ስፓርት ፊፋ ኣብ ፅዋዕ ዓለም 2026 ፕላስቲክ ናውቲ ናብ ስታዲየም ከይኣትዉ ኣጊዱ mizan mekonen Jun 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዓለም ለኸ ማሕበር ኩዕሶ እግሪ (ፊፋ) ኣብ ፅዋዕ ዓለም 2026 ተዓዘብቲ እቲ ውድድር ናይ ፕላስቲክ ናውታት ናብ ስታዲየም ሒዝካ ምእታው ከምዘይክኣል ኣፍሊጡ። ብመሰረት እቲ ሓድሽ ደንቢ ተዓዘብቲ ዳግማይ ኣብ ረብሓ ክውዕሉ ዝኽእሉ ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ መረፃ ህዝቢ ክልል ጋምቤላ ንዴሞክራሲን ሰላማዊ ፖለቲካን ዘለዎ ድልየት ዝተረኣየሉ እዩ mizan mekonen Jun 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ህዝቢ ንዲሞክራስን ሰላማዊ ፖለቲካን ዘለዎ ድሌት ዘርአየሉ እዩ ኢሉ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፖለቲካዊ ውድባት ክልል ጋምቤላ። ኣብ ክልል ጋምቤላ ህዝቢ ብዘይ ዝኾነ ፀገም ብሰላማዊ መገዲ ድምፂ ምሃቡ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢጋድ ኣብ ሶማሊያ ዝተፈጠረ ቅልውላው ንኹሉ ብዝሓቁፍን ብሰላማዊ መንገዲ ክፍታሕን ፃውዒት ኣቕሪቡ mizan mekonen Jun 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ልምዓት በይነ መንግስታት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ኣብ ሶማሊያ ዝተፈጠረ ዘይምርግጋዕ ንኹሉ ብዝሓቁፍን ብሰላማዊ መንገዲ ክፍታሕን ፃውዒት ኣቕሪቡ፡፡ ኣብ ሶማሊያ ርእሰ ከተማ ሞቓድሾ ኣብ ጥቓ ቤተ መንግስቲ ፕሬዚዳንት ከቢድ ድምፂ ቶኽሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያውያን ክትሕበኑ ይግባእ – ኡሁሩ ኬንያታ mizan mekonen Jun 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ብዓወት ምክያዳ ኢትዮጵያውያን ክትሕበኑ ይግባእ ኢሎም ነበር ፕሬዚዳት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ። ልኡኽ ተዓዛቢ መረፃ ሕብረት ኣፍሪካ ዝመርሑ ኡሁሩ ኬንያታ ምስ ልኡኽ ተዓዛቢ ጉጅለ ኢጋድ ብምዃን ትማሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በቢጣቢያኡ ድምፂ ዝተውሃበሉ ሓበሬታ ኣብ ክልላት መረፃ ይድመር ኣሎ – ቦርድ መረፃ Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ በቢጣቢያኡ ድምፂ ዝተውሃበሉ ሓሬታ ናብ ክልላት መረፃ ከይዱ ስራሕቲ ምድማር ይስራሕ ኣሎ ኢሉ። ኣካቢት እቲ ቦርድ ሜላትወርቅ ሃይሉ ከምዝበለኦ፤ ትማሊ ጣቢያታት መረፃ ቆፀራ ድምፂ ዛዚሞም ኣብ ጣቢያታት መረፃ ውጥት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተግባራት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ወርሒ ሚያዝያን ግንቦትን Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2026 0 ተግባራት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ወርሒ ሚያዝያን ግንቦትን ዝወገኑዎም ቁልፊ ተግባራት ምስ ስእላዊ መግለፂ! ምስፍሕፋሕ ኢንዱስትሪን ኢኮኖሚያዊ ሉኣላዊነትን:- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ናፅነት ኢኮኖሚ እታ ሃገር ንምርግጋፅ፣ ናይ ነዊሕ እዋን ዕቤት ኢንዱስትሪን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዘካየደቶ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ሰላማዊን ናፃን ነይሩ – ብፁእ ኣቡነ ኣንቶኒ Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣቦ መንበር መምርሒ ርክባት ወፃኢ ኦርቶዶክስ ቤተክርስቲያን ብፁእ ኣቡነ ኣንቶኒ ኢትዮጵያ ዘካየደቶ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ሰላማዊ፣ ናፃን ዝተረጋገአን ነይሩ ኢሎም። ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ብብፁእ ኣቡነ ኣንቶኒ ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ…
ስፓርት ኣንዶኒ ኢራኦላ ኣሰልጣኒ ሊቨርፑል ብምዃን ተሾይሙ Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስፔናዊ ኣሰልጣኒ ኣንዶኒ ኢራኦላ ንኣርነ ስሎት ብምትካእ ኣሰልጣኒ ጋንታ ሊቨርፑል ብምዃን ተሾይሙ፡፡ ኣብ ጋንታ ቦርንማውዝ ዘደንቕ ጋንታ ክሃንፅ ዝኸኣለ ኢራኦላ፤ ኣብ ኣንፊልድ ክሳብ 2028 ዓ.ም.ፈ ዘፅንሖ ኩንትራት ከምዝፈረመ ተገሊፁ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ኣካታታይን ኣሳታፊ ነይሩ – ኡሁሩ ኬንያታ Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ኣካታታይን ኣሳታፊ ነይሩ ኢሎም መራሒ ጉጅለ ተዓዛቢ መረፃ ሕብረት ኣፍሪካን ነበር ፕሬዚዳንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ፡፡ ኡሁሩ ኬንያታ ኢትዮጵያ ዘካየደቶ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፤ እቲ መረፃ ኣካታታይን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከይዲታት ዲሞክራሲ ምስ ኣጉርና ነባራዊ ኩነታትን ተሞክሮን ዝተጠዓዓሙ ንኽኾኑ ኣፍሪካዊ ትካላት ልዑል ግደ ይፃወቱ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ… Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ከይዲታት ዲሞክራሲ ምስ ኣጉርና ነባራዊ ኩነታትን ተሞክሮን ዝተጠዓዓሙ ንኽኾኑ ኣፍሪካዊ ትካላት ልዑል ግደ ይፃወቱ ኢሎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥…