታት ብምውዳድ ዝተሓፈረት ኢትዮጵያ ነፅንዕ – ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ህብረ ብሄራዊ ሓድነትና ኣብ ፍትሒን ማዕርነትን መሰረታት ብምውዳድ ዝለምዐት፣ ዝተኸበረትን ዝተሓፈረትን ኢትዮጵያ ነፅንዕ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ። መበል 20 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን "ዴሞክራሲያዊ ምርድዳእ ንህብረ…

ናይ ሓባር ገዛና መሰረቱ ከየናወፀ ንምንባር ናይ ሓባር መንነት ክህልወና ይግባእ- ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ናይ ሓባር ገዛና መሰረቱ ከይተናወፀ ንምንባር ናይ ሓባር መንነት ክህልወና ይግባእ ኢሎም። መበል 20 መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ "ዲሞክራስያዊ ምርድዳእ…

ዝኾነ ይኹን ምትንኻፍን ክፉእ ሓሳብን ንኢትዮጵያ ካብ ምዕባለ ጠጠው ኣየብላን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዝኾነ ይኹን ምትንኻፍ፣ ፈተና ይኹን ክፉእ ሓሳብ ንኢትዮጵያ ካብ ምዕባለ ጠጠው ኣየብላን ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ከተማ ሆሳእና እናተኸበረ ኣብ ዝርከብ መበል 20 በዓል መዓልቲ…

ክልል ኦሮሚያ መበል 21 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ክተሰናድእ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 21 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብኣሰናዳእነት ክልል ኦሮሚያ ክኽበር ኢዩ። መበል 21 21 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኣብ ከተማ ጅማ ንኽተሰናድእ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ ከተማ…